Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ካብ ፖሊስ ክሃድሙ ካብ ፓላሶ ወዲቕቖም ዝሞቱ ብጥይት ተሃሪሞም ይቕተሉ ኣለዉ።" ስደተኛታት ኣብ ሊብያ "ርድኡና!" ኢሎም ይጣርዑ።
ኣብ ሊብያ ካብ ኤርትራውያን ኢትዮጵያ ሱዳንን ካልእ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝመጹ ስደተኛታት ኣብ ከቢድ ናይ ሞትን ህላወን ኩነታት ይርከቡ። ሓይልታት ጸጥታ ሊብያ ንህዝቢ ሊብያ ነቶም ስደተኛታት ድላዮም ክግብርዎ መገዲ ስለዝኽፈተ ናይ ሞት ስጉምቲ ከይወስደሎም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 ሚያዝያ 2025)
ንሎሚ 1 ሚያዝያ 2025 ዝትዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስስታት : ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ 3 ግንቦት ንዝግብር ምርጫ ጎስጓስ ምረጹና ጽዒቑ ቀጺሉ፡ ኣብ ሚያንማርን ታይላንድን ምንቅጥቃጥ ምድሪ ቁጽሪ ምዉታት ይውስኽ፡ ኣብ ሚያንማር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (31 መጋቢት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ወርሒ ረመዳን ተወዲኡ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ኣመንቲ ምስልምና: ዒድ ኣል-ፈጥር ንምኽባር ኣብ ቀጽሪ እቲ ኣብ የሩሳሌም ዝርከብ መስጊድ ኣል-ኣቓሳ ጸሎት ገይሮም ። ፕሬዝዳንት ዩናይትድ ስቴትስ ዶናልድ ትራምፕ ንረቡዕ ሓድሽ ቀረጽ ከምዝገብር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (31 መጋቢት 2025)
ንኹሎም ኣመንቲ እንቋዕ ንመበል 1446 ዓመተ ሂጅርያ በዓል ዒድ ኣልፍጥር ኣብጽሓኩም ዒድ ሙባረክ እናበልና ን ሎሚ 31 መጋቢት 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ኣባላት ማሕበረሰብ ብዛዕባ ዒድ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ከነቕርብ ኢና። ልኡኽና…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመልእኽቲ ዒድ ኣል-ፈጥር ካብ ማሕበረሰብ፡
ኣብዚ መበል 1446 ዓመተ ሂጅርያ በዓል ዒድ ኣልፍጥር ብተከተልቲ እምነት እስልምና ዝበዓለለሉ ዘሎ፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ዘለዉ ኣመንቲ'ውን ብኽብ ዝበለ ስነ ስርዓት ምስ ስድራቤቶ የብዕልዎ ኣለዉ። በዚ ምኽንያት ዒድ መልእኽቶም ዘመሓላለፉ ኣቦ ወምበር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመበል 1446 ዓመተ ሂጅርያ በዓል ዒድ ኣልፍጥር ብተከተልቲ እምነት እስልምና ኣብ ትግራይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብድሙቕ ተኸቢሩ።
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ማርኮ ሩቢዮ ፈላማይ ዝርርብ ኣካይዱ። ኣብ ትግራይ ልዕሊ 915 ሰብ ሞያ ሕክምና ካብ ስርሖም ለቒቖም ተባሂሉ። ኣብ ኤርትራ ዞባ • ደቡብ - ነቚጣታት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ዓለም ኢትዮጵያ ንጂቡቲ 6-1 ስዒራታ፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕን ደቂ ጋንትኡን ኣብ ቅድሚ ኣሽሓት ደገፍቲ ኒው ካስትል ምረሻ ዓወት ኣካይዶም፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (31/03/2025) * ኤርትራዊ ኮኾብ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅደድም ብሽግለታ ኸንት ዊቨለኸም ተሳቲፉ ሻብዓይ ወጺኡ፡ * ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 ኢትዮጵያ ንጂቡቲ ብገፊሕ 6-1 ብምስዓር ቀዳማይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWhat’s Australia really like for migrants with disability? - SBS Examines: ስንክልና ንዘለዎም ሓደስቲ መጻእቲ ሰባት ኣውስትራልያ ከመይ እያ፧
