Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛIs democracy on the decline in Australia? - SBS Examines: ደሞክራሲ ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ምንቁልቋል ድዩ ዝርከብ፧
Home Affairs Minister Clare O’Neil has labelled democracy our most precious national asset. But some people say it’s at risk. - ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ኣውስትራሊያ ክለይር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 መስከረም 2024)
ንሎሚ ሓሙስ 26 መስከረም 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣብ ትግራይ ተፈጢሩ ዘሎ ቅልውላው መሪሕነትን ኣብ ትግራይን ከባቢኡን ክፈጥሮ ብዛዕባ ዝኽእል ጸገማትን መጻኢ ኣንፈቱን ዝምልከት ምስ ጋዜጠኛ ሰናይ ገብረመድህንን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 መስከረም 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ መጥቃዕትታት እስራኤል እተፈላለየ ክፋላት ሊባኖስ ፡ ቀጺሉ። ኣብታ ሃገር ሓሙሽተ ሚልዮንን ፈረቓን ዝዀኑ ሰባት ተመዛቢሎም ኣለዉ ክብል ሚኒስተር ጥዕና ሊባኖስ ኣፍሊጡ። ፕረ/ ጆ ባይደን ፡ እቲ ሩስያ ኣብ ዩክረይን እተካይዶ ዘላ ውግእ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛወተሃደራት ኤርትራ ኣብ ከባቢ ዘላምበሳ ሓድሽ ምንቅስቓስ ከምዘሎ ዝናፈሱ ዘለው ዜናታት ካብ ክውንነት ዝረሓቐ እዩ።" ምም/ከተማ ዓድግራት።
ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኤርትራውያን ነጠፍቲ መራኸቢ ብዙሓን ኣብ ትግራይ ን620 ዝተጸገሙ መራሕቲ ስድራ ነበርቲ ከተማ ኮረም ሓገዝ ከም ዝገበሩ ተገሊጹ። ኣብ ከባቢ ዘላምበሳ ናይ ወተሃደራት ኤርትራ ሓድሽ ምንቅስቓስ ከምዘሎ ዝናፈሱ ዘለው ዜናታት ካብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሊባኖስ ካልእ ቓዛ ከይትኸውን ተሰጊኡ፡ ሕዝቦላህን እስራኤልን ምጥቕቓዕ ደው ከብላ ጻውዒት ይቐርብ ኣሎ።
እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ኣብ ዘካየደቶ ናይ ክልተ መዓልታት መጥቃዕቲ ብ ኣየር፡ ሓደ ላዕለዋይ መራሒ ሕዝቦላህ ዝርከቦም 600 ሰባት ተቐቲሎም ኣለዉ። ካብቲ ብ2006 እተገብረ ውግእ ንደሓር ፡ ኣብ መንጎ እስራኤልን ሕዝቦላን ዝኸፍአ ውግእ ተባሂሉ ዘሎ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 መስከረም 2024)
ንሎሚ 25 መስከረም 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ ሊባኖስ መጥቃዕቲ እስራኤል ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ፡ ባይቶ ጸጥታ ዉዱብ ሕ ቡራት ሃገራት ብዛዕባ እቲ ኩነታት ይእከብ። ህንዲ ሓድሽ ዓይነት ሕማም በዲዶ ህበይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#71 Talking about being scammed (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ፡ ብዛዕባ ምጥፍፋእ ወይ ስርቂ (scammed) ምዝርራብ
Learn how to communicate about suspicious messages and scams. - ብዛዕባ ተጠርጣሪ መልእኽትን ምጥፍፋኣትን ብኸመይ ከም ትዘራረብ ተመሃር። Learn how to communicate about suspicious…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ዝባን ናሕሲ ገዛኹም ሶላር ንምትካል ክትፈልጥዎ ዘለኩም ነገራት፡
