Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛThe AI Election: How artificial intelligence impacted the world's biggest ballots - SBS Examines: ፖለቲካዊ ምርጫ ኤኣይ (AI): Artificial intelligence (ሰብሰርሖ ብልሒ) ንዝዓበዩ ምርጫታትን ጎስጓሳትን ኣብ ዓለምና ከመይ ጸልይዎም
From "Communist Kamala" to Bollywood endorsements, artificial intelligence and disinformation played a big role in some of the biggest democratic elections…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዝግብእኹም መንግስታዊ ክፍሊታት ኣየኖት’ዮም፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
መንግስቲ ኣውስትራሊያ ንዝተፈቐደሎም ሰባት ዝተፈላለዩ ናይ እቶት ደገፍ ዝህብ ናይ ማሕበራዊ ውሕስና ስርዓት ኣለዎ ። መብዛሕትኦም ሰባት ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ገለ ደረጃ ህይወቶም ናይ መንግስቲ ናይ ሓገዝ ክፍሊት ይረኽቡ እዮም ። ነዞም ክፍሊታት መን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ለካቲት 2025)
ንሎሚ 26 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ሕጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፡ ኣርእስታት፥ ** ነታ ቅድሚ ዓሰርተ ዓመታት ህጣማ ዘጥፈአት ቁጽሪ በረራ MH370 ነፋሪት ማሌዥያ ንምርካብ ሓድሽ ናይ ምድላይ መስርሕ ተጀሚሩ ... ** ፕረዚደንት ሩስያ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዝርርብ ምስ ኣቦ መንበር ቤ/ጽ ፈጻሚ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ዶ/ር ነጋሽ ዑስማን (ቀዳማይ ክፋል)
ኣቦ መንበር ቤ/ጽ ፈጻሚ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ዶ/ር ነጋሽ ዑስማን ኣብ ኣውስትራሊያ ዑደት ኣብ ዝፈጸመሉ እዋን፡ ብዛዕባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶን ዝገብርዎ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስን፡ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብቲ ከባቢ ዝምዕብል ዘሎ ፖለቲካዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ለካቲት 2025)
ንሎሚ 25 ለካቲት ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስታት፡ **ቮለድሚ ዘለንስኪ ዩክሬን ኣባል ኔቶ ክትከውን ጻዊዒቱ የሐይል... ** ኣብ ኣውስትራሊያ ጉዳይ ናይቶም ኣብ ሰንፈላል ዘለዉ ብ ኣሻሓት ዝቚጸሩ ሓተቲ ዑቕባ ዘተሓሳስብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣሌክሳንደር ኢሳቕ ክልተ ሽቶታት ኣመዝጊቡ ጋንትኡ የዐውት፡ ኣብ ሰቪልን ዱባይን ድርብ ዓወት ኢትዮጵያ ኣብ ጉያ እግሪ ተመዝጊቡ፡
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (24022025) * ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ጾታታት ኣብ ሰቪልን ኣብ ዱባይን ድርብ ዓወታት ኣመዝጊቦም፣ * ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ዝመጽእ ሮቡዕ ዝካየድ ግጥም ንመጻረዪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ለካቲት 2025)
