Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ግንቦት 2025)
ንሎሚ 6 ግንቦት 2025 ዝተዳለዉ ሕጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ አቕርበልኩም ... ** ኣንተኒ ኣልባኒዝ ንኻልኣይ እብረ መሪሕነቱ ብድልዱል ደገፍን ብዙሕ ድምጺ ብምርካብ ስርሑ ጅሚሩ... ** እስራኤል ንቓዛ ምሉእ ብምሉእ ንምቁጽጻርን ወተሃደራዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ግንቦት 2025)
ን ሎሚ 05 መጋቢት 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ኣብ ናይ 2025 ፌደራላዊ ምርጫ ሰልፊ ለበር ብዓብላሊ መናብር ተዓዊቱ ፣ ብኻልእ ወገን ሰልፊ ጥምረት ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ኣንጻር እቲ ሰልፊ ወናብር ተሓዲጉ ። ዝበዝሐ ዜናዊ መሰናድ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ግንቦት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ 75 ካብ ሚእቲ ድምጺ ተቖጺርሉ ኣብዘሎ ውጽኢት ምርጫ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዛጊት ሰልፊ ለበር ነቲ 86 መናብር ከም ዝረኸበን ሰልፊ ጥምረት 39 ረኺቡ 15 መናብር ገና ኣይተፈልጠን ኣሎ ። ኣብዚ ዓመታዊ ወርሒ ግንቦት ዝዝከር ሰሙን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጽገ ዱጉማን በሪሁ ኣረጋውን ኣብ ሻንግሃይ ተዓዊቶም፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ኣመዝጊቡ ጋንትኡ ማዕረ ክትወጽእ ሓጊዙ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (05/05/2025) * ኢትዮጵያዊ ጥላሁን ንጉሰ ሓድሽ ክብረወሰን ናይ’ቲ ውራይ ብምምዝጋብ ተዓዋቲ ማራቶን ቤልፋስት ኮይኑ፡ * ጽገ ዱጉማን በሪሁ ኣረጋውን ኣብ ውድድራት ኣልማዛዊ ሊግ ሻንግሃይ 2025 ዝድነቕ ዓወታት ኣመዝጊቦም፣…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሰልፊ ዕዮ ኣውስትራሊያ ኣብ ምርጫ 2025 ብገፊሕ ተዓዊቱ፡
ኣብ ናይ 2025 ፌደራላዊ ምርጫ ሰልፊ ለበር ብዓብላሊ መናብር ተዓዊቱ ፣ ብኻልእ ወገን ሰልፊ ጥምረት ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ኣንጻር እቲ ሰልፊ ወናብር ተሓዲጉ ። ኣብቲ ሓያል ተወዳዳርነት ከርኢ ትጽቢት ተገይርሉሉ ዝነበረ ውድድር ምርጫ ፡ ኣንቶኒ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ገደብ ሓሳብካ ምግላጽ ስክፍታ ቀሪቡ፡ ኤርትራ ድማ ብናጽነት ፕረስ ፡ ካብ 180 ሃገራት ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ።
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ህወሓት ከም ብሓዱሽ ምዝገባ ኮኒኑ ፤ ሕጋዊ ሰብነቱን ክምለስ ጸዊዑ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሮም 14 ኤምባሲታት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ገደብ ሓሳብካ ምግላጽ ስክፍታኦም ገሊጾም። ኤርትራ፡ ብወገና ብናጽነት ፕረስ ዓመተ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow the money: how lobbying and big donations influence politics in Australia - SBS Examines: እቲ ገንዘብ ነናብ ዝኸዶ ተኸተልዎ፡ ዓበይቲ ወፈያታት ገንዘብን ሎቢይን ንፖለቲካ ኣውስትራልያ ብኸመይ ይጸልዉዎ
