Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፕረሲደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ፡ ሃሪስን ዶናልድን ን ኣመሪካዊያንን ዓለምን እንታይ ሒዞም'ዮም ቀሪቦም ዘለዉ፧ ዝርርብ ምስ ክብረኣብ ይመስገንን ሳሚኤል ቢዘንን
ኣብ ኣመሪካ ዝግበር ዘሎ ፕረሲደንታዊ ምርጫ ሕጹያት ካመላ ሃሪስን ዶናልድ ትራምፕን ብተቐራራቢ ድምጺ ናብ ናይ መወዳእታ ደረጃ በጺሖም ኣለዉ። ነዚ ኣብ ኣመሪካ ዝግበር ዘሎ ምርጫን ብዛዕባ ሕጹያት ንህዝቢ ሒዞሞ ቐሪቦም ዘለዉን ብሓፈሻ ህዝቢ ነዞም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ሕዳር 2024)
ኣርእስታት፡ ንሎሚ 5 ሕዳር 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ፡ ኣብዚ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ምርጫ ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕን ካማላ ሃሪስን ኣብተን ወሰንቲ ቦታታት ምርጫ ናይ መወዳእታ ጎስጓሶም የካይዱ ኣለዉ። እቲ ንህዝቢ ኣውስትራሊያ ደው…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኢአስ ቢ ኤስ ትግርኛ (04 ሕዳር 2024)
ንሎሚ ሰኑይ 04 ሕዳር 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ሎሚ ብዙሓት ኤርትራዊያን ንኡጋንዳ ከም ካልኣይትቲ ዓዶም ሓሲቦም ኣብታ ሃገር ከውፍሩ ደቆም ከምህሩን ኣብ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ክሳተፉን ትካላት ሃይማኖት ከዐንብቡን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣሌክሳንደር ኢሳቕ ተስፋ ኣርሰናል ንጽዋዕ ፕሪምየር ሊግ የጸልምት፣ ለሚ ብርሃኑ ኣብ ማራቶን በይጂንግ ሃዊ ፈይሳ ኣብ ፍራንክፈርት ተዓዊቶም፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (04/11/2024) * ለባሲ ቀጠልያ ማልያን ሰለስተ ግዜ ተዓዋቲ መድረኽ ዝኾነን ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ክቡር ዕዱም ኮይኑ ኣብ ዝተረኽበሉ ዙር ፈረንሳ 2025 ዝኽተሎም መንገድታት ብወግዒ ኣፍሊጡ፡ * ሃዊ ፈይሳ ኣብ ማራቶን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛክልተ ዓመቱ ዝመልኦ ስምምዓት ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ መሊኦም ክትግበሩ ከምዝግባእ ሕብረት ኣውሮጳ ሓቲቱ።
ስምምዓት ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ መሊኦም ክትግበሩ ከምዝግባእ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ። መበል ካልኣይ ዓመት ውዕሊ ፕሪቶሪያ ኣመልኪቱ መግለጺ ዝሃበ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብወገኑ ዘይተመለሰ ተመዛባልን ግዝኣትን ክምለስ ጸዊዑ ኣሎ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ሰብ ካብ መፈጠሩ እናረሓቐ እንተኸይዱ፡ እናጎሃየን ትርጉም ህይወት እናሰኣነን'ዩ ዝኸይድ" ኣኽሊሉ ሃብተሚካኤል
ሎሚ ብዙሓት ኤርትራዊያን ንኡጋንዳ ከም ካልኣይትቲ ዓዶም ሓሲቦም ኣብታ ሃገር ከውፍሩ ደቆም ከምህሩን ኣብ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ክሳተፉን ትካላት ሃይማኖት ከዐንብቡን ይረኣዩ ኣለዉ። ኣኽሊሉ ሃብተሚካኤል'ውን ኣብ ኡጋንዳ ንልዕሊ 13 ዓመታት ኣብዝነብረሉ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (31 ጥቅምቲ 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ኣውስትራልያ በቲ ተዓሊሙ ክስርሓሉ ዝጸንሐ መጠን ዝቕባበ ካብ 2 ኽሳእ 3 ሚእታዊ ነክዩ እንተሎኳ መጠን ወለድ ግን ክሳብ ዝመጽእ ዓመት ከምዘይጎድል ተፈሊጡ። ሓድሽ መራሒ ሕዝቦላህ ፡ ናዒም ቃስም ፡ዘተኣማምን ውዕል እንተልዩ ምስ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (31 ጥቅምቲ 2024)
ንሎሚ ሓሙስ 31 ጥቅምቲ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ብብዝሒ ኤርትራዊያን፡ ኢትዮጵያዊያንን ሶማሊያውያንን ብሓፈሻ ካብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝመጹ ዝነብርዎ ነዋሕቲ ርሻናት መንበሪ ኣባይቲ መንግስቲ፡ እቲ ህንጻታት ፈሪሱ ከም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ፈለማ ዘቤታዊ ዓመጽ ብኸመይ ደው ተብሎ?