ን ሎሚ 24 ለካቲት 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ሓይልታት ፀጥታ ምስ ነበርቲ ብዝፈጠርዎ ተፃብኦ 17 ሰባት ጉድኣት ከም ዝበጽሐ ዝተነግረሉ ግጭት ንምፍታሕ ዝርርብ ተጀሚሩ። ኣብ ሰሓርቲ ትግራይ ብገለ ኣባላት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ለካቲት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ እቲ ብ ሰልፊ ለበር ተሓሲቡ ዘሎ ናይ 8.5 ቢሊዮን ዶላር ድጎማ ክፍሊት ሕክምና ነቶም ዝያዳ ዘድልዮም ይበጽሖም ድዩ ኣይኮነን ምፍላጥ ኣጸጋሚ ምዃኑ ማሕበር ሕክምና ኣውስትራሊያ [A-M-A] ገሊጹ፤ ። ፕረዚደንት ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ኤርትራ ተጀሚሩ ዝተብሃለ "ተወሳኺ መምርሒታት ክተት" ኣብ ህዝቢ ሻቕሎት ከም ዝፈጠረ ተገሊጹ። (ጸብጻብ)
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ሓይልታት ፀጥታ ምስ ነበርቲ ብዝፈጠርዎ ተፃብኦ 17 ሰባት ጉድኣት ከም ዝበጽሐ ዝተነግረሉ ግጭት ንምፍታሕ ዝርርብ ተጀሚሩ። ኣብ ሰሓርቲ ትግራይ ብገለ ኣባላት ሰራዊት ዝተፈጸመ በደል ንኩሉ ሰራዊት ኣይውክልን ክብሉ ነበርቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 ለካቲት 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 20 ለካቲት 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክለዓል ጸዊዑ። ኲናት ብምጽሕታር ዝተኸሰሰት ኤርትራ መንግስቲ ኢትዮጵያ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 ለካቲት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ሕሉፍነት ዘማዕበሉ ቆልዑ ማዕረ ዓበይቲ ኣሸበርቲ ን ኣውስትራሊያ ስግኣት ምዃኑ ናይ ኣውስትራሊያ ሓላፊ ጸጥታ ገሊጹ። ኣብ ማእከል ዕዳጋ ብጽል ኢ ናይ ምስልምና ኣብ ልዕሊ ክልተ ኣንስቲ ዘጥቀዐት እተኸሰሰት ሰበይቲ ፡ ኣብ ቤት ፍርዲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛብማሕበረኮም ኤርትራዊያን ኣብ ኣውስትራሊያ (ENCC) ተመዲቡ ዝነበረ ፌስቲቫል ንምንታይ ተሰሪዙ፧ ዝርርብ ምስ ሃቱ ገብረመድህን።
ሲቲ ካውንስል Meri bek ብ ማሕበረሰብ ሃገራዊ ካውንስል ኤርትራዊያን (ENCC)ተመዲቡ ዝነበረ ፌስቲቫል ከምዝተሰረዘ ሀራልድ ሳን ጸብጺቡ ኣሎ። እቲ ጋዜጣ ዘውጽኦ ጸብጻብ መሰረት፡ እቲ ኣካታዒ (ኮንትሮቨርሺያል) ፈስቲቫል ኢሉ ዝጸውዖ፡ በቶም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክለዓል ጸዊዑ።
ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክለዓል ጸዊዑ። ኲናት ብምጽሕታር ዝተኸሰሰት ኤርትራ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጽዑቕን ምትዂታዂ ኣዊጁ ክትብል ከሲሳ። መበል 50 ዓመት ፅምብል ህወሓት ብዝተኸፋፈለ ኩነታት ተኸቢሩ። ማሕበራትን ፖለቲካዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፕረሲደንት ኢትዮጵያ ነበር ፡ ኤርትራ ኲናት ትጽሕትር ከምዘላ ዝገልጽ ዘውጽኦ ጽሑፍ ስዒቡ፡ መንግስቲ ኤርትራ ምላሽ ሂቡሉ። (ዜናታት SBS 19 ለካቲት 2025)
ንሎሚ 19 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት፡ ** ኣለቃሕቲ ባንክታት መጠን ገንዘብ ብ25 ነጥቢ ድሕሪ ምንካዩ ናይ ወለድ መጠን ከጉድላ ትጽቢት ይግበር ።... ** ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ምስልምና መጥቓዕቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዓቕሚ ዘፍቅዶን ንኹሉ ዝኾንን ንጥፈታት ድሕሪ ትምህርቲ፡ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
ኣብ ቤት ትምህርቲ ድሕሪ ሰዓታት ትምህርቲ ዝግበር ንጥፈታት ፡ ንቘልዑን ንመንእሰያትን ብዙሕ ጥቕምታት እዩ ዘምጽኣሎም ፣ ካብ ሓድሽ ሞያ ምምሃር ክሳብ ኣዕሩኽ ምጥራይ ይርከቦ ። ኣብ ኣውስትራሊያ ብዙሕ ኣማራጺታት እንተሃለዉ'ኳ ፤ ክቡራት ክኾኑ ይኽእሉ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ኢሳያስ ኣፈወርቂ ነቲ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ምፍልላይ መዝሚዙ ዳግማይ ኲናት ከባርዕ ይዳሎ ኣሎ።" ነበር ፕረ/ ኢትዮጵያ
