Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (12 ታሕሳስ 2024)
ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስቢኤስ ትግርኛ (16 ሕዳር 2024) * ጸብጻብ ዜናታት - ዞባዊን ዓለማውን * ጸረ ሴማውነት (Antisemitism) ሓድሽ እንተዘይኮነ’ኳ ክኢላታት ኣብ'ዚ እዋን ንርእዮም ዘለና ጸረ-ኣይሁድውያን ተግባራትን መጥቃዕታትን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ታሕሳስ 2024)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (16 ሕዳር 2024) * ሰብመዚ ኣውስትራልያ ሎሚ ሶኑይ (16 ታሕሳስ 2024) ኣብ ሰፊሕ ክፋል’ዛ ሃገር ጽዑቕ ማዕበል ሙቐት ዝሓዘ ኩነታት ክህሉ ትጽቢት ብምግባር ኣብ ምሽብሻብ ይርከቡ፣ * ሓድሽ ምምሕዳር ሶማሊላንድ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፍወርቂ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ኣብ ዓሰብ ርክብ ኣካይዱ፣ ሃፍታ ብምብራስ ትግራይ ንምድኻም ዝግበር ምንቅስቃስ ደው ክብል መጸዋዕታ ቀሪቡ (ጸብጻብ)
ጸብጻባት ዜና (16 ታሕሳስ2024) * ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፍወርቂ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ኣብ ዓሰብ ርክብ ኣካይዱ፣ * ሃፍቲ ትግራይ ብምጉሓልን ብምብራስን ትግራይ ንምድኻም ዝግበር ዘሎ ምንቅስቃስ ደው ክብል ሰለስተ ውድባት ፖለቲካ ትግራይ ፀዊዐን፣ *…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛማንቸስተር ዩናይትድ ንሲቲ ድሕሪ ምስዓራ ማንቸስተር ሕብራ ቀይሕ ኮይኑ፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ተኣምራቱ ይቕጽል፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (16/12/2024) * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽግለታ ናሆም ዘርኣይ ምስ ሓንቲ ጃፓናዊት ጋንታ ከምዝተጸንበረ ተፈሊጡ፣ * ንኣዋርሕ ዝኣክል ንብዙሓት ሰንፈላል ገይሩ ዝጸንሐ ዜና ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ዓለም 2034 ፊፋ ስዑዲ ዓረብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (12 ታሕሳስ 2024)
ንሎሚ ሓሙስ 12 ታሕሳስ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣውስትራሊያ ዝሓለፈ ወርሒ ዓሌታዊ ኣድልዋ ንምጥፋእ ዝዓለመ፡ ሃገራዊ መርሓ ጸረ ዓሌትነት ኣውጺኡ ነይሩ። እዚ ብኹሉ መዳይ ንዓሌታዊ ኣድልዋ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛክልተ ናይ ስነ-ቀመም ኤርትራዉያን ኢንጅነራት፡ ኣብ ናይ ሎሚ ዓመት ቶታል ኤነርጂ ዘካየዶ ናይ ምህዞን ሰንዓን ዉድድር ዕዉታት ኮይነን፡
ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ምዃኑ ዝተነግረሉ ፋብሪካ ቴራናይት ኣብ ትግራይ ከተማ መቐለ ተተኺሉ ፍርያት ምሃብ ምጅማሩ ተገሊጹ። ወግዓዊ ጽንብል ምሻም መበል 6ይ ፓትሪያሪክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ንዕለት 26 ጥሪ 2025 ክፍጸም ምዃኑ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛIs antisemitism in Australia changing? - SBS EXAMINES፡ ጸረሴማውነት (Antisemitism) ኣብ ኣውስትራልያ ይቕየር ኣሎ ድዩ፧
