Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛMiniPod: Ep2 Meeting your neighbour | Starting Out | English on Repeat (Easy) - SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 2ይ ክፋል፡ ምዝራብ ቋንቋ እንግሊዝ | ምስ ጎረባብቲ ምፍላጥን ምዕላልን | English on Repeat (Easy)
Listen to 'English on Repeat,' a podcast to help us improve our speaking skills: I live nearby. | I’m new to the area.| How long have you lived here? | I like…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግሪኛ (20 ጥሪ 2025)
ን ሎሚ 20 ጥሪ 2024 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ : ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ በዓል ጥምቀት ብተኸተልቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣብ መቐለ፣ አስመራን ኣዲስ ኣበባን ብድምቀት ተኸቢሩ። ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ኣባ ማትያስ ቀደማዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ሙምባይ ቀዳማይን ካልኣይን ወጺኦም፣ ኣርሰናል ነጥቢ ትኸስር፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ናይ ሽቶ ምምዝጋብ ምረሽኡ ተገቲኡ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (20/01/2025) * ማራቶን ሙምባይ 2025 ሰንበት ተኻይዱ ኤርትራውያን ኣትሌታት ቀዳማይን ካልኣይን ብምውጻእ ተዓዊቶም፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ወርሒ መስከረም ሩዋንዳ ኣብ ተአንግዶ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽግለታ መንገዲ ዓለም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ምትእትታው ክቝጠብ ኣተጠንቂቑ።
በዓል ጥምቀት ብተኸተልቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣብ መቐለ፣ አስመራን ኣዲስ ኣበባን ብድምቀት ተኸቢሩ። ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ኣባ ማትያስ ቀደማዊ ንመራሕቲ ትግራይ ገሲፆም። ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛMiniPod: Ep1 Speaking English | Starting Out | English on Repeat (Easy) - SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 1ይ ክፋል፡ ምዝራብ ቋንቋ እንግሊዝ | ምጅማር | English on Repeat (Easy)
Listen to 'English on Repeat,' a podcast to help us improve our speaking skills: I speak a little English. | I’m not used to the Australian accent. | I’m still…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (16 ጥሪ 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 16 ጥሪ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ኣብ መቐለ ዝቐነየ ሰልፊ ተመዛበልቲ ቀዳማይ ምዕራፉ ከም ዝተዛዘመ ተገሊጹ። ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕሪ ንምርካብ ትገብሮ ዘላ ፃዕሪ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕሪ ንምርካብ ትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ቻይና ከምትድግፎ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቸን ሃይ ከም ዝተዛረበ ተሓቢሩ።
ኣብ መቐለ ዝቐነየ ሰልፊ ተመዛበልቲ ቀዳማይ ምዕራፉ ከም ዝተዛዘመ ተገሊጹ። ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕሪ ንምርካብ ትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ቻይና ከምትድግፎ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቸን ሃይ ከም ዝተዛረበ ተሓቢሩ። ኣብ ካናዳ፣ ብሰንኪ ናዕቢ ሓሙሽተ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2025)
ንሎሚ 15 ጥሪ 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ** ኣውስትራሊያ ነቲ እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ቅልውላው ጸረ-ሴማውነት ፍታሕ ንምንዳይ ናይ መምሕድዳር ግዝኣታትን ናይ ፌደራል መራሕቲ ምስ ናይ ፖሊስ ሹማምንቲ ብስሩዕ ክእከቡ እዮም።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ26 ጥሪ ንደቀባት ኣውስትራሊያዊያን እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧
ኣብ ኣውስትራሊያ 26 ጥሪ ሃገራዊ መዓልቲ እዩ ፤ እታ ዕለት ግን ኣሰሓሓቢት እያ ። ብዙሓት ናብ ኣውስትራሊያ ሓደሽቲ ዝኾኑ ስደተኛታት ነታ ሓድሽ ዓዶም ኣብዚ ዕለት ከብዕልዋ ይደልዩ እዮም ፡ እንተኾነ ብድሕሪ እዛ መዓልቲ ዘሎ ሙሉእ ታሪኽ ምርዳእ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow do heatwaves highlight inequality? - ሙቐት ክብርትዕ እንከሎ ንድኻን ሃብታምን ብማዕረ ዘይጸልወሉ ምኽንያት እንታይ'ዩ፧
In the midst of one of the hottest Australian summers on record, experts say heat inequality is deepening social division. - ኣውስትራልያውያን ኣብ'ዚ እዋን ኣብ ማእከል ሓደ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ጥሪ 2025)
ንሎሚ 14 ጥሪ 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት: ዝሰናበት ዘሎ ናይ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ መንጎ እስራኤልን ሓማስን ተዂሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ክብጻሕ ከም ዝከኣል ብሩህ ተስፋ ከም ዘለዎ ገሊጹ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (13 ጥሪ 2025)
ን ሎሚ 13 ጥሪ 2024 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ: ኣብ ሱሳታትን ፈለማ ሰብዓታትን ኣብ ኤርትራ ምዕቡል ጸወታታት ኩዕሶ እግሪ ከምዝነበረን ፍሉጣት ጋንታትን ተጻወትን ፈርዮም ነይሮም። ኣብቲ እዋን ምስ ዝነበራ ጋንታታትን ተጻወትን ብቐረባ ዝፈልጦም ዝነበረን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዘይሃስስ ዝኽሪ ጋንታት ኩዕሶ እግሪ ሓማሴን/ኣስመራ፡ ሃይካ ሎጎን ካልኦትን ምስ ኢብራሂም ሓጅ፡
ኣብ ሱሳታትን ፈለማ ሰብዓታትን ኣብ ኤርትራ ምዕቡል ጸወታታት ኩዕሶ እግሪ ከምዝነበረን ፍሉጣት ጋንታትን ተጻወትን ፈርዮም ነይሮም። ኣብቲ እዋን ምስ ዝነበራ ጋንታታትን ተጻወትን ብቐረባ ዝፈልጦም ዝነበረን ክሳብ ሎሚ ንልዕሊ ሓምሳ ዓመታት ካብ ዝኽሩ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ሎስ ኣንጀለስ ዝነድድ ዘሎ ባርዕን ዘስዕቦ ዘሎ ጉድኣትን።
ኣብ ደቡባዊ ካሊፎርንያ ተኸሲቱ ዘሎ ብርቱዕ ነበልባል ሓዊ ፡ ህይወት 13 ሰባት ቀዚፉ ኣሎ ፣ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት ካብቲ ቦታ ኺግዕዙ ተገዲዶም እዮም ። ኣባይቲ ፡ ትካላት ንግዲ ፡ ከምኡ እውን ፍሉይ ከባቢታት ኣብ ሓደጋ ብምውዳቑ ህጹጽ ረድኤት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛክልተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽግለታ ናብ ኣውስትራልያ ክመጹ'ዮም፣ ማራቶን ዱባይ ኢትዮጵያውያን ዓብሊሎሞ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (13/01/2025) * ማራቶን ዱባይ ኢትዮጵያውያን ይዕብልልዎ፣ * ኣብ’ዚ ዓመት ፈላማይ ብዙር ዓለም ዝስራዕ ቅድድም ብሽግለታ ኣውስትራልያ 'ሳንቶስ ቱር ዳውን ኣንደር' ዛጊት ክልተ ኤርትራውያን ተሳተፍቲ ከምዝኾኑ ተረጋጊጹ፣ *…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ጥሪ 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 9 ጥሪ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣብ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ኣመሓዳሪ ቤተ ክርስትያን ማርያም/ሚካኤል ብርዝቤን ዝኾኑ ቀሺ ገብረብርሃን ፍስሃ ብዛዕባ እቲ ኣብዚ ሰሙን ዝተባዕለ ዘሎ በዓል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ኢትዮጵያ ታሪኻዊ ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ ዕላዊ ኮይኑ። (ጸብጻባት)
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘንፀላለወ ኩለመዳያዊ ቅልውላው ብመሰረቱ ንምፍታሕ ሓያል ርብርብ ከም ዝግበር ገሊጹ። ኤርትራ ዋንነተን ናይ ኣዘርባጃን ምኳነን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ንሃገረ ግሪን ላንድ ክዕድጋ'የ፡ ካናዳ መበል 51 ግዝ ኣት ኣመሪካ ትኹን።" ትራምፕ። (ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ 08/01/2025)
ንሎሚ 7 ጥሪ 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ አቕርበልኩም ዶናልድ ትራምፕ ፡ ንድሕንነት ኣመሪካ ከተገልግል ስለትኽእል ንሃገረ ግሪንላንድ ክዕድጋ ከም ዝደሊ ገሊጹ፡ ካናዳ ድማ ግዝኣት ኣመሪካ ክትከውን ጸዊዒ ። ኣብ ትቤት ግዝኣት ቻይና…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#77 Setting up a tent (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ ኤስ ቢ ኤስ #77 Setting up a tent (Med)
Learn how talk about setting up a tent. - Learn how talk about setting up a tent.