ንሎሚ 18 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት፡ ** ምሕበራት እስልምና ነቲ ኣብ መልበርን ኣብ ልዕሊ ክልተ ሙስሊም ደቂ ኣንስትዮ ንዝተፈጸሙ መጥቓዕትታት ዝተዋህበ ምላሽ ድርብ መለክዒ ዘለዎ እዩ ኢሎሞ። ** ነበር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛMiniPod: Ep6 Talking about community services| Starting Out | English on Repeat (Easy) - SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 6ይ ክፋል፡ ኣገልግሎታት ማሕበረሰብን ከባብያዊ ምምሕዳርን | ምጅማር | English on Repeat (Easy)
Listen to 'English on Repeat,' a podcast to help us improve our speaking skills: What day do the bins get emptied?| Which bin goes out tonight?| There are…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ለካቲት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ኮሚሽነር ሻን ፓተን ካብ ስልጣኑ ድሕሪ ምውራዱ ፖሊስ ቪክቶሪያ ሓድሽ ሓላፊኡ ክምዝዝ እዩ ። መራሕቲ ኣፍሪቃ ብተወሳኺ ነቲ ምምሕዳር ትራምፕ ናብ ኣፍሪቃ ዝወሃብ ዝነበረ ረድኤት ምጉዳሉ ከውርዶ ዝኽእል ጽልዋን ክዛራረቡ እዮም ። መርሃዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ለካቲት 2025)
ን ሎሚ 17 ለካቲት 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ዝምልከት ሕብረት አፍሪካ ኣብ ዘቕረቦ ሪፖርት ዘተ ተኻይዱ። ስምምዕ ፕሪቶርያ ንመፍትሒ ፀገማት ኣፍሪቃ ትምህርቲ ክኸውን ይግባእ" ኮሚሽነር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመርሃዊ ቅዱስ ከቢድ መጉዳእቲ ኣጋጢምዎ፣ ጉዳፍ ጸጋይን ዮሚፍ ቀጀልቻን ዓወታት ኣመዝጊቦም፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (17/02/2025) * ኢትዮጵያዊት ጉዳፍ ጸጋይ ነቲ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ውድድር 1500 ሜ ባዕላ ዘመዝገበቶ ክብረወሰን ብምምሕያሽ ካብ ኩሉ እዋን ካልኣይ ዝቐልጠፈ ግዜ ብምምዝጋብ ተዓዊታ፣ * ኣብ መንጎ ኣአንጋዲት ሃገር ኣልጀርያን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛስምምዕ ፕሪቶሪያ ዝምልከት ሕብረት አፍሪካ ኣብ ዘቕረቦ ሪፖርት ዘተ ተኻይዱ።
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ዝምልከት ሕብረት አፍሪካ ኣብ ዘቕረቦ ሪፖርት ዘተ ተኻይዱ። ስምምዕ ፕሪቶርያ ንመፍትሒ ፀገማት ኣፍሪቃ ትምህርቲ ክኸውን ይግባእ" ኮሚሽነር ፖለቲካዊ ጉዳያት፣ ሰላምን ድሕንነትን ሕብረት ኣፍሪካ ባንኮሌ ኣዶዬ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቤስ ትግርኛ (13 ለካቲት 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 13 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ኣርእስታት ዜና። ክልተ ኣውስትራሊያዊያን ንእስራኤላዊያን ሕሙማት ክቐትሉ ዝፈከርዎ፡ ነቲ "ዘሰክሕ" ዝተባህለሉ ጉዳይ ንምጽራይ ፖሊስ ን 24 ሰዓታት ኣብ ምስራሕ ይርከብ። ሓይሊ ባሕርን ነፈርትን ቻይና ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ 2024 ካብ 180 ሃገራት ተርታ ሃገራት ብልሽውና፡ ኤርትራ ካብ ቀዳሞት 13 ኢትዮጵያ ድማ ኣብ መበል 99 ተሰሪዐን። (ጸብጻብ)