Antisemitism is nothing new. But experts say the kinds of anti-Jewish incidents and attacks we're seeing now have never happened before in Australia. - ጸረ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛበዚ ተመዲቡ ዘሎ ኣብ 10 ዓመት ዓሌታዊ ኣድልዎ ክውገድ ድዩ፧ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ
ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣውስትራሊያ ዝሓለፈ ወርሒ ዓሌታዊ ኣድልዋ ንምጥፋእ ዝዓለመ፡ ሃገራዊ መርሓ ጸረ ዓሌትነት ኣውጺኡ ነይሩ። እዚ ብኹሉ መዳይ ንዓሌታዊ ኣድልዋ ንምጥፋእ ኣብ ኩሉ ጽላት ሕብረተሰብን ኣብ ዝተፈላለዩ ደረጃታት መንግስቲ ኣድልዎ ብዓሌት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ 6ይ ፓትርያርክ መሪጻ፡ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ታሕሳስ 2024)
ኣርእስታት ዜና፡ አቡነ ባስልዮስ 6ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ኰይኖም ተመሪጾም። ኣይሁዳውያን ናብ ኣውስትራልያ ኣብ ዝኸደሉ እዋን ጸረ- ሴማዊ መጥቃዕቲ ክፍጸም ከም ዝኽእል ዝገልጽ ናይ ጕዕዞ መጠንቀቕታ ከም ዘውጽአ ተሓቢሩ ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (9 ጥሪ 2024)
ን ሎሚ 9 ታሕሳስ 2024 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ሎሚ ኣብ ዝኽበር ዓለምለኸ መዓልቲ ጆኖሳይድ ፣ህልቂት ትግራይ ኣብ ቤት ምኽሪ ዓባይ ብሪጣንያ ከምዝዝከር ተገሊጹ። ሕጹይ ተወዳዳሪ ኣቦወምበርነት ኣፍሪቃዊ ሕብረት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ነዛ መዓልቲ ንኽንርእያ ካብ ነዊሕ እዋን ኢና ክንጽበያ ጸኒሕና" ሓጎስ ሶርያውያን ብምውዳቕ ስርዓት ኣሳድ
ፕረዚደንት ሶርያ ባሻር ኣል-ኣሳድ ፡ ብሰንበት ካብ ደማስቆ ካብ ዝሃደመሉ እዋን ኣትሒዙ ፡ ኣብ መላእ እታ ሃገር ኰነ ክንዮ ሶርያ ኣብ መወዳእታ እቲ ጨቋኒ ግዝኣት ብምብቃዑ ፡ ሶርያውያን ብሓጎስ ይጽምብሉ ኣለዉ። ኣብ መላእ እታ ሃገር ፡ ሰባት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሶማልያ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ጣልቃ ምትእትታው ይገብር ኣሎ ክትብል ከሲሳ።
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ሎሚ ኣብ ዝኽበር ዓለምለኸ መዓልቲ ጆኖሳይድ ፣ህልቂት ትግራይ ኣብ ቤት ምኽሪ ዓባይ ብሪጣንያ ከምዝዝከር ተገሊጹ። ሕጹይ ተወዳዳሪ ኣቦወምበርነት ኣፍሪቃዊ ሕብረት ኬንያዊ ራይላ ኦዲንጋ፡ ደገፍ ንምርካብን ንምምኽካርን ኣስመራ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣሌክሳንደር ኢሳቕ ስሙን ዝንኡን እናደመቐ ይኸይድ፣ ሲፋን ሓሰን ብልጽቲ ኣትሌት ናይ'ዚ ዓመት ተሰይማ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (09/12/2024) * ኢትዮጵያ ዝመበቆላ ነዘርላንዳዊት ሲፋን ሓሰን ብልጽቲ ኣትሌት ናይ'ዚ ዓመት ተባሂላ ክትስየም'ንከላ ኢትዮጵያዊት ሰምቦ ኣለማየሁ ብልጽቲ መንእሰይ ዓለም ተሰይማ፣ * ኢትዮጵያ ኣብ'ዚ ወርሒ ኡጋንዳ ካብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ቀይድዎም ዝጸንሐ ኣማኢት ኤርትራያን ናብ ኤርትራ ይሰጎም ከምዘሎ ተሓቢሩ።
ቤት ጽሕፈት ከንቲባ ከተማ መቐለ ብሰንኪ ውጥጥ ሰበስልጣን ተዓሺጉ ተባሂሉ። ኢምባሲ ኢጣልያ ምስ ማሕበር ዳንተ ዓሊጊየሪ ብምትሕብባር ኣብ ኣስመራ ናይ ጣልያን ትምህርቲ ክህብ ጀሚሩ። ኤርትራ ኣብ ዋዕላ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምምካት ምድረበዳነት ትሳተፍ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ታሕሳስ 2024)