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 ጥሪ 2025)
ንሎሚ 7 ጥሪ 2025 ዝተዳለዉ ኣርእስታት ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ: ጃስቲን ትሩዶ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትርነት ስልጣኑ ክወርድ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣብ ቪክቶርያ ኣብ ካውልፊልድ ዝርከብ ሜዳ መወዳደሪ ኣፍራስ (Racecourse) ፡ ብሓዊ ድሕሪ ምንዳዱ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ልደት፡ ምስ ኣምላኽና ብፍቕሩን ምሕረቱን ዕርቂ ዝረኸብናሉ ዕለት'ዩ።" ቀሺ ገብረብርሃን ፍስሃ
ኣብ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ኣመሓዳሪ ቤተ ክርስትያን ማርያም/ሚካኤል ብርዝቤን ዝኾኑ ቀሺ ገብረብርሃን ፍስሃ ብዛዕባ እዚ ዝበዓል ዘሎ በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስን ብዛዕባ ምእመናን ቤተ ክርስትያኖምን ብተወሳኺ ብምኽንያት እዚ በዓል ዘመሓላለፍዎ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ጥሪ 2025)
ን ሎሚ 6 ጥሪ 2024 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ በዚ ኣጋጣሚ ንኹላትኩም በዓል ልደት የሱስ ክርስቶስ ተኽብሩ ርሑስ በዓል ክኾነልኩም እናተመነኹ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ "ግዝያዊ ምምሕዳር ኣድኪምካ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ውዕሎም የሐድሱን ጋንታታት ይረኽቡን፣ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ይዕወቱ፣ ማንቸስተር ዩናይትድ ንሊቨርፑል ማዕረ ኣውጺኣታ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (06/01/2025) * ሩቲ ኣጋን ዳዊት ወልዴን ኣብ ማራቶን ሺያመን ተዊቶም፣ * ገለ ኤርትራዊያን ተቐዳደምቲ ብሽግለታ ምስ ዝጸንሕወን ጋንታታቶም ውዕሎም ከናውሑ’ንከለዉ ሓደ ተቐዳዳማይ ድማ ምስ ሓዳስ ጋንታ ተጸንቢሩ፣ * ዋና…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ግዝያዊ ምምሕዳር ኣድኪምካ ትግራይ መንግስቲ ኣልቦ ምግባር ጥፍኣት እዩ።"ምክትል ፕሬዝደንት ሌ/ ጀነራል ታደሰ ወረደ
ሰለስተ ብሄራዊያን ውድባት ትግራይ ብሓባር ዝሰርሓሉ ኪዳን ዕላዊ ኣቚመን። ኣህጉራዊ ዋዕላ ንመጽናዕትታት ኤርትራ፡ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ኢትዮጵያ ብተደጋጋሚ ዝረአ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ካብ ዝትንከፉ ክልላት 80 ሽሕ ነበርቲ ከውጽእ ምዃኑ መንግስቲ ኣፍሊጡ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምስ ምምጻእ ሓድሽ ዓመት ካብ ዝተለወጡ ሕግታትን ፖሊሲታትን
ሓድሽ ዓመት 2025 ኣብ ዝኣተወተትሉ ኣውስትራልያውያን ሓድሽ ዓመት ጥራይ ዘይኮኑ ዝቕበሉ ንህይወቶም ብዝተፈላለዩ መጠኑ ዝጸልዉ ሓደስቲ ሕግታት'ውን ክዕዘቡ'ዮም። ገለ ካብ'ቶም ካብ ባሕቲ ጥሪ ጀሚሮም ተግባራዊ ዝኾኑ ቀንዲ ለውጥታት ካብ'ዚ ቀጺልና…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛገምጋም 2024: ዓወታት ኣብ ኦሎምፒክስ ዝዓብለልዎ ስፖርት ኣውስትራልያን ዓለምን