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ኣርእስታት ፡ ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብቲ ኣህጉር ጎንጽታት ክዓርፍ ጸዊዑ። ኢትዮጵያ ኣባል ቤት ምኽሪ ሰላምን ፀጥታን ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፃ። ኣብ ስምምዕ ፕሪቶርያ ቀዳምነት ናይ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት እጃም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ለካቲት 2025)
ንሎሚ 12 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፡ ** ኣውስትራሊያ ካብቲ ናብ ኣመሪካ ዝኣትዉ ኣብ ልዕሊሓጺንን ኣለሙኒየምን ተወጢኑ ዘሎ ግብሪ ክትመሓር ሓደ ኣባል ኮንግረስ ይድግፍ... ** ሰራዊት እስራኤል ኣብ ቓዛ ክዋጋእ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛልምዳዊ ምንዳድ፡ ሓዊ ተጠቒምካ ካብ ሓዊ ምክልኻልን ምልማዕ ገጠርን
ከም ኣውስትራሊያ ዝበለ ሓዊ ኣብ ዝበዝሖ ከባቢ ምንባር ፡ መብዛሕትና ንሓዊ ካብ ምፍርራሕ ሓሊፍና ካልእ ነገር ምርኣይ የጸግመና እዩ ። ይኹን እምበር: ሓዊ ንሚልዮናት ዓመታት ንኣህጉር ኣውስትራልያ ኣይተፈልያን: ኣብ ልዕሊ እቶም ዝበዝሑ ኢኮሎጅያውያን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕላል ምስ ጸሓፊ ታሪኽ ህይወት ዑስማን ዓብደርሒም፡ ኮ/ል ካልድ ኣበራ።
ኣብዚ ቕሩብ ዓመታት ካብ ተጻሒፈን ዝተሓትማ ናይቲ ፍሉጥ ታሪኽ ህይወት ስነ ጥበባዊ ዑስማን ዓብዱልረሒም ይርከባ፡ ናይዛ "ዑስማን ዓብዱልረሒም፡ ታሪኽ ኮኾብ ዘመናዊ ሙዚቃ ኤርትራ" ትብል 25 ምዕራፋት ኣስታት 350 ገጻት ዝሓዘት መጽሓፍ ዝጸሓፈ ኮ/ል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ለካቲት 2025)
ንሎሚ 11 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፡ ** ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ምስ ሚኒስተር ወጻኢ ግብጺ ኣብ ዋሽንግተን ይራኸቡ... *** ኒው ዚላንድ ፡ ወርቃዊ ትኬት ዝብሃል ኣገባብ ከም እትኣቱ ድሕሪ ምግላጻ ፡ ብዛዕባ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛMiniPod: Ep5 Filling in forms| Starting Out | English on Repeat (Easy) - SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 5ይ ክፋል፡ ምምላእ ቅጥዒታት | ምጅማር | | English on Repeat (Easy)
Listen to 'English on Repeat,' a podcast to help us improve our speaking skills: Is this the right form?| Can you help me fill in this form?| What does this…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛንጥዕና ሰብ ዝጎድኡ ዘለዉ ሕሉፋት ዝተመስርሑ መግቢታት።
ሽኮራዊ መስተ: ሰርያል: ከምኡውን ኣቐዲሞም እተዳለዉ ምግብታት(ready-made) ዝበሉ ምግቢ ምብላዕ ን ልዕሊ 30 ዝኸውን ንጥዕና ጎዳኢ ዝኾኑ ምግቢ ተባሂሎም ብመጽናዕቲ ተለልዮም ኣለዉ ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ለካቲት 2025)
ን ሎሚ 10 ለካቲት 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ዕደና ክቡራት መዓድናት ሙሉእ ብሙሉእ ደው ክብል ጊዝያዊ ምምሕዳር ወሲኑ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብምኽንያት ጽንብል መበል 35 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል፡ ኣኽሊል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፍረወይኒ ሃይሉ ብሉጽ ግዜ ኣመዝጊባ ትዕወት፣ ሕርይቲ ጋንታ ኤርትራ ኣብ ዙር ኣልጀርያ ተሳትፎኣ ጀሚራ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (10/02/2025) * ኢትዮጵያዊት ፍረወይኒ ሃይሉ ንሳልሳይ ግዚኣ ኣብ ውድድር 3000 ሜ ተሳቲፋ ሓደ ካብ’ቶም ካብ ኩሉ እዋናት ዝቐልጠፉ ግዜታት ብምምዝጋብ ተዓዊታ፣ * ኣልጀርያ ኣብ ዘአንገደቶ ቅድድም ብሽግለታ ግራንድ ፕሪ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛድሕሪ ምቍራጽ ሓገዝ ኣመሪካ፡ ጽላት ጥዕና ኢትዮጵያ ዓቢ ክፍተት ኣጋጢምዎ። (ጸብጻብ)