Experts say a lack of transparency leaves Australians unaware of "undue influences" at play across all levels of government. - ንነበር ኣውስትራልያውያን ፖለቲከኛታት ልሙድ ዝኾነ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 ግንቦት 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 1 ግንቦት 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣብ ጎስጓስ ምርጫ ኣውስትራሊያ ጉዳይ ስድተኛታት ሓደ ካብ ዛዕባታት ኮይኑ ብሰልፍታት ፖለቲካ ቀሪቡ ኣሎ። ብዛዕባ'ዚ ዝምልከት ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስን ፕሮፌስር ፈትሒ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 ግንቦት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ** ሰልፊ ግሪንስ “ናብ ከዋኽብቲ ንብጻሕ” ብዝብል ቴማ ወግዓዊ ጎስጓሱ ከፊቱ። ** ናይ ዩናይትድ ስቴትስ ፕሬዝዳንት ዶናልድ ትራምፕ ኣኼባ ካቢነኡ ን ኣኼባ ጸዊዑ ። ** ጋንታ ሶኮሩ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ዝግበር ዉድድራት ዋንጫ ዓለም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሚኒስተር ዜና ኤርትራ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ገለ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኣጠንቂቑ። (ጸብጻብ)
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ሚኒስተር የማነ ገብረመስቀል ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ገለ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኣጠንቂቑ። ኢትዮጵያ፡ ኣስታት 250 ኤርትራውያን ስደተኛታት ሰጒጓ ፕረዚደንት ትግራይ ነበር ኣቶ ጌታቸው ረዳ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣገደስቲ ዛዕባታት ማሕበረሰባት ካብ ሰልፍታት ፖሎቲካ ኣብ እዋን ምርጫ ፈደራል 2025
ካብ ጉዳያት ሰብኣዊ ቪዛ ፡ ብዕድመ ንዝደፍኡ ጥሮታ ምዕባይን ንመደባት መንእሰያት ዝኸውን ምወላ ምውሳኽን ዝ ኣመሰሉ ጉዳያት ዝምልከት - SBS ብዛዕባ እቲ ኣብ እዋን ወፍሪ ምርጫ ብዙሕ ሸፈነ ዘይረኸበ ኣገዳሲ ጉዳይ ንሰማዕቲ ሓቲቱ ። ወሃብቲ ዝሃብዎ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWho's Right? Who's Left? What role will religion play in this election? - SBS Examines: መን'ዩ የማን፧ መን'ዩ ጸጋም፧ ሃይማኖት ኣብ'ዚ ምርጫ ኣውስትራልያ እንታይ ጽልዋ ክህልዎ'ዩ፧
The differing and diverse religious beliefs Australians hold will influence their vote this election. - ኣውስትራልያውያን ዝኽተልዎም ዝተፈላለዩን ብዙሓትን ዝኾኑ ሃይማኖታዊ እምነታት ኣብ'ዚ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (30 ሚያዝያ 2025)
ንሎሚ 30 ሚያዝያ 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ አቕርበልኩም ፈለማ ኣርእስታቶ፡ ምምሕዳር ትራምፕ ሩስያን ዩክረይንን ጭቡጥ ውጥናት ንዕርቂ እንተዘየፍርዮም ካብቲ ሽምግልና ክወጽእ ምዃኑ ኣጠንቂቑ ። ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኢስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ሚያዝያ 2025)
ንሎሚ 29 ሚያዝያ 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ኛ ኣርእስታት፡ ** ኣብ ዩክሬን ዝግበር ዘሎ ዉግእ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ተኹሲ ደው ክብል ፕረሲድንት ሩሲያ ቪላድሚር ፑቲን ኣዊጁ ... ** ኣብ የመን ዝርከቡ ዕጡቓት ሑቲ ፡ ኣብ ኣውራጃ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ብዝሒ ስደተኛታት ጠንቂ ጸገም ቁጠባን ገዛን" ብሂላት ብዛዕባ ስድተኛታት ኣብ ጎስጓስ ምርጫ ዝምልከት መጽናዕቲ ዶ/ር ማኑኤል ኤልያስ ካብ ዲክን ዩኒቭርሲቲ