ንሎሚ ሓሙስ 5 ታሕሳስ 2024/ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ቤት ጽሕፈት ከንቲባ ከተማ መቐለ ብሰንኪ ውጥጥ ሰበስልጣን ተዓሺጉ ተባሂሉ። ኢምባሲ ኢጣልያ ምስ ማሕበር ዳንተ ዓሊጊየሪ ብምትሕብባር ኣብ ኣስመራ ናይ ጣልያን ትምህርቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፍልጠት ደቀባት ብዛዕባ ኩነታት ኣየርን ወቕትን:
ብዛዕባ'ቶም ኣርባዕተ ወቕቲ ፡ ማለት ክረምቲ ፡ ቀውዒ ፡ ሓጋይን ጽድያን ትፈልጡ ትኾኑ ኢኹም ፣ ቀዳሞት ህዝብታት ግና ካብዚኦም ዝበዝሑ ወቕትታት ከምዘለዎም ግና ኣይትፈልጡን ትኾኑ። ከከም ከባቢኡ ኣብ ዓዓመት ፡ ንገለ ካብ ዓሌታት ደቀባት ኽሳዕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመራሒ ደቡብ ኮርያ ናብ ኣምባገንነት፧ ዕለታዊ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ታሕሳስ 2024)
ንሎሚ 4 ታሕሳስ 2024 ኣርእስታት ዝተዳለዉ ዜናታት፥ ኣብታ ሃገርን ዓለምን ቁጠዐ ዘልዓለ፡ ፕረሲደንት ደቡብ ኮርያ ዩን ሱክ ዮአል ዝኣወጆ ሕጊ ማርሻል ድሕሪ ቕሩብ ሰዓታት ኣልዒልዎ። ፕረዚደንትጆ ባይደን ንወዱ ናይ ፈደራል ምሕረት ድሕሪ ምግባሩ ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ታሕሳስ 2024)
ንሎሚ 3 ታሕሳስ 2024 ኣርእስታት ዝተዳለዉ ዜናታት፥ መንግስቲ ፈረንሳ ፡ ድሕሪ እዚ ሰሙን ክፈርስ እንተዘይኮይኑ ካልእ ኣማራጺ ከምዘይብሉ ተፈሊጡ፡ ኣብ ትግራይ ብቅትለት ማህሌት ተኽላይ ተኸሲሶም ኣብ ቀይዲ ኣትዮም ካብ ዝጸንሑ እቲ ሓደ ንሞት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ኣብዚ እዋን ክደርፍ እንተኾይነ ናይ ብኽያት ደርፊታት ጥራይ እየ ክደርፍ ዝኽእል” ዮሱፍ ስዒድ
ኣብ ሰብዓታት ብጊታሩ ኣሰንዩ ዝደርፎም ዝነበሩ ምኡዛት ዜማታት ክሳብ ሎሚ ሓይሎም ኣይደኸሙን። ዮሱፍ ከም ግመለይ ግመለይ፡ ንፋታሕ ንፋታሕ፡ ምሳኺን ካልኦትን ዝብላ ደርፊታቱ ንብዙሓት መን እሰያት ልቦም ንፍቕሪን ሃገራዊ ስምዒት ዘንድዳ ካብ ሓያሎ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ SBS ትግርኛ (2 ታሕሳስ 2024)
ንሎሚ ሰኑይ 2 ታሕሳስ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ካብ 2025 ንደሓር ዝስረሓሉ ውጥን መኸተ ከም ዘሎ ተዛሪቡ። ኢትዮጵያ ብሸመታ ኣጽዋር ኣብ 6ይ ደረጃ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ከኣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ሰፊሕ ግፋ ይካየድ ምህላዉ ተገሊጹ። (ጸብጻብ)
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ካብ 2025 ንደሓር ዝስረሓሉ ውጥን መኸተ ከም ዘሎ ተዛሪቡ። ኢትዮጵያ ብሸመታ ኣጽዋር ኣብ 6ይ ደረጃ ከምትስራዕ ኣህጉራዊ ትካል ምርምር ሰላም ስቶክሆልም ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሊቨርፑል ንሲቲ ስዒራ መሪሕነታ ኣብ ፕሪምየርሊግ ኣስፊሓ፣ መገርቱ አለሙ ኣብ ቫለንስያ፣ ሰሎሞን ኣማረ ኣብ ሻንግሃይ ተዓዊቶም፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (02/12/2024) * ኢትዮጵያዊት መገርቱ ኣለሙ ኣብ ቫለንስያ ኤርትራዊ ሳምሶን ኣማረ ኣብ ሻንግሃይ ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ማራቶን ተዓዊቶም፣ * ኣብ ኦሎምፒክስ ፓሪስ 2024 ትዕግስት ኣሰፋን ሲፋን ሓሰንን እናተደፋፋኣ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛAre Australian workplaces safe for migrant women? - ኣውስትራልያውያን ቦታታት ስራሕ ድሕነት መጻእቲ ደቀንስትዮ የውሕሱ ድዮም፧