2024 ኣብ ስፖርት ዓለም፣ ኣብ ኣውስትራልያን ኣብ መላእ ዓለምን፣ ዓባይ ኮይና`ያ ሓሊፋ። ዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ ብመንጽር ስፖርት ከመይ ሓሊፎም ኣብ`ዚ ክንምልከቶ ኢና።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (2 ጥሪ 2025)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (2 ጥሪ 2025) * ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ ፍጻመ ቅትለት ኒው ኦርሊይንስ፣ ስለያ ኣውስትራልያን ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ጆን ሃዋርድን፣ ቓዛን ቀይዲ ኣልቦ ዝተባህለት እስራኤልን * ጸብጻባት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (2 ጥሪ 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (2 ጥሪ 2025) * ብዙሓት ክፋላት ዓባይ ብሪጣንያ ብርቱዕ ዝናብ ዝፈጠሮ ምዕልቕላቕን ብርቱዕ ንፋስን ኣጥቂዕዎም፣ * ናይ ጽዕነት መኪና ናብ ሓድሽ ዓመት ዘብዕሉ ዝነበሩ እኩባት ሰባት ኣጋጭዩ 10 ሰባት ዝቐተለ ሓደ ሰብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛህወሓት ጉባኤ ከካይድ ተሓቲቱ፣ ስድራቤት ኤርትራውያን እሱራት መዓሰከር ዳባት ገንዘብ ይሕተቱ (ጸብጻባት)
ጸብጻባት ዜና ልኡኽና (2 ጥሪ2025) * ካቢነ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ዙርያ ዘላቒ መፍትሒ ተመዛበልቲ ኣድሂቡ ምስ ሰለስተ ትካላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛትዩ፣ * ስድራቤት ኤርትራውያን እሱራት መዓሰከር ዳባት ገንዘብ ክኸፍሉ ይሕተቱ፣ *…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛRevellers welcome 2025 in Australia and around the world - 2025 እንቋዕ ደሓን መጻእኪ! ኣውስትራልያውያንን ዓለምን ንሓዳስ ዓመት ብሓጎስ ይቕበልዋ
The start of 2025 has been celebrated around the world with dazzling fireworks displays and rituals. Australia was among the first countries to welcome the New…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (31 ታሕሳስ 2024)
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (31 ታሕሳስ 2024)፣ * ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ሰባት ንምርኢት ርችታት ፍርቂ ለይቲ ሓድሽ ዓመት ኣብ ሲድኒ ክእከብ ትጽቢት ይግበር፣ * ሓድሽ ዓመት ንልዕሊ ሓደ ሚልዮን ኣውስትራልያውያን ለውጥታት ፖሊሲን ወሰኽ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቭላድሚር ፑቲን፣ ን25 ዓመታት ልጓም ስልጣን ሩስያ ዘጽንዐ ሰላዪ
ቭላድሚር ፑቲን ልጓም ስልጣን ኣብ ሩስያ ረጊጡ ካብ ዝሕዞ 25 ዓመታት ኣቑጺሩ'ሎ። ዕድመ ስልጣኑ ብኲናት፡ ተቓውሞታት፡ ኣድማታት፡ ቅዋማዊ ለውጥታትን ናዕብታት ከይተረፈን ዝተራእየሉ ብምዃን ይልለ፡ እንተኾነ ግን እዚ ሰላዪ ኬጂቢ (KGB) ዝነበረ ፑቲን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (30 ታሕሳስ 2024)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (30 ታሕሳስ 2024) *ሞት ፕረዚደንት ጂሚ ካርተር፣ ቅነ ሓዘን ነቶም ኣብ ደቡብ ኮርያ ዝወደቐት ነፋሪት ዝሞቱ ሰባት ተኣዊጁ፣ ጸብጻብ ልኡኽና፤ * ብዛዕባ ዕደና ወርቂ ሓበሬታ ኣብ ምእካብ ከለዉ ብዕጡቓት ተጨውዮም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ2024 ኣብ ትፋነወሉ ቢንያም ግርማይን ዓወታቱን ተጠቀስቲ ኮይኖም፣ ሊቨርፑል ንወስትሃም ደምሲሳ 2024 ብመሪሕነት ዓጽያቶ (ስሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ)