ኣብ ጎስጓስ ምርጫ ኣውስትራሊያ ጉዳይ ስድተኛታት ሓደ ካብ ዛዕባታት ኮይኑ ብሰልፍታት ፖለቲካ ቀሪቡ ኣሎ። ብዛዕባ'ዚ ዝምልከት ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስን ፕሮፌስር ፈትሒ ማንሱሪ "4 key myths that manufacture an immigration…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWho's Right? Who's Left? How will migrant communities vote this election? - SBS Examines፣ መን'ዩ የማን፧ መን'ዩ ጸጋም፧ መጻእቲ ማሕበረስባት ኣብ'ዚ ምርጫ ከመይ ከድምጹ'ዮም፧
Migration policies are a hot topic this election, but it's not clear how our diverse communities will cast their vote. - ፖሊሲታት ብዛዕባ መጻእቲ ወይ ናብ'ዚ ሃገር ዝመጹ ሰባት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 ሚያዝያ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብዚ ትሕቲ ሰሙን ተሪፍዎ ዘሎ ምርጫ ፈደርኣል ኣውስትራሊያ፡ መራሕቲ ዓበይቲ ሰልፍታት ኣብ ራብዓይን ናይ መወዳእታን ናይ ምርጫ ክትዕ ብዛዕባ ምጉዳል ክብሪ መነባብሮ ዝምልከት ፖሊሲታቶም ክሕተቱ ኣምስዮም ... ** ቫቲካን መቓብር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሊቨርፑል ሻምፒዮን ኮይና፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ምምዝጋብ ይቕጽል፣ ትዕግስት ኣሰፋ ንማራቶን ለንደን ተዓዊታቶ
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (28/04/2025) * ኢትዮጵያዊት ትዕግስት ኣሰፋ ኣብ ማራቶን ለንደን ሓድሽ ክብረወሰን ብምምዝጋብ ተዓዊታ፡ * ኤርትራዊ መንእሰይ ሳይመን ተስፋጊዮርጊስ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ 10ኪሜ ቤንጋሉሩ ዝድነቕ ካልኣይ ወጺኡ፣ * ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛወጥሪ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብሰላማዊ መፍትሒ ክሃድእ ኣቦወንበር ህወሓት ጸዊዑ። (ጸብጻብ ልኡኽና)
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ወጥሪ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብሰላማዊ መፍትሒ ክሃድእ ኣቦወንበር ህወሓት ጸዊዑ። ብጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ህወሓት “ናብ ፓርቲነት" ዘሰጋግሩዎ መስርሓት ይዛዝም ከም ዘሎ ኣፍሊጡ። ዓለምለኸ ማሕበረሰብ ምሁራትን ሰብ ሞያን ምስ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዓብዱልፋታሕ ኣሕመድ ብፖሊስ ድሕሪ ምቕታሉ፡ ኣፍሪቃውያን ነበርቲ መልበርን ቁጥዓኦም ንምግላጽ ሰልፊ ገይሮም።
ብሓሙስ ምሸት ኣብ ምዕራብ መልበርን ኣብ ፉትስክረይ ሓደ ሰብ ብፖሊስ ተተኲስሉ ድሕሪ ምቕታሉ ፡ ብኣማእታት ዝቝጸሩ ሰባት ኣንጻር እቲ ቅትለት ሰላማዊ ሰልፊ ወጺኦም። ኣስታት 200 ዝዀኑ ሰባት ፡ ኣብ ኒከልሰን ስትሪት ኣብ ማእከል ፉትስክረይ ናይቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ብኢ ኤስ ትግርኛ (24 ሚያዝያ 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 24 ሚያዝያ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝምልከት ሓድሽ መጠንቀቕታ ኣውጺኡ። ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ሚያዝያ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ሰልፊ ጥምረት ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ንዘሎ ናይ ስድራን ዘቤታዊ ጐንጺን ንምምካት ተወሳኺ 90 ሚሊዮን ዶላር ከምዝምድብ ገሊጹ ። ንቱርኪየ 6.2 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጢምዎ እዩ ። ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ናሆም ዘርኣይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛውድብ ሕቡራት ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝምልከት ሓድሽ መጠንቀቕታ ኣውጺኡ። (ጸብጻብ)