ኣብ ኣውስትራልያ ዘሎ ምዉቕ ክሊማ ፡ ኣብ ምሉእ ዓመት ማእለያ ዘይብሉ ቀረብ ጸሓያዊ ጸዓት ስለ ዝህብ ፡ ኣብ ቀረብ ኤለክትሪክ እታ ሃገር ዝለዓለ ኣበርክቶ ይገብር ኣሎ ። ኣብ 2021-22 እዋን ፡ ኣብ ኣውስትራልያ ዝርከብ ጸሓያውን ንፋሳውን ጸዓት ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 መስከረም 2024)
ንሎሚ 24 መስከረም 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት አቕርበልኩም ፈለማ ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ ሊባኖስ ካብ 2006 ኣትሒዙ ዘይተፈጸመ ን ብዙሓት ህዝቢ ዝቐተለ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ። ሶማልያ ካብ ግብጺ ዝተፈላለዩ ከበድቲ ኣጽዋር ተቐቢላ። ሓድሽ ናይ ህዝቢ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 መስከረም 2024)
ንሎሚ ሰኑይ 23 መስከረም 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ጉዕዞ ስደት ብዙሕ ግዜ ዘየተኣማምንን ኣብ ዘይተጸበኻዮን ተርእዮታት ዘጋጥም እዩ ። ሞት እተፍቅሮ ሰብ ወይ ፈታዊኻ ምስዘጋጥም እንታይ ክግበር ከም ዝግባእ ክሕርብተካ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 መስከረም 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ኢራን ኣብ ሓደ ናይ ከሰል ዕደና ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 51 ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ ፣ ሓያሎ ካልኦት ከኣ ቆሲሎምን ጠፊኦምን ። ሪፐብሊካዊ ተወዳዳሪ ንፕረሲደንት፡ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ሕዳር 5 ዝካየድ ምርጫ እንተዘይተዓዊቱ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሎዛ ኣበራ ኣብ ኣሜሪካ ክትጻወት ውዕል ኩዕሶ እግሪ ፈሪማ፣ መርሃዊ ቅዱስ ምስ ሓንቲ ስጳኛዊት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ፈሪሙ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (23/09/2024) * ኣኼባ ኣካያዲት ኮሚተ ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ወይ ካፍ ብምኽንያት ሕማም በዲዶ ህበይ ካብ ደሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሓላሊፉ፣ * ኢትዮጵያዊት ሎዛ ኣበራ ኣብ ፕሮፈሽናል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ: ካብ መንግስቲ ወጻእ ዝግበር ሓደሽቲ ምደባታት ሓላፍነት መንግስቲ ፈተነ ከይግበር ኣተሓሳሲቡ።
ኤርትራን ቅድስት ሉቺያ ዲፕሎማስያዊ ዝምድናታት ምምስራት ከም ዝጀመራ ገሊጸን። ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ: ካብ መንግስቲ ወጻእ ዝግበር ሓደሽቲ ምደባታት ሓላፍነት መንግስቲ ፈተነ ከይግበር ኣተሓሳሲቡ። ዜጋታት ግብፂ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ፖሎቲካ ኤርትራን ትግራይን ኣብ ኢድ ጀነራላት ከይወድቕ እሰግእ።" ጋ/ሰናይ፡ "እዚ ዘሎ ኩነታት እንተዘይተፈቲሑ ትግራይ ኣይክትህሉን'ያ" ተጋ/ ሃይለ
ካል ኣይ ክፋል ዘተ ብዛዕባ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ትግራይ። ኣብ ትግራይ ኣብ መንጎ መራሕቲ ፖለቲካ ተፈጢሩ ብዘሎ ናይ መሪሕነት ቅልውላው ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሻቕሎት ተሸሚሙ ይርከብ። እዚ ተፈጢሩ ዘሎ ፍሕፍሕ መበገሲኡን ኣብ ትግራይን ከባቢኡን ክፈጥሮ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዋንነት ውድብ ህወሓት ሓድሽ መካትዒ ዛዕባ ኮይኑ ቀጺሉ።
