skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (12 ታሕሳስ 2024)

ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስቢኤስ ትግርኛ (16 ሕዳር 2024) * ጸብጻብ ዜናታት - ዞባዊን ዓለማውን * ጸረ ሴማውነት (Antisemitism) ሓድሽ እንተዘይኮነ’ኳ ክኢላታት ኣብ'ዚ እዋን ንርእዮም ዘለና ጸረ-ኣይሁድውያን ተግባራትን መጥቃዕታትን ቅድሚ ሕጂ ኣብ ኣውስትራልያ ኣጋጢሞም ኣይፈልጡን ይብሉ። ስለ'ዚ እንታይ ደኣ'ዩ ተቐይሩ፧ * ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣውስትራሊያ ዝሓለፈ ወርሒ ዓሌታዊ ኣድልዎ ንምጥፋእ ዝዓለመ፡ ሃገራዊ መርሓ ጸረ ዓሌትነት ኣውጺኡ ነይሩ። እዚ ብኹሉ መዳይ ኣብ ኩሉ ጽላት ሕብረተሰብን ደረጃታት መንግስቲን ንዓሌታዊ ኣድልዋ ንምጥፋእ ብዓይነቱ ናይ ፈለማ ስጉምቲ ከምዝኾነ እዩ ተገሊጹ ዘሎ። እዚ ናይ ፈለማ ሃገራዊ መርሓ ምስ’ንኽተል ዓሌታዊ ኣድልዎ ኣብ ኣውስትራሊያ ከንጥፍኦ ንኽእል ኢና ብምባል ተመራመርቲ ኣብ ዲክን ዩኒቨርሲቲ ዝኾኑ ፕሮፌሰር ፈትሒ ማንሱሪን ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስን ኣብ መርበብ ሓበሬታ ዘ ኮንቨርዘሽን.ኮም ሓደ ጽሑፍ ኣቕሪቦም። ነዚ ጽሑፍ መሰረት ጌርና ብዛዕባ’ቲ መርሃ ሕንጻጽን ክትግበረሉ…

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.