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ምስ ኣብ ኢትዮጵያ ሓላፊ UN-OCHA ተመያይጡ። ፕረዝደንት ትግራይ ዝተጣየሸ ካብኔ ሓቛፋይን ኣሳታፍን ኣይኮነን ተባሂሉ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ሚያዝያ 2025)
ንሎሚ 23 ሚያዝያ 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ** ሰልፊ ተቓዋሚ ኣብ ፈደራል ምርጫ እንተተዓዊቱ ወጻኢታት ምክልኻል ከምዘዛይዶ ተመባጺዑ... ** ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ንቕትለት በጻሕቲ ሃገር ኣብ ክሽሚር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWhat is Closing the Gap? - ምዕጻው ጋግ (Closing the Gap) እንታይ እዩ፧
Australia has one of the highest life expectancies in the world. On average, Australians live to see their 83rd birthday. But for Aboriginal and Torres Strait…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ሚያዝያ 2025)
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (22/04/2025) * ጠንቂ ሞት ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ወቕዒን ክምለስ ዘይክእል ሕማም ልቢን ከምዝኾነ ቫቲካን ዘውጽኦ ምስክር ወረቐት ሞቶም ኣረጋጊጹ፣ * መራሕቲ ሃገራት ካብ መላእ ዓለም ብሞት ጳጳስ ፍራንሲስ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWho's Right? Who's Left? The ideological gender gap in Australia - #SBSExamines: መን'ዩ የማን፧ መን'ዩ ጸጋም፧ ኣብ መንጎ ጾታታት ዘሎ ስነሓሳባዊ ፍልልይ ኣብ ኣውስትራልያ
Elections overseas last year showed a growing political divide between young men and women. Will the same happen here? - ዝሓለፈ ዓመት ዝተኻየዱ ምርጫታት ኣብ ካልኦት ሃገራት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዝርርብ ብዛዕባ'ቲ ብዙሕ ሰብ ዘይዛረበሉ ሕማም ምስ ክኢላ ጥዕና ኣእምሮ ዮርዳኖስ ተስፋይ።
ብዙሕ ሰብ ጸገም ጥዕና ኣእምሮ ዘጋጥሞ'ኳ እንተኾነ ሰኣን ግቡእ ሕክምና ምርካብ ክሳብ ሞት ዝበጽሑ ኣለዉ። ሰባት ጸገም ጥዕና ኣእምሮ ከምዘለዎም ብምንታይ ይፈልጡ፧ መቕርቦም ጸገም ከምዘለዎም ብኸመይ ክፈልጡ ይኽእሉ፧ ብዙሓት ጸገም ከምዘለዎም እናፈለጡ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ሚያዝያ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ብሚልዮናት ዝቝጸሩ ኣውስትራልያዊያን ኣድመጽቲ ኣቐዲምካ ድምጺ ምሃብ ካብ 22 ሚያዝያ ኣብ ዝጅምርሉ : መራሕቲ ቅድሚ እቲ ድምጺ ምሃብ ምጅማሩ ፖለቲካዊ መብጽዓታቶም ይቕጽሉ ። ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ፍራንሲስ ኣብ ናይ በዓል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ሚያዝያ 2025)
