Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ግንቦት 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 15 ግንቦት 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ስምምዕ ፕሪቶርያ ኣብ ዝተንጠልጠለ ኮይኑ ከምዘሎ፡ ክኢላ ፖሊሲ ኣመሪካ፡ ገሊጾም ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝጓሃሃር ዘሎ ኩነታት” ውን ዘሻቕል ምዃኑ ሓቢሩ። ህወሓት ካብ መዝገብ ፖለቲካዊ ውድባት ኢትዮጵያ ተሰሪዙ ። ገደብ ጉዕዞ ቱሪስት ናብ ትግራይ ብቅልጡፍ ፍታሕ ክግበረሉ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ጸዊዑ። ኣብ ኢትዮጵያ ፕረዚደንት ማሕበር ሰብ ሞያ ጥዕና ሓዊስካ ብዙሓት ሓካይም ተኣሲሮም ። ኣቡነ ሊዮ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ጋዜጠኛታት ካብ ማእሰርቲ ክፍትሑ ጸዊዖም ። 69 ዝዕድመኦም ጳጳስ ሮበርት ፕረቮስ መበል 267 ቅቡእ ዝፋን ቅዱስ ጴጥሮስ ኮይኖም፡ ሊዮ መበል 14 ተባሂሎም ነታ ልዕሊ 1.4 ብልዮን ኣመንቲ ዘልውዉዋ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ክመርሑ ተመሪጾም ኣለዉ። ሓድጊ ሊቀጳጳስ ፍራንሲስ፡ ምምራጽ ሊዮ መበል 14 ካቶሊካዊያን ክመይ ከምዝተቐበልዎ ኣብ ኣውስስትራሊያ ካብ…
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.