Disability advocates and experts say cultural stigma and migration laws leave migrants living with disability further excluded and marginalised. - ተጣበቕቲ ኣካለ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 መጋቢት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ፡ መንግስቱ ፡ ብዝሒ ብስደት ዝ ኣቱ ሰብ ኣመና ኺዛይድ ከም ዝፈቐደ ንዚቐርበሉ ዘሎ ክሲ ነጺግዎ ። ኣብ ሰሜናዊ ጋዛ ዝነብሩ ፍልስጤማውያን ፡ ነቲ ምስ እስራኤል ዝግበር ውግእ ደው ከብሎ ብምጥላብ ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 መጋቢት 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 27 መጋቢት 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ህወሓት ቀዳማይ ምኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ንግዝያዊ ፕረዚደነት ትግራይ ዝኸውን ሰብ ንምርቋሕ ንዘቕረቦ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛብርጌድ ንሓመዱ ብኣኽበርቲ ሕጊ ጀርመን 'ውሽጣዊ ግብረሽበራዊ ውድብ' ተባሂሉ። (ጸብጻብ)
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ህወሓት ቀዳማይ ምኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ንግዝያዊ ፕረዚደነት ትግራይ ዝኸውን ሰብ ንምርቋሕ ንዘቕረቦ ፃውዒት ተቓዊሙ። ጕጅለ ኤርትራውያን ምሁራት፡ ንጠለብ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳያት ቀይሕ ባሕሪ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛካብ ስርቂ ምሕላው፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ስርቅን ምጥፍፋእን ምርዳእ።
ቤትካ ወይ ትሰርሓሉ ቦታ ስራሕካ እንተ ዘይተሰይሩ ፡ ዕድለኛ ክትከውን ኣልካ ። ንሰረቕቲ ምርሓቕ ዝብል መልእኽቲ ካብ ሰራሕቲ መፋትሕን ክኢላታት ጸጥታን ካብ ነበርቲ ኣውስትራልያን ብተደጋጋሚ እትሰምዖ መልእኽቲ እዩ ። እንተዀነ ግን: ስርቂ ብሕጋዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመንግስቲ ሃንደበታዊ ምጉዳል ግብሪ ኣብ ባጀቱ ኣንጸባሪቑ፡ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 መጋቢት 2025)
ንሎሚ 26 መጋቢት 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፡ ኣርእስታት ** ፈደራል መንግስቲ ሃንደበታዊ ምጉዳል ግብሪ ኣብ ባጀቱ ኣንጸባሪቑ፡ እንተኾነ ተቓዋሚ ሰልፊ ከምዘይግፎ ኣፍሊጡ ... ** ሓደ ቤት ፍርዲ ጃፓን ፡ ኣብታ ሃገር እትርከብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ረመዳን ምስተወደአ ኣብ ልዕሊ’ዞም ስደተኛታት ስጉምቲ ክንወስድ ኢና።” ኣብ ሊብያ ሞት ኣንጽላልይዎም ዘለዉ ስደተኛታት፡ ዝርርብ ምስ ኣብርሃም ተስፋይ
ኣብ ሊብያ ኣስታት 8000 ምዝጉባት ከምኡ ድማ 2000 ዝኾኑ ዘይምዝጉባት ኤርትራውያን ስደተኛታት ዘለዉ ኮይኖም፡ ኣብዚ እዋን ምስ ካልኦት ካብ ኢትዮጵያ ሱዳንን ካልእ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝመጹ ስደተኛታት ኣብ ከቢድ ናይ ሞትን ህላወን ኩነታት ይርከቡ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዖማን ናብ ኤርትራ በጺሑ.... ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 መጋቢት 2025)