ን ሎሚ 21 ሚያዝያ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ በዚ ኣጋጣሚ ንኹላትኩም ትንሳኤ የሱስ ክርስቶስ ተኽብሩ እንቋዕ ጾመ ልጓም ፈትሓልኩምን ርሑስ በዓል ክኾነልኩም እናተመነኹ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከ ሎሚ ብ ኣመንቲ ክርስትና በዓል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓዱሽ ፕረዚደንት ትግራይ ነበር ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ናብ ትግራይ ክምለስ ጸዊዑ።
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፥ ሓዱሽ ፕረዚደንት ትግራይ ነበር ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ናብ ትግራይ ክምለስ ጸዊዑ። ኣብ ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ መርሃ ግብሪ ዳግማይ እግሪ ምትካል ነበር ተጋደልቲ መሊሱ ጀሚሩ። ብርጌድ ንሓመዱ ብዝብል ዝፍለጥ ህዝባዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሊቨርፑል ጽዋዕ ፕሪምየር ሊግ ክትዓትር 3 ነጥቢ ጥራይ ተሪፍዋ፣ ኤርትራዊ ዳዊት ሰዓረን ኢትዮጵያዊት ገላ ሃምበሰን ኣብ ቦስቶን ተዓዊቶም፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (21/04/2025) * ኤርትራዊ ዳዊት ሰዓረን ኢትዮጵያዊት ገላ ሃምበሰን ኣብ ውድድር 5ሽሕ ሜትሮ ቦስቶን ተዓወትቲ ኮይኖም፣ * ናይ ማራቶን ቦስቶን ሻምፒዮንኦም ዝከላኸሉ ኢትዮጵያዊ ሲሳይ ለማን ኬንያዊት ሄለን ኦቢሪን ኣብ'ቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ሚያዝያ 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 17 ሚያዝያ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። እቲ ኣብ ሱዳን ዘሎ ኩነታት ትካላት ረድኤት ኣብ ታሪኽ እቲ ዝዓበየን ዝቐልጠፈን ናይ ምምዝባል ቅልውላው ኢለንኦ ኣለዋ ። ኣብ ሱዳን ውግእ ሓድሕድ ናብ ሳልሳይ ዓመት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኩነታት ሱዳን ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝገደደ ሰብኣዊ ቅልውላው፡
ትካላት ረድኤት ኣብ ታሪኽ እቲ ዝዓበየን ዝቐልጠፈን ናይ ምምዝባል ቅልውላው ኢለንኦ ኣለዋ ። ኣብ ሱዳን ውግእ ሓድሕድ ናብ ሳልሳይ ዓመት [ካብ ሚያዝያ 2023] ኣብ ዝኣተወሉ ዘሎ ፡ ዳርጋ 13 ሚልዮን ካብ መነባብሮኦም ተመዛቢሎም እዮም ። ኣብታ ሃገር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ኤርትራ ዘሎ፡ ኤምባሲ ኣመሪካ ንሓዋሩ ክዕጾ እማመ ቀሪቡ። (ጸብጻብ)
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ሓዱሽ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብሄራዊ ዕርቂ ክግበር መደብ ከም ዘሎ ገሊጹ። ደጋፍን ተቓዋምን ኮይኑ ኣብ ክልተ ተኸፋፊሉ ዘሎ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ትግራይ ናብ ሓደ ብሄራዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመስርሕ ሕውየት ድሕሪ ምዕልቕላቕን ማዕበልን፡
ኣውስትራልያ ፡ ብተደጋጋሚ ብርቱዕ ህቦብላን ምዕልቕላቕ ማይን የጋጥማ ኣሎ ፣ ድሕሪ ነፍሲወከፍ ዘጋጥም ባህርያዊ ሓደጋታት ማሕበረሰባት ከኣ ናብ ንቡር ንምምላስ ነዊሕ ጉዕዞ ይጽበዮም ። እቲ ዝናብ ድው ምስበለ ግና ፡ ከመይ ጌርካ ናብ ቤትካ ብሰላም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 መጋቢት 2025)
ንሎሚ 16 መጋቢት 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ዜና፡ ** ብዛዕባ ፖሊሲታት መንበሪ ኣባይቲ ዝምልከት ኣብ ልዕሊ ክልቲኦም ዓበይቲ ሰልፍታት ፖሎቲካ ኣውስትራሊያ ነቐፌታ ይቐርብ ኣሎ ... ** ማእከላይ ባንክ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWho's Right? Who's Left? Where do you fall on the political spectrum? - SBS Examines: መን`ዩ የማን፧ መን`ዩ ጸጋም፧ ኣብ ፖለቲካዊ ኣረኣእያታትኩም ኣየናይ ሸነኽ`ዩ ዝውክለኩም፧ (1ይ ክፋል)