New research has highlighted the high rates of workplace sexual harassment and assault experienced by migrant women. Experts say there are many reasons why…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (28 ሕዳር 2024)
ንሎሚ ሓሙስ 28 ሕዳር 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ዶ/ር ሳዕድያ ሓሰኒን ካብ ዩኒቨርሲቲ ስቶክሆልም በዓልቲ ሞያ ኣንትሮፖሎጂ ኮይና፡ ብዛዕባ ስደተኛታት ኣብ ሱዳን ኣብ ስዊድንን ኣውስትራሊያን መጽናዕቲ ተካይድ ምህርቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ግዝያዊ ምምሕዳር መንእሰያት ኣሰልጢኑ ህወሓት ንምፍራስ ይሰርሕ ኣሎ።"ጉባኤ ዘካየደ ህወሓት: "ዕልዋ መንግስቲ ይገብር ኣሎ" ፕ/ ግምት።
ኣቦመንበር ልኡላዊ መሰጋገሪ ቤትምኽሪ ሱዳን ሌ/ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃንን ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ተመያዪጦም። ሚኒስተር ወጻኢ ሱዳን ብወገኑ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘተ ኣካይዱ "ዕልዋ መንግስቲ ይገብር ኣሎ" ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምርዳእ ብዛዕባ ኣብያተ መድሃኒት ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ ከም ዝሰርሕ፥ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ)
ኣብ ኣውስትራሊያ፡ ፋርማሲታት ሓኪም ዝኣዘዝዎም መድሃኒታትን ናይ ጥዕና ክንክን ምኽሪ የበርክቱ ፤ ንሕብረተሰብ ድማ ብዛዕባ ውሑስ ኣጠቓቕማ መድሃኒትን ምክልኻል ሕማምን ይምህሩ ። እንተሓሚምካን ሓኪምኻ መድሃኒት እንተኣዚዙልካን ፡ ዝቕጽል ስጉምቲ ሓኪም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 ሕዳር 2024)
ኣብ መንጎ እስራኤልን ሊባኖስን ስምምዕ ምቁራጽ ተዂሲ ተገይሩ። ኣቦመንበር ልኡላዊ መሰጋገሪ ቤትምኽሪ ሱዳን ሌ/ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን ኣስመራ ኣትዩ፡ ምስ ፕ/ት ኢሳይያስ ተዘራሪቡ። ቪክቶርያውያን ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ ጽባሕ ዝጸንሕ ብርቱዕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ሕዳር 2024)
ንሎሚ 26 ሕዳር 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ: ** እስራኤልን ሊባኖስትን ስምምዕ ተዂሲ ንኽገብራ ቀሪበን ... ** ሓደ ኣኽባር ሕጊ ኣመሪካ ንክልተ ክስታት ዶናልድ ትራምፕ ኣልዒልዎ ... ** ኣብ ሰሜን ግሪኽ ኣብ እትርከብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ሎሚ፡ ሰብ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝነብረሉ ስግረ-ዶብ ነባሪ ኮይኑ ኣሎ።" ዶ/ር ሳዕድያ ሓሰኒን
ዶ/ር ሳዕድያ ሓሰኒን ካብ ዩኒቨርሲቲ ስቶክሆልም በዓልቲ ሞያ ኣንትሮፖሎጂ ኮይና፡ ብዛዕባ ስደተኛታት ኣብ ሱዳን ኣብ ስዊድንን ኣውስትራሊያን መጽናዕቲ ተካይድ ምህርቲ እያ። ኣብዚ እዋን ሕማም ለበዳ ኮቪድ ኣብ ስዊድን ዝርከቡ ኣፍሪቃውያን ከምኡ'ውን ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ሕዳር 2024)