ንሎሚ 25 መጋቢት 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኣርእስታት: ** ካብ ቨንዙወላ ነዳዲ ዝዕድጋ ሃገራት ተወሳኺ ግብሪ ክኸፍላ ከምዝግደዳ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣፍሊጡ። ** ሎሚ ምሸት ፌደራል ባጀት ኣብዝግለጸሉ መንግስቲ ዕዳ ከምዘለዎ ዝግለጽ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 መጋቢት 2025)
ን ሎሚ 24 መጋቢት መጋቢት 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ኤርትራ “ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ሕጂስ ሓላፍነቱ ክስከም ግቡእ እዩ” ዝብል ጻውዒት ኣቕሪባ። ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ፡ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 መጋቢት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ትረዠረር ጂም ቻለምስ ፡ መንግስቲ ኣብ ጽባሕ [ሰሉስ] ባጀቱ ኣብ ዘቕርበሉ እዋን ፡ ብዝሒ ኣብ ካብ ወጻኢ ሃገራት ዝኣትዉ ስደተኛታትን ናብ ወጻኢ ዝስደዱን መጠናዊ ለውጢ ከም ዝህሉ ገሊጹ ። እስራኤል ኣብ ጋዛ ደብዳብ ኣብ ዘካየደትሉ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጉዳፍ ጸጋይን ፍረወይኒ ሃይሉን ኣብ ናንጂንግ መዳልያታት ወርቂ ንኢትዮጵያ የዕትራ፣ ቢንያም ግርማይ ናብ ቅድድም ተመሊሱ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (24/03/2025) * ኣብ ኣትለቲክስ ዓለም ውድድራት ውሽጢ ኣዳራሽ ናንጂንግ 2025 ፍረወይኒ ሃይሉን ጉዳፍ ጸጋይን ብዘመዝገበኦም ዓወታት ኢትዮጵያ 2 መዳልያታት ወርቂ ዓቲራ፡ * ኤርትራዊ ኮኾብ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ድሕሪ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራ “ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ሕጂስ ሓላፍነቱ ክስከም ግቡእ እዩ” ዝብል ጻውዒት ኣቕሪባ።
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ኤርትራ “ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ሕጂስ ሓላፍነቱ ክስከም ግቡእ እዩ” ዝብል ጻውዒት ኣቕሪባ። ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ፡ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ ፕረዚደንት ዓብዱልፋታሕ ኣልሲሲ ኣብጺሑ። ምክልኻል ሰራዊት ኢትዮጵያ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWhy are we debating Welcome to Country? - SBS Examines: ብዛዕባ ደቀባታዊ ልምዳዊ ኣቀባብላ ኣጋይሽ 'Welcome to Country' ንምንታይ ክትዕ ተፈጢሩ፧
The government's Welcome to Country spending has been heavily criticised but some believe the cultural protocol is being used as a "political football". -…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 መጋቢት 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 20 መጋቢት 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ክግበር ጸዊዓ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ኣባላት ባይቶ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 መጋቢት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ካናዳ ካብ ኣውስትራሊያ 6.6 ቢልዮን ዶላር ዝዋግ ኡ ካብ ኣመሪካ ናይ መጠንቀቕታ ሓበሬታ ዘመሓላልፍ ራዳር ክትዕድግ ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር ካናዳ ኣፍሊጡ። እስራኤል ኣብ ውሽጢ ሓደ መዓልቲ ልዕሊ 400 ፍልስጢኤማዊያን ኣብ ቓዛ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሚኒስትራት ጉዳያት ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብ ኣብ ክልቲኣዊን ዞባዊን ጉዳያትን ዘትዮም፡፡