ኣብ ዜጋታት ዘነፃፀረ ጭውያ ተጋዲዱ ይቕፅል ኣሎ ክብሉ ስድራ ግዳያት ነበርቲ ወረዳ ጉሎመኸዳ ገሊጾም። ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ተጋሩን ካልኦትን ብሰንኪ ውግእ ሕድሕድ ኣዝዩ ተኣፋፍን ውሑስ ብዘይኮነ መንገድን ናብ መረበቶም ክምለሱ ይግደዱ ከምዘለዉ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (19 መስከረም 2024)
ንሎሚ ሓሙስ 19 መስከረም 2024/ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣብ ትግራይ ኣብ መንጎ መራሕቲ ፖለቲካ ተፈጢሩ ብዘሎ ናይ መሪሕነት ቅልውላው ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሻቕሎት ተሸሚሙ ይርከብ። እዚ ተፈጢሩ ዘሎ ፍሕፍሕ መበገሲኡን ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 መስከረም 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ በይሩትን ኣብ ካልእ ክፋል ሊባኖስን ፡ መስራሕታት መዛረቢታት ዎኪቶኪን መሳርሒ ጸሓያዊ ጸዓት ተባሪዖም ብዙሓት ሰባት ተቐቲሎም ። ገዛውቲ ንዝዕድጉ ሓገዝ ንኽረኽቡ ብሰልፊ ለበር ዝወጸ ሕጊ ኣብ መንጎ እቲ ሰልፍን ሰልፊ ግሪንስ ን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ምትህልላኽ እንተመጺኡ ትግራይ ክትብተን እያ።" ተጋ/ ሃይለ፡ "ሓይልታት ጸጥታ ንፖለቲካ ትግራይ ከይቋጻጸርዎ ስግኣት ኣለኒ።" ጋ/ሰናይ
ኣብ ትግራይ ኣብ መንጎ መራሕቲ ፖለቲካ ተፈጢሩ ብዘሎ ናይ መሪሕነት ቅልውላው ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሻቕሎት ተሸሚሙ ይርከብ። እዚ ተፈጢሩ ዘሎ ፍሕፍሕ መበገሲኡን ኣብ ትግራይን ከባቢኡን ክፈጥሮ ብዛዕባ ዝኽእል ጸገማትን መጻኢ ኣንፈቱን ዝምልከት ምስ ጋዜጠኛ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 መስከረም 2024)
ንሎሚ 18 መስከረም 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ሊባኖስን ገለ ክፋላት ሶርያን ብኣማእታት ዝቝጸሩ ብኢድ ዝትሓዙ ተተኮስቲ ተፈንጂሩ ፡ ብዙሓት ሞይቶምን ኣሻሓት ቆሲሎምን ኣብ ምዕራባዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምርዳእ ብሓባር መንበሪ ገዛ ምክራይ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ሓባር ምክራይ መንበሪ ገዛ እናበዝሐ ይኸይድ ኣሎ፡ እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ሰባት ንናይ ገዛ ክራይ ዝግበር ወጻኢታት ንምቑጣብ ምስ ኻልኦት ኮይኖም ብሓባር ገዛ ንምኽፋል እዩ ። ነዚ ውሳነ እዚ ክትገብር ከለኻ ፡ እንታይ ቀንዲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛወናኒት ክብረወሰን ማራቶን ኤርትራ ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ ን20 ኣዋርሕ ኣብ ቅድድማት ዓለም ከይትሳተፍ ንምንታይ ተኣጊዳ፧
ኤርትራዊት ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ ክልተ ኣብ ሻምፕዮና ዓለም ኣብ ዝለዓሉ 10 ተርታታት ዝወዳኣቶምን ናይ ክልተ ሰዓትን 20 ደቒቕን 29 ካልኢት ወሲኽካ ብሉጽ ግዜ ዘመዝገበትሉ ሃገራዊ ክብረ ወሰን ዝተመዝገበላን ወሲኽካ፡ ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 መስከረም 2024)
ን ሎሚ 17 መስከረም 2024 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ ምስግጋር ሰባት ዝግበር ንጥፈት ን ምምካት ኣብ ስግረ ዶባት ዝግበር ምትሕብባር ሓድሽ ምዕራፍ ከም ዝህሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ፡ ኣፍሊጡ። ካብ ፈረንሳ ናብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 መስከረም 2024)