ዕደና ክቡራት መዓድናት ሙሉእ ብሙሉእ ደው ክብል ጊዝያዊ ምምሕዳር ወሲኑ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብምኽንያት ጽንብል መበል 35 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል፡ ኣኽሊል ዕምባባ ኣንቢሩ፡ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ ክርስቲና ጆርጅያ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ((06 ለካቲት 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 6 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት። ኣርእስታት ዜና፥ ነቲ ዶናልድ ትራምፕ ዘቕረቦ ሓሳብ፡ ቓዛ ብ ኣመሪካ ክውነንን ነበርቲ ቓዛ ድማ ናብ ካልእ ክግዕዙን ብሰፊሑ ኣብ መላእ ዓለም ኣዘራራቢ ዛዕባ ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃውስ ይጣበቐሉ ኣሎ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛለበዋ ኣብይ "ህዝቢ ትግራይ ከም ደላዪ ኲናት ዘምስል ዘቕረቦ ተቐባልነት የብሉን፡”ሓላፊት ቤትፅሕፈት ህወሓት ወ/ሮ ፈትለወርቅ።
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ኣርእስታት፡ ፍሉይ ልኡኽ ስዊዘርላንድ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ኣካይዱ። ኣብ ኢትዮጵያ፡ ብዩኤስኤይድ ዝድገፋ ሲቪል ማሕበራት ንብረትን ገንዘብን ከየመሓላልፋ ተኸልኪለን። ኬንያ ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ሰራዊት ኦነግ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ለካቲት 2025)
ንሎሚ ረቡዕ 05 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ኣርእስታት: ** ኣብ ምዕራባዊ ቪክቶርያ ፡ በርቂ ንዘበገሶ ባርዕ ዱር ንምምካት፡ ሰራሕተኛታት መጥፋእቲ ሓዊ ኣብ ልዑል ተጠንቀቕ ይርከቡ... ** ፖሊስ ኣብ ሓደ ቤት ትምህርቲ ናይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛደሞዝ ዝክፈሎ ናይ ወለዲ ዕረፍቲ ኣብ ኣውስትራሊያ ንመንን ብኸመይን'ዩ ዝርከብ፧
ኣብ ኣውስትራሊያ ሓደሓደ ወለዲ ካብ መንግስቲን ኣስራሕቶምን ናይ ወላዲ ዕረፍቲ ክፍሊት ኽውሃቦም ይኽእል ። እንተኾነ ንኹሉ ሰብ ዝምልከት መሰል ኣይኮነን ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ትሕዝቶ ፤ ንዝወልዱ ወለዲ ዝወሃብ ደሞዝ ዝክፈሎ ናይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጸባ ገመል ዝደልዩ ኣውስትራሊያውያን እናበዝሑ ይኸዱ ኣለዉ፡ ንሓደ ሊትሮ $18 ዶላር ገዚእካ ግን የዋጽእ ዶ፧
ጸባ ገመል ምስ ጸባ ላም ብዝመሳሰል መገዲ ፡ ንኣሽሓት ዓመታት ኣብ ማእከላይ ምብራቕን ኣፍሪቃውያንን ማሕበረሰብ ከም መግቢ ኰይኑ የገልግል ኣሎ ። ኣብዚ እዋን እዚ ፡ ብዛዕባ እቲ ካብ ባህላዊ ጸባን ውጽኢት ጸባን ዝወጽእ ኣማራጺታት ፡ እቲ ዝበለጸ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቃለ መሕትት ምስ ዶ/ር ሕሉፍ ኣበራ ብዛዕባ እቶም ዓበይቲ ሕማማት ማለት ሕማማት ሽኮር፡ ደም ብዝሒ፡ ካንሰርን ካልኦት ሕማማትን።
ዶክተር ሕሉፍ ኣበራ ኣብ መልበርን ኣብ ሆፐር ክሮሲንግ ዝርከብ ሰንትራል ክሊኒክ ሓፈሻዊ ሓኪም እዩ። ዓበይቲ ሕማማት ከም ሕማማት ሽኮር፡ ደም ብዝሒ፡ ካንሰርን ካልኦትን ትምህርታዊ መብርሂ ሂቡና ኣሎ። ኣብዚ ትሕዝቶ ሕማም ሽኮር እንታይ እዩ፧ መንቀሊኡ፧…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (04 ለካቲት 2025)