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ክግበር ጸዊዓ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ክህብ ዩ ተባሂሉ። ሚኒስትራት ጉዳያት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow to choose the right tutor for your child - ንውላድኩም እቲ ብቑዕን ዝሰማማዕን ተሓጋጋዚ መምህር ከመይ ትመርጹ
Tutoring is a booming industry in Australia, with over 80,000 tutors nationwide. Migrant families often spend big on tutoring, seeing education as the key to…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛIslamophobia in everyday life - SBS Examines: ጽልኢ እስልምናን ኣስላምን (Islamophobia) ኣብ ዕለታዊ ናብራ
Against the backdrop of the Israel-Hamas war, incidents of Islamophobia in Australia have surged – whether verbal, physical or online. What's the lasting…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 መጋቢት 2025)
ንሎሚ 18 መጋቢት 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስታት ዜና፡ ** ሰላም ኣብ ዩክረይን ካብዝኾነ እዋን ንላዕሊ ሎሚ ዝቐረበ ከምዝኾነ ኣመሪካ ገሊጻ፡ ሎሚ ፕረሲደንት ትራምፕን ፑቲንን ብተለፎን ክዘራረቡ ኣብዝዳለዉሉ እዩ ነዚ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ኪዳነ ክፍሉ ንኢሳያስ ኣፈወርቂ ካብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ሰዲዶ፡ ኣነ’የ ኣብ ኣስመራ ተቐቢለ ናብ ሜዳ ኣፋንየዮ።” ገረዝግሄር ተወልደ
ኣቦ መበር ጽላል ፖለቲካዊያን ሓይልታት ኤርትራ ኣቶ ገረዝግሄር ተወልደ ኣብ ኒውዚላንድን ኣውስትራሊያን ዑደት ኣብ ዝገበረሉ፡ ብዛዕባ ተሞክሮ ህይወቱን ህሉው ኩነታት ፖሎቲካን ኣብ ስቱድዮ ኤስ ቢ ኤስ መልበርን ኣካፊሉ ኣሎ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዝኤና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 መጋቢት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ኣውስትራልያ ንፈለማ ግዜ ብዛዕባ ምሓዝ ጎዞሞ እገዳ ከቀላጥፍ ምሕጽንታ ቀሪቡ ። ሰበ-ስልጣን መሰዶኒያ ከም ዝገልጽዎ ፡ ኣብ ምብራቓዊት ከተማ ኮካኒ [ኮሄ-ሹህ-ነዐ] ፡ ኣብ ሓደ ለይታዊ ትልሂት ብውሕዱ 59 ሰባት ድሕሪ ምቕታሎም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 መጋቢት 2025)
ን ሎሚ 17 መጋቢት ጥሪ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ኣብ ከተማ መልበርን ብ ባይቶ ጀበርቲ ኤርትራዊያን ኣውስትራሊያውያን ዝተዳለወ ናይ ኢፍጣር መደብ ብ 16 መጋቢት 2025 ተኻይዱ ነይሩ ብዛዕባቲ መደብ ኣቦ መንበር እቲ ባይቶ ኣቶ ሑሴን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኣብ እዋን ረመዳን ነቶም ምንጻፎም ሓመድ ጉልባቦም ሰማይ ዝኾኑ ቊሊሕ ንብለሉ እዋን እዩ።" ኣቦ ወምበር ባይቶ ጀበርቲ ሑሴን