ንሎሚ ሰኑይ 16 መስከረም 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ፈለማ ን ዒድ መውሊድ ኣል-ነቢ ፡ ተኽብሩ ዘለኹም ኣመንቲ እንቋዕ ኣብጽሓኩም ክብል እፈቱ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ኣብ ከተማ ሽረ ዝተጀመረ መድረኽ ፕረዚደንት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 መስከረም 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ዝመጽእ ሰሙናት ንዩክረይን ዝወሃብ ብዙሕ ሓገዝ ንምግባር ተዳልያ ከም ዘላ ገሊጻ ። ኣብ ማራቶን ሲድኒ ኣብ ደቂ ተባዕትዮ ብኬንያዊ ብሪሚን ሚሶይ ኣብ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ድማ ብ ኢትዮጵያዊት ወርቅነሽ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛናዝሬት ወልዱ መምርሒታት ዶፒንግ ብምጥሓሳ እገዳ ተነቢሩላ፡ ሓለፍቲ ኮሚተ ኦሎምፒክስ ኢትዮጵያ ብምስግጋር ሰባት ተኸሲሶም
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (16/09/2024) * ወርቅነሽ እዴሳ ኣብ ማራቶን ሲድኒ በሪሁ ኣረጋዊ ከኣ ኣብ ውድድር 5ሽሕ ሜ ኣብ ብራስልስ ተዓዊቶም፡ * ንፕረዚደንት ዶክተር ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ ወሲኽካ መራሕቲ ኮሚተ ኦሎምፒክስ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ርክብ ሰበ-ስልጣን ትግራይን ኤርትራን ንኢትዮጵያን ኤርትራን ዳግም ናብ ኲናት ዘይኣትዋሉ ክኸውን ኣለዎ።" ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ (ጸብጻብ)
ኣብ ከተማ ሽረ ዝተጀመረ መድረኽ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ብሰንኪ ረብሻ ተቛሪጹ። ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ርክብ ሰበ-ስልጣን ትግራይን ኤርትራን ንኢትዮጵያን ኤርትራን ዳግም ናብ ኲናት ዘይኣትዋሉ ክኸውን ከም ዘለዎ ተዛሪቡ። ብዛዕባ ስምምዕ ፕሪቶርያ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛCan we fight misinformation without threatening our freedom of speech? - SBS Examines: ናይ ምዝራብ ናጽነትና ኣብ ሓደጋ ከየእተና ግጉይ ሓበሬታ ከይዝርጋሕ ክንቃለሶ ንኽእል ዲና?
There are calls to crack down on the sharing of misinformation online. But would this be an attack on free speech? - ግጉይ ሓበሬታ ኣብ ኢንተርነት ወይ ኦንላይን ምዝርጋሕን ምክፋልን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 መስከረም 2024)
ንሎሚ ሓሙስ 12 መስከረም 2024/ ወይ 2 መስከረም 2017 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ጀነራል ጻድቃን ገብረትንሳኤን ኣምባሳደር ማይክ ሃመርን "ኣብ ትግራይ ነባሪ ሰላም ንክሰፍን ስምምዕ ፕሪቶርያ ክድንፍዕን ብህጹጽ መሊኡ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#70 Talking over a BBQ (Med) - ዕላል ኣብ ባርቢኲ (BBQ)፡ ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምስ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ
Learn how to describe cooking at a barbecue. - Learn how to describe cooking at a barbecue.