ንሎሚ 04 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ኣርእስታት: ** ሓንቲ ጎርዞ ብሻርክ ተነኺሳ ሞይታ... ** ኣብ ዋሺንግተን ድሕሪ ዝወረደ ግጭት ሂሊኮፕተርን ነፋሪትን መንነት ናይ 55 ምውታት ተለልዩ... ** ኣብ ኡጋንዳ ለበዳ ኢቦላ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛMiniPod: Ep4 Talking about visas | Starting Out | English on Repeat (Easy) - SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 4ይ ክፋል፡ ዕላል ብዛዕባ ቪዛታት | ምጅማር | English on Repeat (Easy)
Listen to 'English on Repeat,' a podcast to help us improve our speaking skills: I came to work in Australia.| I have a student visa.| What visa do you have? |…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ለካቲት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ፌደራላዊ ፓርላማ ሰሉስ [4 ለካቲት] ኣብ ዝእከበሉ ፣ ሰልፊ ግሪንስ "ብመትከል" ነቲ ሰልፊ ለበር ዘቕርቦ ሕጊ ናይ ጽል ኢ ዘረባ ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ ። ሰራዊት ሱዳን ፡ ኣብ ግዝኣት ኣል ያዚራ ዝርከባ ኣገደስቲ ከተማታት ከም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቅነ ቢንያም ግርማይ ኣብ ስፐይን፣ ሄኖክ ምሉእብርሃንን ናትናኤል ተስፋጽዮንን ድማ ኣብ ኣውስትራልያ፣ ዓወት እጅጋየሁ ታየ ኣብ ራስ ኣልኼማ (ሰሙናዊ መደብ ስፖርት)
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (03/02/2025) * እጅጋየሁ ታየ ኣብ ፍርቂ ማራቶን ራስ ኣልኼማ ተዓዊታ፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ትሮፊዮ ሰስ ሳሊነስ ተሳቲፉ ራብዓይ ወጺኡ፣ ሄኖክ ምሉእብርሃንን ናትናኤል ተስፋጽዮንን ድማ ኣብ ጂሎንግ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛትራምፕ፡ ኣብ ሶማልያ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ እስላማዊ መንግስቲ መጥቃዕቲ ኣየር ከምዝተፈፀመ ኣፍሊጡ።
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ኣካታዒ ኮይኑ ዝጸንሐ ቤት ምኽሪ ኣማኻሪ ካውንስል ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብወግዒ ተመስሪቱ። ፓርቲ ብልፅግና ይካይዶ ኣብ ዘሎ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ንመራሕቱ ዳግም ንክመርሑዎ መሪፁዎም። ኣቦመንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (30 ጥሪ 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 30 ጥሪ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ኣዲስ ኣበባ ንፈለማ እዋን ህዝባዊ ዋዕላ ተቓዋሚ መንግስቲ ኤርትራ ዝኾነ ብርጌድ ንሓመዱ ኣአንጊዳ። ኣዘዝቲ'…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛብ ኣፍልጦ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ዋዕላ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልእ ጸብጻብ ልኡኽና።
ኣዲስ ኣበባ ንፈለማ እዋን ህዝባዊ ዋዕላ ተቓዋሚ መንግስቲ ኤርትራ ዝኾነ ብርጌድ ንሓመዱ ኣአንጊዳ። ኣዘዝቲ' ሓይልታት ትግራይ ነቲ ብሃገራዊ ቦርድ መረጻ ኣፍልጦ ዝተነፍገ ብዶ/ር ደብረጽዮን ዝምራሕ ጕጅለ ህወሓት ደጊፎም ምምጽኦም ኣብ ትግራይ ቅልውላው…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ጥሪ 2025)
