Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ታሕሳስ 2024)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (9 ጥሪ 2024) * ገለ ካብ ናይ ሎሚ ጸብጻባት ዜና - ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ሓያለ ኣምባሳደራት ወጻኢ ተዘራሪቡ፣ ኣብ ትሕቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝርከባ 451 ኣብያተ ትምህርቲ 8ይ ክፍሊ ቀዳማይ ዙር ፈተና ክህባ ጀሚረን፣ ብዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ህወሓት መድረኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ የሳልጥ፣ ሕብረት ኤውሮጳ፡ ማያት ባሕሪ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምሕላው ዘዋፈሮ ሓይሊ ባሕሪ ንተወሳኺ 2 ዓመታት ከምዘናውሖ ኣፍሊጡ፣ * ኣውስትራልያ ንወሰኽ ቁጽሪ ጸረ-ሴማዊ መጥቃዕታት ምላሽ ኣብ ትህበሉ ዘላ እዋን፣ ጽልኢ እስላም ዘበገሶም ተግባራት'ውን ሰማይ ከይዶም ኣለዉ። ገለ ደቀንስትዮ ካብ ገዝአን ክወጻ ንፈርሕ ኣለና ይብላ፣ ንድሕነት ህጻናት ኣብ ቤት ትምህርታት'ውን ፍርሒ ፈጢሩ ይርከብ። ነዚ ዝምልከት ትሕዝቶ * ቃለመሕትት - ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት መንግስቲ ግዝኣት ቪክቶርያ ነቶም ብዙሓት ካብ ኣባላት ማሕበረሰብ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ካልኦትን ዝነብሩሎም ኣብ 60ታት ዝተሃንጹ…
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.