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (30/12/2024) * ዓመተ 2024 ኣብ ዝተጠናቐቐሉ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ታሪኽ ስፖርት ስሞም ካብ ዘጸውዑ ኣፍሪቃውያን ብሓበን ነዛ ዓመት ዝዝክርዋ ክኸውን`ዩ ክብል ቢቢሲ ጸብጺቡ፣ * ግጥማት ጽባሕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፕረዚደንት ጂሚ ካርተር ኣብ መበል 100 ዓመቱ ዓሪፉ (ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (30 ታሕሳስ 2024))
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (30 ታሕሳስ 2024) * ፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር ጂሚ ካርተር ኣብ መበል 100 ዓመቱ ዓሪፉ፣ * ጽንኩር ኩነታት ኣየር ኣብ ዝሓለፉ ዓሰርተ ዓመታት ብደረጃ ዓለም 3.2 ትሪልዮን ዶላር ክሳራ ኣኸቲሉ፣ * ደቡብ ኮርያ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛብዕጡቓት ተጨውዮም ዝነበሩ ጋዜጠኛታት ቴሌቪዥን ትግራይ ተለቒቖም (ጸብጻባት ልኡኽና (30 ታሕሳስ 2024))
ጸብጻባት ልኡኽና (30 ታሕሳስ 2024) * ብዛዕባ ዕደና ወርቂ ሓበሬታ ኣብ ምእካብ ከለዉ ብዕጡቓት ተጨውዮም ዝተብሃሉ ጋዜጠኛታት ቴሌቭዥን ትግራይ ከም ዝተለቐቑ ተገሊጹ፣ * ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 71 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም፣ *…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛገምጋም 2024: ዓብለልቲ ዜናታትን ፍጻመታትን ዓለም
ኲናት ኣብ ቓዛ ዓለምለኻዊ ኣርእስታት ዜና ኣብ'ዚ ዓመት ዓብሊልዎ። ኣብ ወርሒ ነሓሰ፡ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ንሰብኣዊ መሰላት ቮልከር ተርክ ነዚ ዘሕዝን መዝገብ ታሪኽ ኣብ ዓለም ቆላሕታ ክረክብ ገይሩ፡ ዓሰርተ ኣዋርሕ ድሕሪ ፍጻመታት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛገዳይም ማሕበራት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኢትዮጵያ ተኣጊደን (ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ 27 ታሕሳስ 2024)
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (27 ታሕሳስ 2024) * ክልተ ባሕረኛታት ኣብ ውድድር ምጅላብ ካብ ሲድኒ ናብ ሆባርት ኣብ ትሕቲ ከቢድ ኩነታት ኣየር ኣብ ባሕሪ መይቶም፣ * ዝሑል ኩነታት ኣየር ነቶም ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኮይኖም ዘለዉ ባርዓት ጣሻ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (26 ታሕሳስ 2024)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (26 ታሕሳስ 2024) * ደቡባዊ ምብራቕ ኣውስትራልያ ማዕበላት ሓያል ሙቐት ክመጾ ኣብ ዝዳለወሉ ዘሎ እዋን ሓደገኛ ኩነታት ባርዕ ሓዊ ንብዙሓት ግዝኣታት ከጋጥመን’ዩ፣ * ኣሽሓት ተሳፈርቲ መንገዲ ኣየር ኣሜሪካን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (26 ታሕሳስ 2024)