ን ሎሚ ረቡዕ 29 ጥሪ 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት፡ ** ኣብ ኲንስላንድ ብፖሊስ ዝተተኮሰሉ ሰብ ኣብ ኩነታት ሞትን ህይወትን ከምዘሎ ተፈሊጡ... ** ሴቭ ዘ ችልድረን ኣስታት 1 ነጥቢ 5 ሚልዮን ዝዀኑ ቈልዑ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሕጊ መሰል ዋንነት (copyright)ኣብ እትጥቀምሉ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብኸመይ ይሰርሕ፧
ብዘይፍቓዶም ናይ ካልእ ሰብ ቪድዮ ወይ ሙዚቃ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ኣካፊልኩም ትፈልጥዶ ? እዚ ብምግባር ሕጊ መሰል ዋንነት እትጥሕስሉ ኣጋጣሚታት ክህሉ ይኽእ እዩ ። ሕጊ መሰል ዋንነት ነቲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ክንጥቀመሉ እንኽእልን እንካፈሎን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛDoes Australia's Parliament reflect society? - SBS Examines: ባይቶ ኣውስትራልያ ንሕብረተሰብ ኣውስትራልያ የንጸባርቕ ድዩ፧
Australia is one of the world's most multicultural nations but our Parliament isn't. Does it matter? - ኣውስትራልያ ኣብ ዓለም ሓንቲ ካብ`ተን ብዝሐባህላዊያን ሃገራት`ያ፣ ባይቶኣ ግን ነዚ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 ጥሪ 2025)
ንሎሚ ሰሉስ 28 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፡ ኣርእስታት ዜና፡ ** ኣብ ኮንጎ ከተማ ጎማ ብዝግበር ዘሎ ዉግእ ህዝቢ ኣብ ስግኣት ምውዳቑ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ስክፍታኡ ገሊጹ። ** ጥፍኣት ኦሽዊትዝ ሰፈር ሞት ናዚ ጀርመን መበል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛMiniPod: Ep3 Talking about work | Starting Out | English on Repeat (Easy) - SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 3ይ ክፋል፡ ብዛዕባ ስራሕ ምዕላል | ምጅማር | English on Repeat (Easy)
Listen to 'English on Repeat,' a podcast to help us improve our speaking skills: What do you do for a living? | I’m a student.| I want to start a business. |I…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 ጥሪ 2025)
ን ሎሚ 27 ጥሪ 2024 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ትማሊ 26 ጥሪ ዓመታዊ ዝኽበር መዓልቲ ኣውስትራሊያ ወይ ኣውስትራሊያ ደይ ተኸቢሩ ዊዒሉ፡ ኣብቲ መዓልቲ ኣብ ሕብረተሰቦም ፍሉይ ኣበርክቶ ዝገበሩ ኣፍልቶን ሽልማትን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣሌክሳንዴር ኢሳቕ ሽቶ ምምዝጋብ ቀጺሉ ጥቓ ሃላንድን ሳላሕን ቀሪቡ፣ ወርቅነሽ እዴሳ ኣብ ማራቶን ቶክዮ ተዓዊታ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (27/01/2025) * ወርቅነሽ እዴሳ ኣብ ማራቶን ቶክዮ ተዓዊታ፣ * ኣብ ኣስታና ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ 3000ሜ ኣትለቲክስ ዓለም ኢትዮጵያውያን መንእሰያት ብዓብላሊ ተዓዊተን፣ * ኣብ ዓውደ ኣዋርሕ ቅድድም ብሽግለታ ቀዳማይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጽንብል ስርዓተ ሲመት 6ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሃዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ፡ ተፈጺሙ።