ኣብ ከተማ መልበርን ብ ባይቶ ጀበርቲ ኤርትራዊያን ኣውስትራሊያውያን ዝተዳለወ ናይ ኢፍጣር መደብ ብ 16 መጋቢት 2025 ተኻይዱ ነይሩ ብዛዕባቲ መደብ ኣቦ መንበር እቲ ባይቶ ኣቶ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ዝሃቦ ርእይቶ ኣሎ ከነቕርቦ ኢና።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ኣመዝጊቡ ትጽቢት ልዕሊ 50 ዓመት ንጽዋዕ ጋንትኡ ከምዘብቅዕ ገይሩ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (17/03/2025) * ሻምፒዮን ኣትሌታት ጽገ ዱጉማን ፍረወይኒ ሃይሉን ኣብ ሻምፒዮናታት ውሽጢ ኣዳራሽ ኣትለቲክስ ዓለም ናንጂንግ 25 ንኢትዮጵያ ወኪለን ካብ ዝሳተፋ ኣትሌታት ምዃነን ተፈሊጡ፡ * ኤርትራውያን ናትናኤል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛድሕሪ ወጥሪ ህወሓትን ግዝያዊ ምምሕዳርን ኣብ ትግራይ ቅትለትን መውቃዕቲ ሰባትን ይፍጸም ከም ዘሎ ተገሊጹ።
ኣብ ትግራይ ን300 ሽሕ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ምፍጣር ዘኽእሉ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ልምዓት ድሉዋት ከምዝኾኑ ግዝያዊ ምምሕዳር ኣፍሊጡ። ላዕለዎት ሰብ-መዚ መንግስቲ ኤርትራ ምስ ሚኒስተር ንግድን ስርሓት ኢጣሊያን ተራኺቦም፡ ምምሕዳር ትራምፕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 መጋቢት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ዶናልድ ትራምፕ ንናይ ኣውስትራሊያ ንዘቤታዊ ኢንዱስትሪ ሓጺን ንምድኻም ናይ ንግዲ ቀረጽ ይጥቀም ኣሎ ክብሉ ሰብ መዚ ማሕበር ሰራሕተኛታት ኣውስትራሊያ ገሊጾም ። ፕረዚደንት ፊሊፒንስ ነበር ሮድሪጎ ዱተርተ ፡ ብሰሉስ [11 / 03 /]…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 መጋቢት 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 13 መጋቢት 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ኣስጋኢ ኮይኑ ዘሎ ኲናት ኢትዮጵያን ኤርትራን ቅድሚ ምጅማሩ ደው ክብል ክልተ ዓበይቲ ዲፕሎማሰኛታት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛተሰጊኡ ዘሎ ኲናት ኢትዮጵያን ኤርትራን ቅድሚ ምጅማሩ ደው ክብል ክልተ ዓበይቲ ዲፕሎማሰኛታት ሓቲቶም። (ጸብጻብ)
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ኣስጋኢ ኮይኑ ዘሎ ኲናት ኢትዮጵያን ኤርትራን ቅድሚ ምጅማሩ ደው ክብል ክልተ ዓበይቲ ዲፕሎማሰኛታት ሓቲቶም። ኤርትራ ንመግለጺ ጀነራል ጻድቃን ገብረትንሳኤ ነጺጋ። ፕረዝዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ዓለም ናይ ፈለማ ምሉእ ብምሉእ ብሰብ ሰርሖ (ኣርተፊሺያል) ልቢ ተተኺልሉ ካብ ሆስፒታል ዝወጸ ሰብ ።
ሓደ ኣውስትራልያዊ ሰብኣይ ሰብ ሰርሖ ልቢ ተተኺልሉ ካብ ሆስፒታል ብምውጻእ ኣብ ዓለም ናይ መጀመርያ ሰብ ሰብ ዝሰርሖ ልቢ ዝተተኽለሉ ኮይኑ ኣሎ ። እቲ ሕሙም ፡ ኣብዚ ወርሒ ካብ ሓደ ለጋሲ ልቢ ቅድሚ ምርካቡ ፡ ንልዕሊ 100 መዓልቲ በታ መሳርሒት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ውሑዳት ኣባላት ሓደ ጃንዳ መኮንናት ሕጊ ጥሒሶም፡ ኣብ መላእ ትግራይ መሓውራት መንግስቲ ንምፍራስ ዘይቅኑዕ ውሳነ ይወስዱ ኣለዉ።" ጌታቸው ረዳ።
ንሎሚ 12 መጋቢት 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት፡ ** ፕሬዝዳንት ዩክረይን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ምስ ሩሲያ ን30 መዓልታት ዝጸንሕ ተኹሲ ጠጠው ናይ ምባል መደብ ከምዝቕበሎ ገሊጹ።... ** ኣዘዝቲ ሓይልታት ትግራይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛብዙሕነት ቋንቋታት ቀዳሞት ህዝብታት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