ንሎሚ ሰኑይ 25 ሕዳር 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ ኣብዘን ዝሓለፋ 24 ሰዓታት ፡ ካብ ሊባኖስ ብኣማእታት ዝቝጸር ሚሳይላት ፡ ሮኬታትን ድሮንን ተወንጪፉ ። ድሕሪ ጽዑቕ ዘተ ፡ ኣብ ኣዘርባጃን እተገብረ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛማንቸስተር ሲቲ ኣብ ቅልውላው ኣትያ፣ ሊቨርፑል ፍልልያታ ተግፍሕ፣ ጋንታታት ስፖርት ካብ X (ትዊተር ነበር) ይሃድማ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (25/11/2024) * መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ሞሮኮ 2025 ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ድሕሪ ምጥንቓቖም ኣብ'ቲ ውራይ ዝሳተፋ ኩለን ሃገራት ተፈሊጠን፣ * ኢትዮጵያ ኣንጻር ኮንጎ ኣብ ዘካየደቶ ናይ መወዳእታ መጻረዪ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ትግራይ ኣብ 4 ወርሒ ልዕሊ 28 ኩንታል ወርቂ ከምዝወፀን መንግስቲ ከም ዘይተረብሐሉን ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ገሊጹ። (ጸብጻብ)
ብካልእ ሓበሬታ DDR ብምፍጻም ዝፍጠር ስግኣት ከምዘየለ እቲ ፕረዚደንት ተዛሪቡ። ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ምስ መሻርኽቲ ብምትሕብባር፡ ሃገራዊ ወፍሪ ቅነ ንቕሓት ኣብ ተጻዋርነት ንመድሃኒታት ጸረ-ታህዋስያን ብወግዒ ኣብ ኣስመራ ተኸፊቱ። ቤት ምኽሪ ሚንስተራት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (21 ሕዳር 2024)
ንሎሚ ሓሙስ 21 ሕዳር 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ካብ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ካልኦት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ተሰዲዶም ኣብ ፈቐዶ መዓስከር ስደተኛታት ንዘለዉ ኣውስትራሊያ ትህቦ ቪዛ እናወሓደን ነቲ ቪዛ ንምርካብ ንውሓት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ኣልኮላዊ መስተ እናኣተወ ንመንእሰያት ዝስምም ዘሎ መታኖል፡ ንኽልተ መንእሰያት ኣዋልድ ኣብ ናይ ሞትን ሕየትን ኣውዲቕወን።
ክልተ ደቂ መልበርን መንእሰያት ፡ ኣብ ላኦስ ስሚ ዝኣተዎ መስተ ኮክተይል ሰትየን ኣብ እተፈላለየ ሆስፒታላት ታይላንድ ፡ ኣብ ናይ ህይወትን ሞትን ኩነታት ይርከባ። ወለዲ እተን ብመርዚ ሜታኖል ከምዝተሰመማ እተጠርጠራ 19 ዓመት ዝዕድሚአን ኣዋልድ ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ውሽጢ 10 ኣዋርሕ ልዕሊ 20 ሽሕ ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ ከም ዝኣተዉ ተገሊጹ።
ሕቡራት ሃገራት ብወገኑ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ውሕስነት ክወሃቦም ጸዊዑ።ነበርቲ ብሄረሰብ ኢሮብ ኲናት ደው ካብ ዝብል ንደሓር ኣብ ዘለው ክልተ ዓመታት ዝዀነ ምምሕያሽ ድሕነትን ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን ከም ዘየለ ነበርቲ ገሊጾም።ነባር ጽርግያ ኢሮብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጸገም ድቃስ ምስኣን፡
ሰባት ብስደት መጺኦም ኣብ ሓዳሽ መንበሪ ዓዶም ምንባር ክጅምሩ ከለዉ ናይ ድቃስ ምምዝባል ክህሉ ልሙድ እዩ ። ክኢላታት ከምዝብልዎ ፡ን ሓጺር እዋን ናይ ድቃስ ልምድኻ ክጎድል ትጽቢት ዝግበረሉን ንቡርን እዩ ። እንተኾነ እዚ ተርእዮ ናብ ሕዱር ጕዳይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 ሕዳር 2024)
ንሎሚ 20 ሕዳር 2024; ዩክሬን ናይ ነዊሕ ርሕቀት ሚሳይል ምስ ኣወንጨፈት፡ ፕረዚደንት ፑቲን ኑክሌራዊ ኣጽዋር ምጥቃም ንምውሳን ተኽእሎ ኣዛይድዎ ። ኣብ ሲድኒ ሰፊሕ ሰላማዊ ተቓዉሞ ኣገልግሎታት መጓዚ ስለዝግበር ናይ ሲድኒ ሳብበርብ መስመር ባቡር ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለትዊ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ሕዳር 2024)