For years, the labels 'left' and 'right' have been used to describe where political parties sit. But are they still useful? - ንነብስኹም ኣብ ጸጋማዊ ዲኹም የማናዊ ኣተሓሳስባ ወይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 መጋቢት 2025)
ንሎሚ 15 መጋቢት 2025 ዝተዳለዉ ሃጽርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስታት ... ** ፕረሲደንት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ መሳለጥያታት ኑክሌስ ኢራን ከጥቅዕ ምዃኑ ይፋራርሕ... ** ዓበይቲ ሰልፍታት ኣውስትራሊያ ብዛዕባ ኣባይቲ ዝምልከት መደባቶም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 መጋቢት 2025)
ን ሎሚ 14 መጋቢት 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ኣውስትራሊያዊያን ኣብ 3 ግንቦት 2025 ወከአልቶም ንፈደራል መንግስቲ ክመርጹ እዮም። ኣባላት ማሕበረሰብና እቶም ቀንዲ ዘአገድስዎም ጉዳያትን ካብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 መጋቢት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ንገለ ኤለክትሮኒካዊ ፍርያት ዝንሓፍ ቀረጽ ከም ዘየለ ፕረሲደንት ትራምፕ ገሊጹ ። ኣብ ሓንቲ ከተማን ናይ ሱዳን ዞባ ዳርፉር ኣብ ዝርከብ ክልተ ማእከል ተመዛበልቲን ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ልዕሊ 100 ሰባት ተቐቲሎም ። ሰልፍታት ፖለቲካ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛብመንግስቲ ኤርትራ ዕድመ ዝተገብረሉ ጉጅለ ልኡኽ ኤዉረጳዊ ሕብረት፡ ኣብ ኤርትራ ዑደት ኣካይዱ።(ጸብጻብ)
ሓዱሽ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ 18 ዓበይቲ ዝተብሃሉ ሕቶታት ብፅሑፍ ተቐቢሉ። ህወሓት ንፕረዚደንነት ሌ ጀነራል ታደሰ ወረደ ከምዝድግፍ ኣረጋጊፁ። ብመንግስቲ ኤርትራ ዕድመ ዝተገብረሉ ጉጅለ ልኡኽ ኤዉረጳዊ ሕብረት፡ ኣብ ኤርትራ ዑደት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቅድድም ብሽግለታ ፓሪስ-ሩበይ ማቲው ፋን ደር ፓውል ተዓዊትዎ፣ ቢንያም ግርማይ መበል 15 ኣትዩ፣ በዳቱ ሂርፓ ኣብ ማራቶን ፓሪስ ተዓዊታ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (14/04/2025) * ታደይ ፖጋቻር ወዲቑ ማቲው ፋን ደር ፖወል ኣብ ዝተዓወተሉ ብዙሕ ትጽቢት ኣብ ዝግበረሉ ቅድድም ብሽግለታ ፓሪስ-ሩበይ ቢንያም ግርማይ ዘዕግብ መበል 15 ኣትዩ፡ * ኢትዮጵያዊት በዳቱ ሂርፓ ካልኣይ ዓወታ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 መጋቢት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ፕሬዝዳንት ዶናልድ ትራምፕ ኣንቢርዎ ዘሎ ንናይ ብዙሓት ሃገራት ልዑል ቀረጽ ን90 መዓልታት ደው ከምዘበሎ ኣፍሊጡ - ኣብ ልዕሊ ቻይና ተወሳኺ ናይ ታሪፍ ወይ ቀረጽ ናብ 125 ሚኢታዊ ክብ ኣቢልዎ ኣሎ ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኢትዮጵያ፡ ' ንሕቶ መሰል ኣፍደገ ባሕሪ ተካይዶ ጻዕሪ ብዘለዎ ረስኒ' ክቕጽል ምዃኑ ኣፍሊጣ።(ጸብጻብ)
ውዕሊ ፕሪቶርያ ንምትግባር መላእ ዓቕሚ ህዝቢ ክንጥቀም ኢና ክብል ፕሬዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀ/ ታደሰ ወረደ ገሊጹ። ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራትን ሰብ ሞያን ትግራይ ድማ ፣ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ናይ ፖለቲካ ኣፈላላያት ብሰላማዊ መንገዲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛክንዮ መጻሕፍቲ፡ ኣብያተ መጻሕፍቲ ንኹሉ ብማዕረ ዝህባኦ ብዙሕ ኣገልግሎታት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