ኣብዚ ፍሉይ ትሕዝቶ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ፡ ንውሉዳትን ከነዕብዮም ከለና ፡ ኣኽብሮት ዘለዎም መጻምድቲ ምእንቲ ክዀኑ ብኸመይ ክንሕግዞም ከም እንኽእል ኽንርእይ ኢና ። ብዛዕባ እዚ ጕዳይ እዚ ናይ ብሕቶም ተመኩሮን ዓሚቝን ኣረኣእያ ዘለዎም ሰለስተ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (30 ጥቅምቲ 2024)
ንሎሚ 30 ጥቅምቲ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ዜና፡ *** ኣውስትራሊያ ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ፡ ንኣጽዋር ኲናት ፡ መከላኸሊ ሚሳይል ፡ ምስኡ ዝተሓሓዝ መሳርሕን ልዕሊ 70 ቢልዮን ዶላር ወጻኢ ገይራ ። ***…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛSBS Examines: In Conversation with the Governor-General - SBS Examines: ተራ ንግስነት ኣብ ዘመናዊት ኣውስትራልያ እንታይ'ዩ፧ ዕላል ምስ ዋና ኣመሓዳሪት ኣውስትራልያ
Australia's Governor-General is hopeful about Australia's future, despite conflict and difficulty dominating headlines. - ባሕቲ ሓምለ 2024 ክብርቲ ሳም ሞስቲን ኣመሓዳሪት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራዊያንን ኢትዮጵያዊያንን ዝርከብዎም ኣብ ናይ መንግስቲ ገዛውቲ ዝነብሩ ካብ መንበሪኦም ክወጹ ዝተገብርሉ ጉዳይ ዉሳነ ቤት ፍርዲ ተናዊሑ።
ብብዝሒ ኤርትራዊያን፡ ኢትዮጵያዊያንን ሶማሊያውያንን ብሓፈሻ ካብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝመጹ ዝነብርዎ ነዋሕቲ ርሻናት መንበሪ ኣባይቲ መንግስቲ፡ እቲ ህንጻታት ፈሪሱ ከም ብሓድሽ ክስራሕ መደብ ስለ ዝወጸ ካብቲ መንበሪ ወጺኦም ኣብ ካልእ ክሰፍሩ ዝተገብረ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ጥቅምቲ 2024)
ንሎሚ 29 ጥቅምቲ 2024 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ኣርእስታት ዜና፡ ነታ ብኲናት ትሕመስ ዘላ ሱዳን ዝያዳ ኣህጉራዊ ቘላሕታ ክግብር መጸዋዕታ ቐሪቡ። ኣብ ኣውስትራሊያ ናህሪ ዋጋ ገዛ እናዘሓለ ይኸይድ ከምዘሎ ተገሊጹ ። ክለብ ኩዕሶ እግሪ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (28 ጥቅምቲ 2024)
ንሎሚ ሰኑይ 28 ጥቅምቲ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣብ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ዑደት ዝገብሩ ዘለዉ በዓልቲ ሞያ ሕጊ ሰዊት ዮሃንስን ወላዲኣ ኣርክቴክት ዮሃንስ በራኺን ብዛዕባ ኣብ ትምህርታ ዕውትቲ ኮይና ዝለዓለ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመጻረዪ ግጥም ኤርትራን ኢትዮጵያን ንሻምፒዮና ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ተሰሪዙ፣ ኣርሰናልን ሊቨርፑልን ማዕረ ኣብ ዝወጻሉ ማን ሲቲ ከሲባ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (28/10/2024) * ዮሚፍ ቀጀልቻ ሓድሽ ክብረወሰን ዓለም ፍርቂ ማራቶን ኣመዝጊቡ፡ * ኢትዮጵያ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ወይ ኣፍኮን 2029 ከተአንግድ ድሌት ከምዘለዋ ገሊጻ፣ * ኤርትራ ኣብ መጻረዪ ግጥማት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኣብ ኤርትራ ብቖልዓኣ 2000 መጻሕፍቲ ኣንቢባ፡ ካብ ቦትስዋና ክሳብ ኣመሪካ ብ ነፋሪት እናተጓዕዘት 800 ገጽ ዘለዎ መጽሓፍ ኣንቢባ ወዲኣ" ዕላል ሰዊትን ዮሃንስ በራኺን