ናብ ኣውስትራሊያ ዝመጸ ዝኾነ ሓድሽ ሰብ ንናትኻ ቛንቛ ምዕቃብ ክሳብ ክንደይ ኣገዳሲ ከምዝኾነ ክርዳእ ይኽእል ። ቛንቛ ምስ ባህልኻ ዝተኣሳሰረ እዩ ከምኡ "ውን ኣውስትራሊያውያን ድቀባት ዝጥቀምሉ ቛንቛታት ዝተፈልየ ኣይኮነን ፤ እዚ ምስ መሬትን ምስ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝውላዕ ኲናት ኣብ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ከቢድ ሳዕቤናት ከህልዎ'ዩ።" ሌ/ጀ ጻድቃን።
ንሎሚ 11 መጋቢት 2025 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ አርእስታት፡ ** ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ሶርያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ልዕሊ 800 ሰላማውያን ሰባት ድሕሪ ምቕታሎም ፡ ኣውስትራሊያ ደገፍ ክትገብር ማሕበረሰብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 መጋቢት 2025)
ን ሎሚ 10 መጋቢት 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራን ንግስነት ስዑዲ-ዓረብ ኣብ ርያድ ተመያዪጦም ። ኣብ ትግራይ ብኣዘዝቲ ግንባር ዝግበር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 መጋቢት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ብትሮፒካል ሳይክሎን ኣልፍረድ ድሕሪ ዘጋጠመ ሓደጋ ኣስታት 350,000 ኣባይትን ንግድን ብዘይ ሓይሊ ኤለክትሪክ ከም ዝሓደሩ ተፈሊጡ ። ኣብ ምዕራብ ኣውስትራልያ ኣብ ዝተገብረ ምርጫ ሰልፊ ለበር ንሳልሳይ ተኸታታሊ ብዓቢ ጸብለልታ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሊቨርፑል ብ15 ነጥቢ ተፈልያ ሻምፒዮን ፕሪምየር ሊግ ክትከውን ትምርሽ፣ ናሆም ዘርኣይ ኣብ ትሮፊዮ ተቐዳዲሙ፣
ሰሙናዊ መደብ ኤስቢኤስ ትግርኛ (10032025) * ማራቶን ናጎያ ሰንበት ተኻይዱ ኬንያውያን ኣትሌታት ብዓብላሊ ተዓዊቶም፡ * ቅድድም ብሽግለታ ፓሪስ-ኒስ ሰንበት ተጀሚሩ፡ ኣብ ቅድድም ስትራደ ቢያንከ ድማ ናትናኤል ተስፋጽዮን ተሳቲፉ፣ * ፕሪምየር ሊግ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኢትዮጵያውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝጸዓና ጃላቡ ተገልቢጠን ሃለዋት 180 ሰባት ጠፊኡ ። (ጸብጻብ)
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራን ንግስነት ስዑዲ-ዓረብ ኣብ ርያድ ተመያዪጦም ። ኣብ ትግራይ ብኣዘዝቲ ግንባር ዝግበር ዘሎ ምንቕስቓስ ብኣግኡ ደው ክብል ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ሓቲቱ። ኣብ ትግራይ መስርሕ (DDR) ኣብዚ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዝርርብ ምስ ኢንጂኔር ዘርኡ በኽረጽዮን፥ ወለንታዊ ስራሓት ማ/ሰብ ኤርትራ ኣብ ኲንስላንድ ብምኽንያት ባህርያዊ ሓደጋታት ሳይክሎን ኣልፍረድ፡
ኣብዚ ቀዳመ ሰንበት ዝተኸስተ ባህርያዊ ሓደጋ ብርቱዕ ህቦቡላን ዝናብን ሳይክሎን ኣልፍረድ ኣብ ኲንስላንድን ሰሜን ኒውሳውዝወልስን ኣብ ንብረትን ገዛውትን ዕንወት ኣውሪዱ፡ ብ ኣማኢት ኣሻሓት ዝቑጸሩ ኣባይቲ ብዘይ ኤለክትሪክን መስመር ኢንተርነትን ተሪፉ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 መጋቢት 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 06 መጋቢት 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ዕዉት መጥባሕቲ ዓይኒ ኣብ ሆስፒታል ናቕፋ ከም ዝተኻየደ ተገሊጹ። ትካል መዕቆብን