ሩስያን ኣመሪካን ነቲ ኣብ ዩክረይን ዘሎ ግጭት ከም ዘጋደዳኦ ነንሕድሕደን ይካሰሳ ኣለዋ ። ሓደ ትካል ዕደና ኣውስትራሊያ ን መንግስቲ ማሊ 160 ሚልዮን ዶላር ክኸፍል ተሰማሚዑ። ውድድር ቁንጅና ዓለም ሜክሲኮ ንደንማርክ ዝወከለት ቆንጆ ዩኒቨርስ ኮይና…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣውስትራሊያ ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ትቕበሎም ዘላ ስደተኛታት ብዝሖምን ዝወስዶ ንውሓት ግዜ ንምንታይን ብኸመይን፧ ምስ ዶ/ ብርሃን ኣሕመድ
ካብ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ካል ኦት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ተሰዲዶም ኣብ ፈቐዶ መዓስከር ስደተኛታት ንዘለዉ ኣውስትራሊያ ትህቦ ቪዛ እናወሓደን ነቲ ቪዛ ንምርካብ ንውሓት ግዜ ኣዚዩ ነዊሕ ዓመታት ዝወስድ ዘሎ ክስተት እዩ። እዚ ንምንታይ እዩ ኮይኑ፧ ግደ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ናብ ምዕራባዊ ሃገራት ናብ ቦትስዋና እንተዝጥምታ ምሓሸን።" ዮሃንስ በራኺ
ኣብ ቦትስዋና ኣብ ዝተገብረ ምርጫ እቲ ንልዕሊ ፍርቂ ክፍለ ዘመን (58 )ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ሰልፊ፡ ሰልፊ ደሞክራሲ ቦትስዋና (Botswana Democratic Party (BDP)) ብምርጫ ብሰልፊ ተቓዋሚ ጽላል ንደሞክራሲያዊ ለውጢ (The…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዓቢይ ጉያ ኢትዮጵያ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ንሽወደን ሽቶ ኣመዝጊቡ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (17/11/2024) * መበል 24 ዓለም ለኸ ዓቢይ ጉያ ኢትዮጵያ ሰንበት ተኻይዱ ኣሳየች ኣይቸው ብደቀንስትዮ ክትዕወት'ንከላ ቢንያም መሓሪ ብደቀተባዕትዮ ተዓዊቱ፣ * ኣትለቲክስ ዓለም ንስልማት መጻኢት ኮኾብ ኣትሌት 2024 ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ኣዲስ ኣበባ፡ ዝነብሩ ብዙሓት ኤርትራውያን ጽዑቕ ግፋ የጋጥሞም ምህላዉ ተገሊጹ።
ፕረዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ጎረባብቲ ህዝብታት ሰላም ንምስፋን ዝግበር ጻዕርታት ከም ዝቕጽል ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ምስ ሓለፍቲ ትካል ሕቡራት ሃገራት ዓሚቕ ዘተ ዓካይዱ ተባሂሉ። ኣብ ኣዲስ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛThis community faces unemployment like no other - ከም'ዚ ማሕበረሰብ ገይሩ ሽቕለተ ኣልቦነት ዘጋጥሞ ካልእ የለን
The unemployment rate for the Dinka community in Australia is almost double the national average. - ኣብ ኣውስትራሊያ መጠን ሽቕለተ ኣልቦነት ኣብ ማሕበረሰብ ዲንካ ካብ'ቲ ማእከላይ ሃገራዊ መጠን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ቦትስዋና ንፖለቲካ ከም ኩዕሶ እግሪ’ዮም ዝርእይዎ፡ ኣብ ንሕድሕዶም ጽልኢ ዝበሃል የብሎምን።” ዮሃንስ በራኺ
ኣብ እዋን’ቲ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ ዝተገብረ ምርጫ፡ ኣብ ከም በዓል ሞዛምቢክ፡ ሞሪሺየሽን ቦትስዋናን ምርጫ ተገይሩ ነይሩ። ብፍላይ ኣብ ቦትስዋና ኣብ ዝተገብረ ምርጫ እቲ ንልዕሊ ፍርቂ ክፍለ ዘመን (58 )ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ሰልፊ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (14 ሕዳር 2024)
ንሎሚ ሓሙስ 14 ሕዳር 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፈዎርቂ፡ ንልኡኽ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ሱዳን ኣዘራሪቡ፡ናይ ኤርትራ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛናይ ኤርትራ፡ ቅዱስ ሲኖዶስ 6ይ ፓትሪያርክ ክሸይም ከምዝመደበ ኣፍሊጡ።