ኣብ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ዑደት ዝገብሩ ዘለዉ በዓልቲ ሞያ ሕጊ ሰዊት ዮሃንስን ወላዲኣ ኣርክቴክት ዮሃንስ በራኺን ብዛዕባ ኣብ ትምህርታ ዕውትቲ ኮይና ዝለዓለ ናይ ጥብቅና ሞያ ዝበጽሓትሉ ጉዕዞ፡ ኣብቲ ናታ ጉዕዞ ዓወት ተራ ወለዲን ማሕበረሰብን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግኛ ፖድካስት (24 ጥቅምቲ 2024)
ንሎሚ ሓሙስ 24 ጥቅምቲ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ሰዊት ዮሃንስ ብንእስነታ ምስ ወለዳ ካብ ኤርትራ ናብ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ ተሰዲዳ ዝለዓለ ናይ ሕጊ ትምህርቲ ዛዚማ ብሞያ ጥብቅና ትሰርሕ ዘላ እያ። ኣቦን ወድን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ጥቅምቲ 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ብዝሒ እቶም ብ ትምህርቲ መሕረሲት ዝምረቑ ሰባት ፡ ነቲ ኣብ መጻኢ ዝድለ ብዝሒ ዘየማል ኡ ምዃኖም ስክፍታ ከምዘሕድር ሓደ ዝወጸ ዳህሳስ ኣመልኪቱ። ሓይልታት እስራኤል ነቲ ዝተቐትለ መራሒ ሕዝቡላህ ክትክኦ ተሓሲቡ ዝነበረ ሓሽም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኢትዮጵያ ዝበዝሐ ብሕሱም ድኽነት ዘለዋ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ዝዓበየ ዕዳ መንግስቲ ካብ ዘለወን 10 ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ቅድሚት ተሰሪዓ።
ፕረዚደንት ኢራን መስዑድ ፐዘሽኪያን ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ተራኺቡ ዘትዩ። ኣብ ዓለም፣ 1.1 ቢልዮን ህዝቢ ኣብ ሕሱም ድኽነት ከምዝነብር ተገሊጹ ኢትዮጵያ ኣብ ሕሱም ድኽነት ዝርከብ ዝበዝሐ ህዝቢ ካብ ዘለወን ሃገራት ክትከውን ከላ ኤርትራ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ጥቅምቲ 2024)
ንሎሚ 23 ጥቅምቲ ዝተዳለዉ ኣርእስታት ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዝርከቦም ኣብ ካዛን ሩስያ፡ መራሕቲ ደቡባዊ ደምበ ብኣቦ-መንበርነት ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ዋዕላ ብሪክስ ይካየድ ኣሎ። ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ኣውስትራሊያ መስርሕ ምህናጽ መንበሪ ገዛኻ (ምንባረ ኣብ ኣውስትራሊያ)
ኣብ ኣውስትራሊያ ገዛ ምስራሕ ናይ ብዙሓት ሰባት ሕልሚ ወይ ራእይ እዩ ፡ እዚ ሕልሚ ተግባራዊ ንምግባር ግን እንታይ ኣገደስቲ ስጕምትታት እዮም ዘድልዩ ። ዝጸንሐ ቤት ምዕዳግ ቀሊል ዝመስል እኳ እንተ ኰነ ፡ መሬት ንምዕዳግን ቤትካ ንምህናጽን ዝግበር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ጥቅምቲ 2024)
ንሎሚ 22 ጥቅምቲ 2024 ዝተዳለዉ ዜናታት: ነጻ ኣባል ባይቶ ሊድያ ቶርፔ ነቶም ኣብ ካንቤራ መንግስታዊ ኣቀባብላ ዝግበረሎም ዝነበረ ንጉስ ቻርለስን ሰበይቱን “ንጉሰይ ኣይኮነን ኢላ ዝጨደረቶ ዓለምለኻዊ ኣርእስቲ ዜና ኮይኑ ዊዒሉ ኣሎ። ኣብ ኢትዮጵያ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ወለደይ ነጻ ኣተሓሳስባ ክውንን ነጻ ጌሮሙኒ።” ሰዊት ዮሃንስ፡ ዕላል ኣቦን ጓልን
ሰዊት ዮሃንስ ብንእስነታ ምስ ወለዳ ካብ ኤርትራ ናብ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ ተሰዲዳ ዝለዓለ ናይ ሕጊ ትምህርቲ ዛዚማ ብሞያ ጥብቅና ትሰርሕ ዘላ እያ። ኣቦን ወድን ኣብ ኣውስትራሊያ ዑደት ኣብ ዝገብርሉ ዘለዉ እዋን ብዛዕባ ዝምድና ወለድን ዉልድን፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ጥቅምቲ 2024)