ጸብጻባት ዜና * ፕረዚደንታት ኤርትራን ሶማልን ተመያዪጦም፣ *ቢቢሲ ሶማሊያ ኣብ ኣዋጅ ኣንካራ ኣመልኪቱ ንዝዘርግሖ ሓበሬታ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ነጺግዎ፣ * ቤትፅሕፈት ምግባረ ሰናይ ትእምት ኣብ ዝሓለፈ በጀት-ዓመት ልዕሊ 212 ሚልዮን ቅርሺ ከም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛገምጋም 2024: ፖለቲካ
ጸገማት ክብሪ መነባብሮ ንፖለቲካ ኣውስትራልያ ኣብ'ዚ ዓመት ዝዓብለሎ ዛዕባ ኔሩ። እንተኾነ ግን ፖለቲከኛታት ኣብ ውሽጢ'ዞም ዝቕጽሉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ንምርጫ ኣብ ዝዳለውሉ፡ ገለ ካብ'ቶም ናብ ምርጫ ዝቐርቡ ቀንዲ ጉዳያት ኣብ መላእ'ዚ ንዛዝሞ ዘለና…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመራሕቲ ኤርትራን ሶማልያን ተራኺቦም፣ ኤርትራ ጸብጻብ ቢቢሲ ጌጋ'ዩ ትብል (ጸብጻባት ልኡኽና)
ጸብጻባት ዜና: * ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሼኽ ማሕሙድን ተመያዪጦም፣ * ቢቢሲ ሶማሊያ ኣብ ኣዋጅ ኣንካራ ኣመልኪቱ ንዝዘርግሖ ሓበሬታ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ነጺግዎ፣ * ቤትፅሕፈት ምግባረ ሰናይ ትእምት ኣብ ዝሓለፈ በጀት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛበዓል ልደት ኣብ መላእ ዓለም ብዝተፈላለየ ኣገባባት ተባዒሉ
በዓል ልደት፣ ብርሃናት ብልጭልጭ ዝብልሉን ክቡራት ልምድታት ዝኽበረሉን ወቕቲ፣ ብዓለም ደረጃ ይኽበር ኣሎ። ካብ ቁሪን በረድን ዝዓብለሎም ዕዳጋታት ኤውሮጳ ናብ ጸሓያዊ ገማግም ባሕሪ ኣውስትራልያ፣ ዶባት ሰጊሩ፣ እምነት፣ ስድራቤትን ፌስታን ብሓባር ኣሊሙ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ኣውስትራሊያ ባህሊ ኣበዓዕላ ልደት (Christmas) ከመይ ይመስል? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
ኣውስትራሊያዊያን ንገለ ገለ ኣውሮጳዊ ባህላዊ ኣበዓዕላታት ልደት (ክሪስማስ) ይኽተሉ እዮም። ናይ ገዛእ ርእሶም ባህሊ'ውን ኣማዕቢሎም እዮም። እቲ ጽቡቕ ነገር ኣብ ኣውስትራሊያ በዓል ልደት ወይ ክሪስማስ ንምብዓል ብዙሕ መገዲታት ምህላዎም እዩ። እዚ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሩስያውያን ሓደ ኣውስትራልያዊ ኣብ ዩክረይን ማሪኽና ኢሎም ኣብ ቪድዮ ኣውጺኦሞ
ሓደ ኣውስትራልያዊ ብወተሃደራት ሩስያ ኣብ ዩክረይን እናተሓተተ ዝመስል ዘርኢ ቪድዮ ኣብ ማሕበራዊ መድረኻት ድሕሪ ምዝርግሑ ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራልያ ቅልጡፍ መርመራታት ብዛዕባ'ታ ቪድዮ የካይድ ኣሎ። እቲ ኦስካር ጀንኪንስ ኢሉ ንነብሱ ዘላለየ ወዲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛክርስቶስ’ዶ ክልተሳዕ ተወሊዱ’ዩ ክልተ መዓልቲ ልደት ነብዕል ዘለና፧ መብርሂ ብዛዕባ ልደት ካብ ቀሺ ዮናስ
ንኹሎም ኣመንቲ ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመት 2024 እናተመነና፡ ታሪኽን ኣመጻጽኣን በዓል ልደት ዝምልከት ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል ዝሃብዎ መብርሂ ቀሪቡ ኣሎ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመራሕቲ ኣውስትራልያ መልእኽታት በዓል ልደት ኣመሓላሊፎም (ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ 24 ታሕሳስ 2024)
* ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያን መራሒ ተቓዋሚን መልእኽታት በዓል ልደቶም ኣብጺሖም፡ * ፕረዚደንት ጆ ባይደን 37 ንሞት ዝተፈርዱ እሱራት ብዕድመ ልክዕ ቀይርሎም፡ * መደበር ቴሌቪዥንን ስፖርትን ፎክስተል ተሸይጡ፣ * ሶማልያ ወሃደራት ኢትዮጵያ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኢትዮጵያ መጻረዪ ግጥማ ኣንጻር ሱዳን ኣብ ዕጹው ሜዳ ኣብ ሊብያ ክኾነላ ሓቲታ፣ ጋንታታት ማንቸስተር ክልቲኤን ተሳዒረን፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሃትሪክ ሰሪሑ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (23/12/2024) * ኢትዮጵያ ኣንጻር ሱዳን ዘለዋ መጻረዪ ግጥም ንሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ዕጹው ማዕጾ ኣብ ሊብያ ክኾነላ ሓቲታ፣ * ኣብ ግጥማት ዋንጫ ካራባኦ (ካራባኦ ካፕ) ናብ ፍርቂ ፍጻመ ዝሓለፋ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ታሕሳስ 2024)
* ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ፣ ኣሜሪካ ካብ ውድብ ጥዕና ዓለም ዶናልድ ትራምፕ ፕረዚደንት ኮይኑ ኣብ ዝምረቐሉ ክትወጽእ ትሓስብ፣ ጳጳስ ፍራንሲስ መጥቃዕቲ ኣየር እስራኤል ኣብ ልዕሊ ቓዛ ኮኒኖም፣ * ጸብጻባት ልኡኽና፣ ኣውስትራልያ ኤምባሲኣ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (23 ታሕሳስ 2024)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (23 ታሕሳስ 2024) * ሊቃነ ጳጵሳት ፍራንሲስ ንመጥቃዕቲ ኣየር እስራኤል ኣብ ቓዛ ኮኒኖም፣ * ኣብ ሲድኒ ኣድማ ሰራሕተኛታት መጓዓዝያ ብምቕጻሉ ሕጽረት 200 ዝኾኑ መራሕቲ ኣውቶቡስ፣ ትራምን ባቡርን ከጋጥም ይኽእል፣…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፕረዚደንት ፈረንሳ ኣብ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ርእይቶ ሂቡ (ጸብጻባት ዜና 23 ታሕሳስ 2024)
ንሎሚ ንጽብጽቦም ዜናታት: * ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢትዮጵያ ዘልዓለቶ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ቅኑዕን ዝድገፍን ምዃኑ ኣመልኪቱ፣ ውዕል ፕሪቶሪያ ብምሉእነት ክትግበርን ፍትሕን ተሓታትነትን ክነግስን መንግስቱ ሓቲቱ፣ * ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፍወርቂ፡ ንፍሉይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛገምጋም 2024፡ ክሊማ
'Climate whiplash' ነዚ ንዓለምና ኣብ 2024 ዘጋጠማ በብግዚኡ እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ምድግጋምን ጻዕቅን ክቱራት ዝኾኑ ኣንጻራዊ ክስተታት ኩነታት ኣየር ንምግላጽ ዘገልግል ዘሎ ሓረግ`ዩ። ተመራመርቲ, ማእከላይ ገምጋም ዓለማዊ መጠን ሙቐት ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (20 ታሕሳስ 2024)
ዕለታዊ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (20 ታሕሳስ 2024) * ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ኣብ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኢድ ኔርዎም ዝተባህሉ ወተሃደራዊ ኣባላትን ሰበስልጣንን ካብ ናይ ስልጣን ሓላፍነታት ክኣልይዎም ኣምባሳደር ኣሜሪካ ጸዊዓ፣ * ልዑል ዝኾነ ወሰኽ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ታሕሳስ 2024)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (9 