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፈዎርቂ፡ ንልኡኽ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ሱዳን ኣዘራሪቡ። ናይ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ምስ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ሕዳር 2024)
ን ሎሚ 13 ሕዳር 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ወርሒ ጥሪ ኣብ ዋይት ሃውስ ኣብ ዝምለሰሉ ኣብ ናይ መጀመርታ መዓልታት ስልጣኑ ብ ብዝሒ ስደተኛታት ክጥርዝን ፡ ፖሊሲታት ትምህርቲ ምምሕዳር ባይደን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFinding a bank account that works hard for you - ንዓኹም ብዝበለጸ ዘርብሕ ናይ ባንክ ሒሳብ (ኣካውንት) ብኸመይ ትረኽቡ፧
If you have a job, receive government benefits or want to pay your bills easily you’ll need a bank account. You may even need more than one. To join the 20…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ሕዳር 2024)
ናይ ሰሉስ 12 ሕዳር 2024 ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ * ውድብ ሜቲዮሮሎጂ ዓለም፡ ዓመተ 2024 ኣብ መዝገብ ዝሞቐት ዓመት ክትከውን ኣብ መስመር ኣላ ክብል ገሊጹ፣ * ዋዕላ ለውጢ ክሊማ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት 2024 ኣብ ኣዘርባይጃን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጸብጻብ ኤርትራዊ ባህሊ ካርኒቫል (ኣልዋን) ኣብ መልበርን፡
ኣብ ከተማ መልበርን ኣውስትራልያ ፡ብ ኣልዋን ምስ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ብምትሕብባር ፡ ጉጅለ ባህሊ ኣልዋን ዘዳለዎ ፍሉይ ካርኒቫል ዕለት 11 ሕዳር 2024 ፍሉይ ባህላዊ ምሸት ተገይሩ። ኣብዚ ካርኒቫል እዚ ፡ ብያታታትን ብስነ-ጥበብን ብጽሑፋትን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ሕዳር 2024)
ንሎሚ ሰኑይ 11 ሕዳር 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣብ ከተማ መልበርን ኣውስትራልያ ፡ብ ኣልዋን ምስ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ብምትሕብባር ፡ ጉጅለ ባህሊ ኣልዋን ዘዳለዎ ፍሉይ ካርኒቫል ዕለት 11 ሕዳር 2024 ፍሉይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ኣመዝጊቡ ኒውካስትል ዩናይትድ ክትዕወት ሓጊዙ፣ ሊቨርፑል ፍልልያ ብምግፋሕ መሪሕነታ ኣደልዲላ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (11/11/2024) * ጸሃይ ገመቹ ጥሕሰት ድንፋዐ ደምን ብቕዓትን ፈጺማ ተባሂላ ን4 ዓመታት ድሕሪ ምእጋዳ ካልእ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት እብሲት ጥላሁን ኣስረስ'ውን ኣብ'ዚ ሰሙን እገዳ ተነቢሩላ፣ * ሻምፒዮን ውድድር ማራቶን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ምስ ወተሃደራውያን መራሕቲ ምብራቅ ሱዳን ተዛትዩ ተባሂሉ።