ጽንብል ስርዓተ ሲመት 6ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሃዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ፡ ተፈጺሙ ። ፖለቲካ ትግራይ ናብ ፖለቲካዊ ባዶ ድምር ወሪዱ ትግራይ ናብ ዝኸፈአ ኩነተት ክትኣትው ምኽንያት ኮይኑ'ሎ: ክብል ፕረዚደንት ግዚያዊ ምም/ ትግራይ ጌታቸው ረዳ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ክብርታት ኣውስትራሊያን ኣደይን'ዩ ናብዚ ኣብቂዑኒ።" ሳባ ኣብርሃም ተሸላሚት 'The Medal of the Order of Australia 2025)
ብዙሓት ኣውስትራሊያዊያን "ማማ ሳባ" ኢሎም'ዮም ዝጽውዕዋ። ንሳ ኣብ ማሕበረሰባን ብሓፈሻ ኣብ ኣፍሪቃዊያን ኣውስትራሊያዊያን ብዝገበረቶ ኣበርክቶ ብዙሕ ተፈላጥነት ኣጥርያን ብዙሕ ሽልማት ረኺባ እያ። ገለ ካብኡ፡ ኣብ 2020 ኮቪድ-19 ተኸሲትሉ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (23 ጥሪ 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 23 ጥሪ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ዶናልድ ትራምፕ መበል 47 ፕረሲደንት ኮይኑ ንኻልኣይ እዋን ቃለ ማሕላ ፈጺሙ ኣሎ። ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዝዓለሙ ብዙሓት ፖሊሲታት ድሮ በቲ ዘለዎ ስልጣን ተጠቒሙ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጠቐምቲ ሓበሬታታት ብዛዕባ ምዝዋር ብሽግለታ ኣብ ኣውስትራሊያ።
ብሽክለታ ምዝዋር ኣብ ኣውስትራሊያ ልሙድ ዝኾነ ዓይነት መጓዓዚያ እዩ ፤ ንስፖርታዊ ፤ ንምዝንጋዕን ንመጓዓዝያን ሰባት ብሽክሌታ ምዝዋር የዘውትሩ። ከከም ኣብ ትነብረሉ ከባቢ ናይ ብሽክሌታ መንገዲ ፣ መስመራት ብሽክሌታን ትሕተ ቅርጺ ክህልዉ ይኽእሉ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣዘርባዥያን፣ ኣብ ኤርትራ ዝተታሕዛ ሰለስተ መራኽባ ክፍነዋ፣ ብመንገዲ ሞስኮን ኣንካራን ዘተ ይቕጽል ምህላዉ ኣፍሊጣ።
ጠቕላላ ዕዳ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ብኽልተ ትሪልዮን ብር ከምዝወሰኸ ተገሊጹ። ተወሳኺ፡ 248 ሚልዮን ዶላር ልቓሕ ውን ካብ ዓለማዊ ማዕከን ገንዘብ ክትረክብ እያ። ሒጃብ ሃይማኖታዊ መሰልና'ምበር ሓለፋ ኣይኮነን" ዝብል መሪሕ ጭርሖ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ጥሪ 2025)
ንሎሚ 22 ጥሪ 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስታት ዜና ** ሚንስተር ወጻኢ ጉዳያት ፐኒ ዎንግ ምስ ሓድሽ ምምሕዳር ትራምፕ ተራኺባ ዘትያ... ** ኣመሪካ ፕሬዝዳንት ዶናልድ ትራምፕ ካብ ዉድብ ጥዕና ዓለም ንክትወጽእ ናይ ምውጻእ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛCelebrating, reflecting, mourning: Indigenous and migrant perspectives on January 26 - SBS Examines: ጽንብል፣ ኣስተንትኖን ሓዘንን፣ ጥሪ 26 ብዓይኒ ደቀባትን መጻእቲን
Some celebrate Australia Day with patriotic pride, others mourn and protest. What’s the right way to mark January 26, and can you have pride in your country…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ምስ ምህዳእ ቅልውላው ማእከላይ ምብራቕ፡ ኣቓልቦ ትራምፕ ናብ ዞባና ከተኲር ይኽእል'ዩ።" ዝርርብ ብዛዕባ ፖሊሲታት ፕ/ትራምፕ ምስ ኣቶ ክብረኣብን ኣቶ ሳሙኤልን
ዶናልድ ትራምፕ መበል 47 ፕረሲደንት ኮይኑ ንኻልኣይ እዋን ቃለ ማሕላ ፈጺሙ ኣሎ። ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዝዓለሙ ብዙሓት ፖሊሲታት ድሮ በቲ ዘለዎ ስልጣን ተጠቒሙ ፈሪሙሎም ኣሎ። ኣብ ኣመሪካን ካብ ኣመሪካን ወጻኢን ንመነባብሮን ጸጥታን ህዝቢ ዝጸልዉ…