ህዝባዊ ብያተ ንባብ ኣውስትራሊያ ፍሉያት ቦታታት እዮም ። እወ ፡ ብናጻ መጻሕፍቲ ኽትልቃሕ ይግብሩ እኳ እንተ ኰኑ ፡ ብዙሕ ብናጻ ንዅሎም ሰባት ካልእ መደባትን ኣገልግሎታትን እውን ይህቡ እዮም ፣ ካብ ንኣሽቱ ቘልዑ ኽሳዕ ዓበይቲ ዜጋታት እንቋዕ ደሓን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጽርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ሚያዝያ 2025)
ንሎሚ 9 ሚያዝያ 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኣርእስታት፡ ** ቀዳማይ ሚኒስተር ን መራሒ ሰልፊ ተቓዋምን ናይ ፈለማ ናይ ምርጫ ክትዕ ኣካይዶም ... ** ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ቻይና ናይ 104 ሚእታዊ ቀረጽ ወይ ታሪፍ ኣንቢራ ... ** ኣብ ግጥማት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛIt's one of the most common forms of domestic violence. Why does it still go unrecognised and unreported? - SBS Examines: ሓደ ካብ'ቶም ብብዝሒ ዘጋጥሙ ዓይነታት ዘቤታዊ ዓመጽ'ዩ፡ ንምንታይ ደኣ'ዩ ዘይፍለጥን ዘይጥራዓሉን፧
In Australia, 90 per cent of women who have sought support for domestic violence have experienced financial abuse, and experts say migrant women are more at…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣባላት ማሕበረሰብና ካብቶም ኣብ ፈደራል መንግስቲ ዝምረጹ ሕጹያትን ፖሊስን ዝጽበይዎም ንገራት፡ ዝርርብ ምስ ኣቶ ልኡል ፍስሃ
ኣውስትራሊያዊያን ኣብ 3 ግንቦት 2025 ወአከአልቶም ንፈደራል መንግስቲ ክመርጹ እዮም። ኣባላት ማሕበረሰብና እቶም ቀንዲ ዘአገድስዎም ጉዳያትን ካብ ሕጹያት ዝጽበዮም ፖሊሲታት እንታይ ምዃኖም ኣቶ ልኡል ፍስሃ ኣብሪሁ ኣሎ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (08 ሚያዝያ 2025)
ንሎሚ 8 ሚያዝያ 2025 ዝተዳልዉ ሓጸርቲ ዜናታት፡ ኣርእስታት ዜና፡ ** ሚኒስተር ጥዕና ማርክ በትለር ፡ ነቲ መንግስቱ ብዛዕባ ኣብ ናይ ኣእምሮኣዊ ጥዕና ዝገብሮ ናይ 1 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ ፡ ብዙሕ ወጻኢታት ዝምልከት ንዝቐርብ ዘሎ ሕቶታት ይጣበቐሉ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 መጋቢት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ሰልፊ ለበር ን ኣድመጽቲ ንምስሓብ ወነንቲ ቤት ፡ ዝሓሰረ ጸዓት ንኽረኽቡ ፡ ን ባተሪታት ዝኸውን ናይ 4,000 ዶላር ምወላ ተመባጺዑ ኣሎ ። ብፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝሓለፈ ሰሙን [2 ሚያዝያ] ሓድሽ ታሪፍ ፡ ዒላማ ዝተገብረለን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 መጋቢት 2025)
ን ሎሚ 07 መጋቢት 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ : መምህር ጸጋይ ተስፋይ፡ ኣብ 1996 ናብ ኣወስትራሊያ ተሰዲዱ ስድራ ቤቱ ብምእላይን ነቲ ማሕበረሰብ ኣብ ምግልጋልን ኣሕሊፍዎ። ሞት ዘይተርፍ ዕዳ ወዲሰብ ብምዃኑ ከኣ፡ ብ27 መጋቢት 2025 ካብዛ ዓለም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ጃማይካ ኣብ ዝተኻየደ ውድድራት ኣትለቲክስ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ዲሪበ ወልተጂ ሻምፒዮን ኮይና፡ (ሰሙናዊ መደብ ስፖርት)