መድሕንን ጉዱኣት ኣካል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 መጋቢት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ትሮፒካል ሳይክሎን ኣልፍረድ ዓርቢ ናብ መሬት ክበጽሕ ትጽቢት ከምዝግበር ቢሮ ሜትሮሎጂ ኣፍሊጡ ። ፕሬዝዳንት ፈረንሳይ እታ ኣህጉር ካብ ናይ ሩስያ ስግኣት ንምክልኻል ፈረንሳይ ኒኩሌራዊ መከላኸሊ ክትጥቀም ዝብል ሓሳብ ምስ መሻርኽቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ማእከላይ ባሕሪ፡ ኣብ ኣፍ ሞት ዝጸንሑ ስደተኛታት ረዳኢት መርከብ ረኺቦም። (ጸብጻብ)
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ዕዉት መጥባሕቲ ዓይኒ ኣብ ሆስፒታል ናቕፋ ከም ዝተኻየደ ተገሊጹ። ትካል መዕቆብን መድሕንን ጉዱኣት ኣካል ኵናት ትግራይ 54 በዓል 3 እግሪ ናይ ኤለክትሪክ ሞተራት ንሓርበኛታት ጉድኣት ኲናት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛThe AI Election: Will artificial intelligence influence how Australia votes? - SBS Examines: ፖለቲካዊ ምርጫ ኤኣይ (AI): ሰብሰርሖ ብልሒ (AI) ኣውስትራልያ ከመይ ተድምጽ ክጸሉ ድዩ፧
Experts say AI could have significant impacts on democracy and trust. - ክኢላታት፡ ሰብሰርሖ ብልሒ (AI) ኣብ ዲሞክራሲን እምነትን ዓቢይ ጽልዋታት ክህልዎ ይኽእል ይብሉ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 መጋቢት 2025)
ንሎሚ 5 መጋቢት 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስታት፥ ** ኲንስላንድ ሓያል ህቦቡላ ኣልፍረድ ስይክሎን ክወድቃ ኣብ ትዳለወሉ ዘላ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ብርስበን ኣትዩ... ** መራሕቲ ሃገራት ዓረብ ኣብቲ ኣብ ግብጺ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ምርጫ ድምጺ ንምሃብ ብኸመይ ትምዝገብ፧
ኣብዚ ዓመት 'ዚ ካልእ ናይ ፌደራል ምርጫ ክካየድ እዩ: ንፈለማ ግዜ ተድምጹ እንተኾይንኩም ቅድሚ ምድማጽኩም ክወሰድ ዝግበኦ ስጉምቲ ኣሎ ። ድምጽኹም ንምግላጽ ንምምዝጋብን ነዛ ሃገር ዝግባእ ምሕደራ ክህልዋ ኣብ ምግባር ድምጽኻ ንምሃብ ብዙሕ ደገፋት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ወርሒ ረመዳን ዝዳለዉ መግብታት፡ ዕላል ምስ ወ/ሮ ሰሚራ መሓመድ
ኣብዚ ወርሒ ኣመንቲ ምስልምና ኣብ ናይ ረመዳን ጾም ኣለዉ፡ ነዚ ኣመልኪትና ብዛዕባ ኣብ እዋን ረመዳንን ዒድን ዝዳሎ መግቢን መስተን ምስኡ ዝኸይድ ፍቕርን ምትሕውዋስን ኣብ ዓዲን ኣብ ወጻእን ከመይ ከምዝመስል ኣብሪሃትልና ኣላ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (04 መጋቢት 2025)
ንሎሚ 4 መጋቢት 2025 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ዶናልድ ትራምፕ ፡ኣብ ልዕሊ ካናዳን ሜክሲኮን ተኣሚሙ ዘሎ ሓድሽ ቀረጽ ንኸይጅመር ደው ዘብሎ ዕድል ከምዘየለ ገሊጹ ። ኲንስላንዳውያን ነቲ ካብ ትሮፒካላዊ ሳይክሎን ኣልፍረድ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 መጋቢት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ መንግስቲ እንግሊዝ ዓቕሚ ምክልኻል ዩክረይን ንምድጋፍ ናይ 4.57 ቢልዮን ዶላር (2.26 ቢልዮን ፓውንድ) ናይ ልቓሕ ስምምዕ ምስ መንግስቲ ዩኪሬን ከቲሙ ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ’ውን ኣውስትራሊያ ደገፋ ንዩክረይን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 መጋቢት 2025)