ንሎሚ ሰኑይ 21 ጥቅምቲ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ኣብ ትግራይ ትካላውነት ብዘይምህናጹ ሚድያታት ብነጻነት ክሰርሓ ኣይክኣላን ተባሂሉ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ጎጃም “ሓይልታት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ጨንፈር ሽረ እንዳስላሰ ልዕሊ 13.4 ኩንታል ወርቂ ዕድጊት ከምዝፈፀመ ኣፍሊጡ። (ጸብጻብ)
ኣብ ዝተኻየደ ዓብዪ ቴሌቶን ትግራይ ክልተ ሚኢትን ሓደን ሚሊዮን ብር ንምልጋስ ቃል ተኣትዩ ከም ዘሎ ተገሊጹ። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ጨንፈር ሽረ እንዳስላሰ ልዕሊ 13.4 ኩንታል ወርቂ ዕድጊት ከምዝፈፀመ ኣፍሊጡ ኣብ ትግራይ ትካላውነት ብዘይምህናፁ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቢንያም ግርማይ ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ተሓጽዩ፣ ኣርሰናል ኣብ`ዚ ወቐቲ ፕሪምየር ሊግ ንፈለማ ግዜ ተሳዒራ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (21/10/2024) * ማራቶን ኣምስተርዳም ብዓወት ኢትዮጵያውያን ብክልቲኡ ጾታታት ተዛዚሙ፣ * ሻምፒዮን ቅድድም ብሽግለታ ኢትዮጵያ ነጋሲ ሃይሉ ኣብርሃ ሓዳስ ጋንታ ይደሊ ከምዘሎን ሰባት ክተሓባበርዎን ኣብ መድረኽ ሓፋሽ ክፉት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኤሪሳት ይኹን ካልእ ትካል ዝሕለፍ ሓሊፉ ክቕጽል ምኽኣል ዓቢ ነገር'ዩ" ዝርርብ ምስ ዮሴፍ ኣልኣዛር ብዛዕባ ዝመጽእ ሲምፖዚዮም።
ኣባላ ኮሚቴ ምምኻርን ኣድኣላዊ ሲምፖዚየምን ኤሪሳት ኣቶ ዮሴፍ ኣልኣዛር ብዛዕባ ኣብ 2 ሕዳር 2024 ዝግበር ሲምፖስየምን ስልማት ተባዕ ጋዜጠኛ ምልክያስ ይዛረብ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ጥቅምቲ 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ፓርላማ ደቡብ ኣውስትራሊያ ድሕሪ 27 ሰሙናውን ሽድሽተ መዓልታትን ጥንሲ ምውራድ ሕጋዊ ዝገብር ሕጊ ብጸቢብ ድምጺ ዉዱቕ ገይርዎ። ፕረዚደንት ዩክሬን ቭሎዶሚር ዘለነስኪ፡ መሻርክቲ ዩክሬን ሃገሩ ናብ ኔቶ ክትጽንበር ዕድመ ከቕርባ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ዓፋር ተጫጭሑ ዝተብሃለ ኣንበጣ ገረብ ስግኣት ሓረስቶት ኮይኑ ምህላዉ ተገሊጹ። (ጸብጻብ)
መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ኣብታ ሃገር ብዝኸፍአ መልክዑ ይቕጽል ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን ኣመልኪቱ ፀብፃቡ ንባይቶ ፀጥታ ውድብ ሑቡራት ሃገራት ኸቕርብ ተሓቲቱ። ኢትዮቴሌኮም ካብ ጠቕላላ 100 ቢልዮን ብር ኣክስዮን ናይ 100 ሚልዮን ብር ኣክስዮን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣግማል ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ ኣንጻር ዋልያታት ኢትዮጵያ ክትገጥም'ያ።
ዓሰርተ ሓደ ሃገራት ኣብ ዞና ሴካፋ ንመጻረዪ ግጥማት ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ወይ ቻን 2025 ኣብ ዝሳተፋሉ ኤርትራ ኣብ ቀዳማይ ዙርያ ግጥማት ኣንጻር ኢትዮጵያ ክትገጥም በጺሕዋ፣ * ኢትዮጵያ መጻረዪ ግጥማ ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2025 ኣብ ከተማ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ጥቅምቲ 2024)
ንሎሚ 16 ጥቅምቲ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ : ኣርእስታት ዜና፥ ግዚያዊ መራሒ ሕዝቦላህ ፡ ምስ እስራኤል ተዅሲ ደው ክብል ጻውዒት ኣቕሪቡ፡ሰራዊ እስራኤል መጥቃዕቲን ወረራን ኣብ ሊባኖስ ቐጺሉ። ሰባት ኣብ ናይ ዘይሃሰብዎ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛUnderstanding vaccination rules for children in Australia - ንክታበት ህጻናት ዝምልከቱ መምርሒታት ኣብ ኣውስትራልያ ንፈልጦም ዶ፧