ጸብጻብ፡ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ምስ ወተሃደራውያን መራሕቲ ምብራቅ ሱዳን ተዛትዩ ተባሂሉ። ብካልእ ሓበሬታ ሽማግለ ኣደ ዝርከብኦም 23 ኣመንቲ መሰኻኽር ጅሆቫ፡ ኣብ ማይ ስርዋ ይሳቐዩ ኣለዉ ተባሂሉ። ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዕላዊ ዝኾነ ዕልዋ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብዚ ሰሙን ኣብ መልበርን ብዛዕባ ተዳልዩ ዘሎ ካርኒቫልን ሽልማትን ስነጥበብ ኤርትራዊያን፥ መ/ ሻግራይን በክሪ ሑመድን ይገልጹ።
ኣልዋን/ ሕብሪ ዓመታዊ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዘዳልዎ ምሽላም ኤርትራዊያን ስነጥበበኛታት ዕለት 10 ሕዳር ኣብ መልበርን/ ኣውስትራሊያ ንዓበይቲ ስነ ጥበበኛታት ኣፍልጦን ስልማትን ክህብ እዩ። ነዚ ኣመልኪትና ካብ ኣዳለውቲ እቲ መደብ መሓመድ ሻግራይን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 ሕዳር 2024)
ንሎሚ ሓሙስ 7 ሕዳር 2024/ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። መራሕቲ ኢትዮጵያን ኤርትራን ንሓዱሽ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ናይ እንቋዕ ኣሐጎሰካ መልእኽቲ ሰዲዶም። "ልዕሊ 970 ሽሕ ተመዛበልቲ ትግራይ ናብ መረበቶም ኣይተመለሱን" ትካል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመንገዲ ኣየር ፈረንሳ፣ ንኤርትራ፣ ሱዳንን የመንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ዘካይዶ በረራ ኣቋሪጹ
መራሕቲ ኢትዮጵያን ኤርትራን ንሓዱሽ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ናይ እንቋዕ ኣሐጎሰካ መልእኽቲ ሰዲዶም። "ልዕሊ 970 ሽሕ ተመዛበልቲ ትግራይ ናብ መረበቶም ኣይተመለሱን" ትካል ሓባሲ ንብዓት ኢትዮጵያ ጨንፈር መቐለ ስራሕቲ ፅገና ሓወልቲ ኣኽሱም ናብ ተግባር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣገዳስነት ባህላዊ ቅድታት ኣብ ከተማታት ኣውስትራሊያ፡
ኣብ ኣውስትራልያ ዝርከብ ነፍሲ ወከፍ ቦታታት ፡ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዓመታት ዝጸንሐ ሃገር ፡ ባህሊ ፡ ቋንቋ ዝሓቘፈ ታሪኽ ዝሓዘ እዩ ። ኣብ ህንጻ እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ናይ ለውጢ ቅድን ነዚ ኣብ ከባቢና ዘሎ ፍልጠት ኣብ መነባብርና ከምዝርአ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#74 Talking about your pet peeves (Med) - #74 Talking about your pet peeves (Med)
Learn how to talk about things that annoy you. - Learn how to talk about things that annoy you.
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ሕዳር 2024)
ኣርእስታት ንሎሚ 6 ሕዳር 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ፡ ** ኣብ መዓልቲ ምርጫ፡ ዓሰርተታት ሚልዮናት ኣመሪካዊያን ድምጾም ሂቦም... ** ውድብ ጥዕና ዓለም ፡ ሳሕቲ ጥራይ ዝግበር ሕክምናዊ ምውጻእ፡ ልዕሊ 100 ብከቢድ ሕሙም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛMigrants aren't being hired in the jobs they're qualified for. It's costing Australia billions - SBS Examines: ሓደስቲ መጻእቲ ናብ ኣውስትራልያ ብቑዓት ኣብ ዝኾኑሉ ሞያ ኣይኮኑን ዝቑጸሩ ዘለዉ፣ እዚ ኸኣ ንኣውስትራልያ ቢልዮናት የኽስራ፣
Australia is facing a skills shortage. So why are migrants struggling to find work in line with their education and experience? - ኣውስትራልያ ሕጽረት ክኢላታት ኣጋጢምዋ’ሎ።…