ን ሎሚ 03 መጋቢት 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ዝኽሪ ኲናት ዓድዋ ኣብቲ ታሪኻዊ ቦታ ፕረሲደንት ትግራይ ኣብ ዘይብሉ፣ ወከልቲ ፌደራልን ሕብረት ኣፍሪቃን ኣብ ዝተረኽቡሉ ተዘኪሩ ውዒሉ። "ሎሚ እውን ፀላእትና…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቶክዮ ማራቶን ብዓወት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዛዚሙ፣ ቢንያም ግርማይን ጋንትኡን ዜና ካልኣይ ውላዱ ንደገፍቱ ኣበሲሮም፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (03032025)! * ማራቶን ቶክዮ 2025 ሰንበት ተኻይዱ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዓብላሊ ተዓዊቶም፡ * ቀዳማይ ዙርያ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ደቀንስትዮ ሞሮኮ 2026 ኢትዮጵያ ዘደንቕ ውጽኢት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ሓይሊ ኣየር፡ ሓይሊ ባሕሪ፡ ሓይሊ ምድሪን ሓይሊ ሳይበርን ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ንዝመፅእ ፀላኢ ዘይኽበስ ኮይኑ ተሃኒፁ ኢዩ" ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ዝኽሪ ኲናት ዓድዋ ኣብቲ ታሪኻዊ ቦታ ፕረሲደንት ትግራይ ኣብ ዘይብሉ፣ ወከልቲ ፌደራልን ሕብረት ኣፍሪቃን ኣብ ዝተረኽቡሉ ተዘኪሩ ውዒሉ። "ሎሚ እውን ፀላእትና ካብ ዝተሰሓሓተ ስልሒት ኣይወጹን" ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ "ሓይሊ ኣየር፣ ሓይሊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ኣቦ መበር ሰልፊ ፈጻሚ ሃገራዊ ባይቶ ነጋሽ ዑስማን
ኣቦ መንበር ቤ/ጽ ፈጻሚ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ዶ/ር ነጋሽ ዑስማን ኣብ ኣውስትራሊያ ዑደት ኣብ ዝፈጸመሉ እዋን፡ ብዛዕባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶን ዝገብርዎ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስን፡ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብቲ ከባቢ ዝምዕብል ዘሎ ፖለቲካዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 ለካቲት 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 27 ለካቲት 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ዶ/ር ኣብራሃም በላይ ወተሃደራት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጹ ጸዊዑ ብዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 ለካቲት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ነቲ ኣብ ምብራቓዊ ገማግም ኣውስትራልያ ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ሓምሻይ ዓመት ንምዝካር ፡ ትማሊ ምሸት [ረቡዕ] ካብቲ መዓት ዝደሓኑ ኣብ ሲድኒ ተኣኪቦም ኣምስዮም። ሞስኮን ዋሽንግተንን ዲፕሎማሲያዊ ተልእኾታት ናብ ንቡር ንምምላስ ዝዓለመ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ዶ/ር ኣብራሃም በላይ ወተሃደራት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጹ ጸዊዑ። (ጸብጻብ)
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ዶ/ር ኣብራሃም በላይ ወተሃደራት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጹ ጸዊዑ። ብዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ጉጅለ ህወሓት ምስ ኤርትራ "ሕቡእ ርክብ" ከምዘየካየደ ገሊጹ። ሰለስተ ውድባት…