Did you know that one in five children is at risk of dying from a disease that is now preventable through vaccination? Australia’s vaccination program helps to…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (15 ጥቅምቲ 2024)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ ( ሰሉስ 15 ጥቅምቲ 2024) * ከባቢ ፍርቂ ዝኾኑ ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ስድራቤታት ኣብ ኣውስትራልያ ውሕስነት ቀረብ መግቢ ዘይብሉ መነባብሮ የሕልፉ ከምዘለዉ ተገሊጹ፣ * ኣውስትራልያ ዜጋታታ ናብ እስራኤል ከይጓዓዙን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ጥቅምቲ 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ንባህልን ልምድን ማሕበረሰብ ግሪኽ ብምዕቃባ ንቤተ-ክርስትያን ኦርቶዶክስ ግሪኽ ንኢዱ ። ኣብ ማእከላይ እስራኤል ከተማ ቢንያሚና ብመጥቃዕቲ ድሮን 20 ሰባት ከም ዝቘሰሉ ኣገልግሎት ምድሓን እስራኤል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ጥቅምቲ 2024)
ንሎሚ ሰኑይ 14 ጥቅምቲ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። መሮን ሰመዳር፡ ኣብ ሳሕል ዓብዩ፡ ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ ናብ ኣመሪካ ካብ ዝኣቱ 12 ዓመታት እኳ እንተገበረ ክልተ ናይ ማስተርስ ዲግሪ ጥራይ ዘይኮነ ንኻልኣይ ግዜ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኢትዮጵያ ብጉዳይ ግብጽን ጎረባብታን ከም ዘይትሻቐል ገሊጻ። (ካብ ጸብጻብ)
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ኢትዮጵያ ብጉዳይ ግብጽን ጎረባብታን ከም ዘይትሻቐል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊጹ። ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ንካልኣይ ግዜ ኣጋጢሙ። መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ልዕሊ መሰል ሃይማኖት ዝገብሮ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#72 Talking about which team sport to join (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ፡ ዝርርብ ብዛዕባ ምስየናይ ጋንታ ስፖርት ምጽዋት
Learn how to describe social team sports and choose one that is right for you. - ብዛዕባ ማሕበራዊ ጋንታ ስፖርትን እታ ዝበለጸት ምምራጽ ዝምልከት ብቛንቋ እንግሊዝኛ ንመሃር። Learn how to…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሻምፒዮና ቅድድም ብሽግለታ ኣፍሪቃ ኤርትራ ብምዕብላልን ሄኖክ ምሉእብርሃን ከኣ ሻምፒዮን ብምዃንን ተዛዚሙ፣ ኢትዮጵያ ብጊኒ 4-1 ተሳዒራ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (14/10/2024) * ኬንያዊት ሩት ቸፕንገትች ሓድሽ ክብረወሰን ዓለም ብምምዝጋብ ኣብ ማራቶን ቺካጎ ተዓዊታ፣ * ሻምፒዮና ቅድድም ብሽግለታ ኣፍሪቃ 2024 ኣብ ኤልደሮት፣ ኬንያ፣ ተኻይዱ ብዓብላልነት ኤርትራን ተቐዳደምታን ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመሮን ሰመዳር፡ ካብ ሳሕል ክሳብ ኣመሪካ፡ ካብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ክሳብ ልዑል ትምህርቲ ኣመሪካን ምውድዳር ንባይቶ ኦክላንድን።