ንሎሚ ዝተዳለወ ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ ካብ'ዚ ቀጺልና ከነቕርበልኩም ኢና፡ ፈለማ ግን ኣርእስታቱ፡ ኣብ ጃማይካ ኣብ ዝተኻየደ ውድድራት ኣትለቲክስ (ኪንግስተን ግራንድ ስላም ትራክ) ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ዲሪበ ወልተጂ ሻምፒዮን ኮይና፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣባላት ቐዋሚ ኮሚቴ ጊዜያዊ ቤት ምኽሪ ትግራይ ምስ ኣምሳደር ኣሜሪካ ተዛትዮም። (ጸብጻብ)
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ኣብ ትግራይ ሽልማት ሕሩያት መማህራን ተጀሚሩ። ኣባላት ቐዋሚ ኮሚቴ ጊዜያዊ ቤት ምኽሪ ትግራይ ምስ ኣምሳደር ኣሜሪካ ተዛትዮም። ፈጻሚ ጉዳያት ኢምባሲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጲያን ሕብረት ኣፍሪቃን ፡ ምስ ወከልቲ ሰበ-ስልጣን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ብሞት መምህር ጸጋይ ተስፋይ ምሉእ ማሕበረሰብ ኲንስላንድ እዩ ሓዚኑ።" ኣቶ ሚኪኤል (ወዲ ቐሺ)
መምህር ጸጋይ ተስፋይ፡ ኣብ ወርሒ ለካቲት 1949 ኣብ ኣውራጃ ሰራየ ወረዳ ዓዲ ዃላ ኣብ እትርከብ፡ ዓዲ ባሕሮ ተወሊዱ። ዕድመኡ ንትምህርቲ ምስ ኣኸለ ድማ ክሳብ 8ይ ከፍሊ ኣብ ቤት ትምህርቲ ማእከላይ ደረጃ ዓዲ ዃላ ተማሂሩ። ድሕሪኡ ናብ ኣስመራ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛThe legal loophole allowing political lies during elections - SBS Examines: ኣብ ግዜ ምርጫታት ፖለቲካዊ ሓሶታት ክሓልፉ ዘፍቅዱ ክፍተታት ሕጊ
With an election date set for May 3rd, campaigning has officially begun. But political advertisements have already been circulating for months. Can you trust…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 መጋቢት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ሰልፊ ጥምረት እንተድኣ ተመሪጹ ናይ ሕርሻን ዕደናን ጽርግያታት ንምምሕያሽ 600 ሚልዮን ዶላር ከውጽእ ምዃኑ ቃል ኣትዩ ኣሎ ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንተኒ ኣልበኔዝ ፡ ኣብዚ ኣመሪካ ግብሪ ክትውስኽ ምዃና ገሊጻትሉ ዘላ እዋን ብጽንዓት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛብጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ክንፊ ህወሓት ዕጥቃዊ ቃልሲ ከም 'ኣማራጺ' ከም ዘይወስድ ገሊጹ። (ጸብጻብ)
ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ፡ መልእኽቲ መራሒ ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ናብ ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ማያርዳት ኣብጺሑ። ብኲናት ንዝተሃሰየ ዓውዲ ጥዕና ትግራይ ብመፅናዕቲ ዝተደገፈ መፍትሕታት ንምንዳይ ዝዓለመ 10ይ ዓለም ለኸ ዓውደ መፅናዕቲ ተጀሚሩ። ፖለቲካዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow to vote in the federal election - ኣብ ፈደራላዊ ምርጫ ኣውስትራልያ ከመይ ገይርኩም ተድምጹ
On election day the Australian Electoral Commission anticipates one million voters to pass through their voting centres every hour. Voting is compulsory for…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ሚያዝያ 2025)
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (2 ሚያዝያ 2025) * ፍርሒ ዝዓበየ ኲናት ንግዲ ኣብ ዝተፈጥረሉ ዶናልድ ትራምፕ ሓደስቲ ታሪፋት ክእውጅ’ዩ፣ * ሰልፊ ለይበር ኣውስትራልያ ንሰለስተ ሚልዮን ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ሓቀኛ ወሰኽ ደሞዝ ክግበረሎም ድፍኢት…