ጥሪ 2024) * ገለ ካብ ናይ ሎሚ ጸብጻባት ዜና - ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ሓያለ ኣምባሳደራት ወጻኢ ተዘራሪቡ፣ ኣብ ትሕቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝርከባ 451 ኣብያተ ትምህርቲ 8ይ ክፍሊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ታሕሳስ 2024)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (19 ታሕሳስ 2024) * ኣውስትራልያ ኤምባሲኣ ኣብ ዩክረይን ደጊማ ክትከፍቶ ምዃና ኣፍሊጣ፣ * ሩስያ ንሓደ ላዕለዋይ ሓላፊ ኣብ ሞስኮ ዝቐተለት ቦምብ ከምዘንቶጋ ዝኣመነ ወዲ ኡዝበኪስታን ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወት ገሊጻ፣…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛማያት ቀይሕ ባሕሪ ክሕሉ ዝተዋፈረ ሓይሊ ባሕሪ ኤውሮጳ ተወሳኺ ክልተ ዓመታት ክጸንሕ ተናዊሕሉ (ጸብጻባት ዜና)
ጸብጻባት ዜና (19/12/2024) * ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ሓያለ ኣምባሳደራት ወጻኢ ተዘራሪቡ፣ * ኣብ ትሕቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ዝርከባ 451 ኣብያተ ትምህርቲ 8ይ ክፍሊ ቀዳማይ ዙር ፈተና ተጀሚሩ፣ * ብዶክተር ደብረፅዮን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ኣብ ቤት ፍርዲ ዝተታሕዘ ናይ ብዙሓት ናይ ሓባር ጉዳይ ኮይኑ ስለዘሎ ካብ ገዛኹም ክትወጹ ብውልቂ ንዝመጻኩም መልእኽቲ ተጠንቀቑሉ፣” ብርሃን እስማዒል ጃብር
ክቡራት ሰማዕትና ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት መንግስቲ ግዝኣት ቪክቶርያ ነቶም ብዙሓት ካብ ኣባላት ማሕበረሰብ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያ፡ ሶማልያን ካልኦትን ዝነብሩሎም ኣብ 1960ታት ዝተሃንጹ ህዝባውያን ወይ መንግስታውያን ሰማይ ጠቀስ ህንጻታት ከፍርሶም መደብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛAre you in need of crisis accommodation? - ብሰንኪ ቅልውላው ህጹጽ መዕቆቢ፣ መጽለሊ ወይ መጽንሒ የድልየኩም ድዩ፧
If you are homeless or at risk of becoming homeless it can be difficult knowing who to ask for a safe place to go. You don’t have to feel isolated, and there…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ታሕሳስ 2024)
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ፣ * ካብ ዝኾነ ካልእ ዓለም ንላዕሊ (ብመንጽር ካፒታ) ቓዛ ዝበዝሑ ኣካሎም ዝተቆርጹ ህጻናት ኣለውዋ (ወኪል ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ንፍልስጢማውያን ስደተኛታት )፡ * ሓደ ተመሃራይን ሓደ መምህርን ኣብ ግዝኣት ዊስኮንሲን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛIslamophobia ignites security concerns at schools, mosques - ጽልኢ እስልምና ስግኣት ጸጥታ ኣብ መሳጊድን ቤት ትምህርታትን ፈጢሩ
As Australia responds to an increase in anti-Semitic attacks, reports of Islamophobia have skyrocketed too. Some women say they're afraid to leave home, and…