መሮን ሰመዳር፡ ኣብ ሳሕል ዓብዩ፡ ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ ናብ ኣመሪካ ካብ ዝኣቱ 12 ዓመታት እኳ እንተገበረ ክልተ ናይ ማስተርስ ዲግሪ ጥራይ ዘይኮነ ንኻልኣይ ግዜ ኣብ ኦክላንድ ኣባል ባይቶ ከተማ ንምዃን ዝወዳደር ዘሎ እዩ። ብዛዕባ ናብዚ ዝበጽሓሉ ጉዕዞ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ጥቅምቲ 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ኣብ ላኦስ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ቻይና ሊ ኪያንግ ኣብ ላኦስ ተራኺቡ ብዛዕባ ቻይና ኣብ ሰደድ ኣውስትራሊያ ዝገበረቶ እገዳ ክዝቲ እዩ። ኣብ ፍሎሪዳ ህቦብላ ሚልተን እናበርትዐ ኣብዝኸደሉ ብ ኣማኢት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ጥቅምቲ 2024)
ንሎሚ ሓሙስ 10 ጥቅምቲ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ምስ ኣቦ ወምበር 'ግዝያዊ መሪሕነት ሰልፊ ሕዳሴ ኤርትራ ኢንጂኔር እድሪስ ኑር ዝተገብረ ቃለ መጠይቕ። ካል ኣይን ናይ መወዳእታን ክቐርብ እዩ። ልኡኽና ዝሰደደልና…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ጎንደር መዓስከር ኣለምዋጭ ብመጥቃዕቲ ሰለስተ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ቆሲሎም። (ጸብጻብ)
ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣፈላላይ ውድብ ህወሓት ብዘተ ዝፍተሐሉ መንገዲ ዕፁው ከምዘይኮነ ገሊጹ። ትካላት መንግስቲ ዝወከለ ልኡኽ ኢጣልያ ኣብ ኤርትራ ዑደት ኣካይዱ ኣብ ጎንደር መዓስከር ኣለምዋጭ ብመጥቃዕቲ ሰለስተ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ንዝፍጠር ዝኾነ ይኹን ዕግርግር ስቕ ኢልና ኣይንርእይን ኢና።" ሓይልታት ትግራይ፡ (ሓጺር ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ 09 ጥቅምቲ 2024)
ንሎሚ 9 ጥቅምቲ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ : ኣርእስታት ዜና፡ ሓይልታት ትግራይ ኣብቲ ክልል ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታት ኣብ ህዝቢ ምርባሽ ፈጢሩ ከምዘሎን ሰላም ክዝረግ ስቕ ኢሎም ከምዘይርእዩን ኣፍሊጦም፡ ፕረዚደንት ጆ ባይደን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛThe impacts of First Nations tourism - ብደቀባት ተመሪሑ ዝካየድ ቱሪዝም ዘይሃስስ ተዘክሮ ታሪኽ፣ ስነጥበብ፣ ምዝንጋዕ፣ ጥዕናን መቐረትን ዘለዎ እዩ
Are you seeking a truly impactful Australian travel experience? Whether you’re seeking wilderness, food, art or luxury, there are plenty of First Nations…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛታየ ኣጽቀ-ስላሰ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ኮይኑ፣ ካብ ሊባኖስ ዝወጹ ኣውስትራልያውያን ሲድኒ ኣትዮም፣
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (08/10/2024) * ታየ ኣጽቀስላሰ ካብ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ መዝነቱ ተኣልዩ ንፕረዚደንት ሳህለ-ወርቅ ዘውዴ ክትክእ ከምዝተሰምየ ተገሊጹ። * ዝዓበየ ስግኣት ጸጥታ ንኣውስትራልያ ኣጋጢምዋ ዘሎ ለውጢ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 ጥቅምቲ 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ሎሚ እቲ ኣብ እስራኤል ብ7 ጥቅምቲ እተፈጸመ መጥቃዕቲ በዂሪ ዓመት ኣብ ዝዝከረሉ ዕለት ዝተፈላለዩ ሰልፍታት ተገይሩ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ መተሃራ ፈንታሌ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓዊስካ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ተሰሚዑ። ደቡባዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቢንያም ግርማይ ልዑል ውጽኢታት ኣብ ኤውሮጳ ኣመዝጊቡ፣ ኬንያ ተቐዳደምቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተአንግድ፣ ጸብጻብ ፕሪምየር ሊግ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (07/10/2024) * ቢንያም ግርማይ ኣብ በልጅምን ጀርመንን ዝተኻየዱ ናይ ሓደ መዓልቲ ቅድድማት ዝለዓሉ ውጽኢታት ኣመዝጊቡ፣ * ናትናኤል ተስፋጽዮን ምስ ዓባይ ጋንታ ሞቪስታር ክጽንበር ናይ ክልተ ዓመት ውዕል ተፈራሪሙ፣ *…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ መተሃራ ፈንታሌ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓዊስካ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ተሰሚዑ።
ኤርትራ ሃገራዊ ዓውደ መጽናዕቲ ውሕስነት መግቢ ከም ዘሳለጠት ተሓቢሩ። ውድብ ናፅነት ትግራይ ፖሊሲ-ባዶባዶ ዝተብሃለ ኣማራጺ ምድሓን ብሄረ ትግራይን ምትካል መንግስትን ኣቕሪቡ። ሎሚ ሰኑይ መኽፈቲ መደረ ዘስምዓ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ንሓደ ዓመት ዝኣክል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ኲናት ሽፋን ጌርካ ብመራሕቲ ሰልፊ ሕዳሰ ምስቲ ስርዓት ምቕራብ ዝተወስድ ስጉምቲ ኣዝዩ ሓደገኛ'ዩ ነይሩ።"እድሪስ ኑር
ሓደ ካብቶም ኣንጻር ኣብ ኤርትራ ዘሎ መንግስቲ ዝቃወሙ ዘለዉ ዉድባት "ሰልፊ ሕዳሰ ኤርትራ" ዝበሃል ኮይኑ፡ ኣብ ትግራይ ዝተገብረ ኲናት ስዒቡ ኣብ ዉሽጢ ምሪሕነቱ ምክፍፋል ተራእዩ። እቲ ዝጸንሐ መሪሕነት ሰልፊ፡ "ናይ ፓራዳይም ለውጢ " ብምግባር ምስ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ጥቅምቲ 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ እስራኤል ፡ ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ኣንጻር ሰራዊት ሕዝቦላህ ዝቐንዐ ናይ ኣጋር ወራር ኣብ እተካይደሉ ዘላ እዋን ፡ ሸሞንተ ወተሃደራታ ከም እተቐትሉ ገሊጻ ። ንምክትል ፕረዚደንትነት ዝተሓጽዩ ሪፓብሊካን J-D Vance ን ደሞክራቲክ ቲም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ፖድካስት ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ጥቅምቲ 2024)
ንሎሚ ሓሙስ 03 ጥቅምቲ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ሙባረክ ኢማም ኣብ 2016 ናብ ኣውስትራሊያ ድሕሪ ምስዳዱ፡ ብትምህርትን ኣብ ማሕበረሰቡ ብዝገብሮ ንጥፈታት ስሙ ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናበረኸ ይኸይድ ኣሎ። ንሱ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራ ግጭት ንምልዕዓል ዘጋድዱ ናይ ተስፋ ቆረጻት ምትላልታት ንዝበለቶም ኣካይዳታት ዝነቅፍ መግለጺ ኣውጺኣ። (ጸብጻብ)
ርክብ ትግራይን ዓፋርን ናብ ንቡር ንምምላስ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበፅሐ ፕሬዝደንት ጌታቸው ረዳ ገሊጹ።ኣብ ልዕሊ ሓይልታት ፋኖን ምስኦም ርክብ ኣለዎም ዝተባህሉ ኣካላትን ሓያል ስጉምቲ ምውሳዱ መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣብ ጅቡቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል፡ ብውሑዱ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFirst homebuyer’s guide: Getting a home loan in Australia - ኣብ ኣውስትራሊያ ልቓሕ ንመዐደጊ ገዛ ብኸመይ ይርከብ፧
For first-time borrowers, the home loan application process can feel overwhelming. Learn the basics around interest rates, the application process and…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ጥቅምቲ 2024)
ንሎሚ 2 ጥቅምቲ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኢራን ናብ እስራኤል ዝተኮሶቶ ልዕሊ 200 ሚሳይላት ብ ኣመሪካን እስራኤል ከምዝበርዓነ ተፈሊጡ። ኣብ ዶባ ሶማልያን ኢትዮጵያን ወጥሪ ከምዘሎ ኣብ ኣፍሪቃ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ኣመሪካ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሙባረክ ኢማም፡ ኣብ ዉሑድ ዓመታት ብስደት ካብ ኤርትራ ናብ ውድድር ተወካሊ ህዝቢ ኣብ ኣውስትራሊያ።
ሙባረክ ኢማም ኣብ 2016 ናብ ኣውስትራሊያ ድሕሪ ምስዳዱ፡ ብትምህርትን ኣብ ማሕበረሰቡ ብዝገብሮ ንጥፈታት ስሙ ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናበረኸ ይኸይድ ኣሎ። ንሱ "Young Assets Foundation" ዝበሃል ትካል ብምምስራት ንልዕሊ 150…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 ጥቅምቲ 2024)
ንሎሚ 1 ጥቅምቲ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ግዚያዊ ኣዛዚ ህዝቦላህ ናዒም ቃስም ፡ ሕዝቦላህ ኣንጻር እስራኤል ዝገብሮ ውግእ ከም ዝቕጽሎ ቃል ኣትዩ ። ኣብ ኣውስትራልያ ዋጋ ኣባይቲ እናወሰኸ ይኸይድ እኳ እንተ ኰነ ፡ እቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (30 መስከረም 2024)
ንሎሚ ሰኑይ 30 መስከረም 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ድሕሪ ዜና፡ ኣብዚ እስራኤል ካብ ቓዛ ሓሊፉ ናብ ሊባኖስ ሊሒሙ ዘለወሉ እዋን መራሒ ሕዝቦላህ ብመጥቃዕቲ እስራኤል ተቀቲሉ ይርከብ፡ ነዚ ኣመልኪትና ሓሳን ናስራላህ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛእቲ እስራኤል ዝቐንጸለቶ መራሒ ሕዝቡላህ ሓሰን ናስራላህ መን'ዩ ነይሩ፧
ኣብ 1992 መሪሕነት ህዝቦላሕ ተረኪቡ ክሳብ ሕጂ ክመርሕ ዝጸንሐ ሓሰን ናስረላህ ብመጥቃዕቲ እስራኤል ኣብ ዋና ከተማ ሊባኖት ተቐቲሉ ኣሎ። ናስራላህ ኣብቲ ንዓሰርተታት ዓመታት ዝቐጸለ ምስ እስራኤል እተገብረ ውግእ ፡ ነቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝነበረ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛማራቶን በርሊን ሚልከሳ መንገሻን ትዕግስት ከተማን ተዓዊቶሞ፣ ታደይ ፖጋቻር ሻምፒዮን ዓለም ኮይኑ፣ ናትናኤል ተስፋጽዮን ኣብ ደሓን ተርታ ወዲኡ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (30/09/2024) * ፍርቂ ዘመኑ ኣብ ዘኽበረ ማራቶን በርሊን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ጾታታት ብዓብላሊ ተዓዊቶሞ፣ * ጽገ ድጉማ ኸኣ ኣብ ውድድር 800 ሜ ኣብ ኣሜሪካ ተዓዊታ፣ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ኋንግሻን፣…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ኤርትራ ቀዳማይ ገጽ ፕሮጀክት ‘ምምሕያሽ ቀረብ ኤለክትሪሲቲ፡ ተዛዚሙ።
ተሳትፎ ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ኣኼባ መሓዙት ቻርተር ሕቡራት ሃገራት። ፕረዚደንት ጌታቸው መሪሕነት ህወሓት ምስ መሪሕነት ኤርትራ ጀማሩዎ ዝነበረ ዝርርብ ኣመልኪቱ ተወሳኺ መብርሂ ሂቡ። እቲ ፕረዚደንት ተመዛበልቲ ናብ ቦትኦም ኣብ ሓፂር እዋን ክምለሱ…