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታውዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 መስከረም 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ መልበርን ኣብ ጥቃ ኤክስፖ ምክልኻልን ኣጽዋርን ብዝተኻየደ ሓያል ተቓውሞ ብውሑዱ 39 ሰባት ተኣሲሮም ኣለው ። ኣብ Blue Mountains ዝርከብ ቤት ክልተ ኣወዳት ፡ ብሰሉስ ኣቦኦም ተቐቲሎም ድሕሪ ምርካቦም ህዝቢ እቲ ከባቢ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፖለቲከኛታት ትግራይ ኣፈላላዮም ብሰላማዊ መገዲ ክውድኡ ዋና ዳይሪክቶር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ጸዊዑ። (ጸብጻብ)
በዓለ ቅዱስ ዮሓንስን ምጅማር ሓድሽ ዓመት 2017 ኣብ ትግራይን ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያን ብድሙቕ ጽምብል ተኸቢሩ። " ከባቢታት ምዕራብን ደቡብን ትግራይ ከምኡ ድማ ኣብ ትሕቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝርከብ ህዝብና ሓራ ብምውፃእ ዕማም ኣብዚ ሓዱሽ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛስነ ኮኾብ ደቀባት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
ኣብ ትሕቲ ዘብለጭልጩ ከዋኽብቲ ፡ ከምኡ "ውን ኣብ ዘይቁጸረሉ ዑደታት ወርሒ ፡ ባህልን ህላወን ቀዳሞት ኣህዛብ ኣውስትራልያ ፡ ኣሽሓት ዓመታት ሓሊፉ ኣሎ ። ብዛዕባ ፍልጠት ስነ ኰዀብ ንህይወትን ሕግን ቀዳሞት ሰባት ጸልይዎ እዩ ። ካብቲ ዘደንቕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ፕ/ ጌታቸው ረዳ ምስ ሰብ መዚ ኤርትራ ክራከብ ጸኒሑ'ዩ፡" ኣቦ መንበር ህውሓት ዶ/ር ደብረጽዮን። (ዜናታት 11 መስከረም 2024)
ኣቦ ወምበር ዉድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝኽዕነ ዶ/ር ደብረጽዮን፡ ፕረሲደንት ግ/ምም/ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ምስ ሰበ ስልጣን ኤርትራ ክዘራረብ ከምዝጸንሐ ኣቃሊዑ። ኣብ መልበርን ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት ኣብ ዝሓለፈ 14 ዓመት እታ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ዑስማን ብዜማታቱ ጥራይ ዘይኮነ ብለውሃቱ ውን'ዩ ዝልለ።" ስምዒታት ስነጥበባውያን ብዛዕባ ዑስማን ዓብደልርሒም
ህቡብ ኤርትራዊ ድምጻዊ ዑስማን ዓብደልረሒም፡ ሰንበት 8 መስከረም ኣብ መበል 76 ዓመቱ ኣብ ሽወደን ከምዝዓረፈ ክግለጽ ቀንዩ ብዙሓት ድማ ኣድናቖቶምን ሓዘኖምን ይገልጹ ኣለዉ። ንገለ ካብቲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ዝተፈነወን ኣብዚ ኣብ ኣውስትራሊያ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 መስከረም 2024)
ኣውስትራሊያ ትሕቲ 14 ዓመት ንዝኾኑ ቆልዑ ማሕበራዊ መረኣኸቢ ንኸይጥቀሙ ዝእግድ ሕጊ ተተኣታቱ ኣላ ። ብኣቶ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ዝገብሮ ዘሎ ምሻምን ምስንባትን ሰበስልጣን ደው ከብል ፡ ሓላፊ ጸጥታ ክልል ትግራይ ጀ/ታደሰ ወረደ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 መስከረም 2024)
ንሎሚ ሰኑይ 09 መስከረም 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ን ድሮ ሓድሽ ዓመት 2017 ብሰላም ኣብጽሓኩም ንብል፡ ነዚ ምኽንያት ብምግባር ጳጉመን እንታይ ማለትዩ? ሆየ ሆየ ንምንታይ ይበሃል? ወርሒ መስከረም ሓዲሽ ዓመት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 መስከረም 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ሰራዊት እስራኤል ኣብ ቓዛ ኣብ ዝሓለፈ 24 ሰዓታት ንቆልዑ ሓዊሱ እንተወሓደ 33 ፍልስጤማውያን ቀቲሉ ክብሉ ሰበስልጣን ጥዕና ቓዛ ሓቢሮም ። ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ፡ ብሰንበት ናብቲ ኣብ ርሑቕ ቦታታት ዝርከብ ጫካታት ፓፕዋ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛብሰንኪ እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ መጠን ወለድ፡ ብዙሓት ወነንቲ ኣባይቲ ገዛውቶም ክሸጡ ክግደዱ እዮም።
ማእከላይ ባንክ ንገሊኦም ወነንቲ ቤት ብሰንኪ ቝጠባዊ ኵነታት ገዛውቶም ክሸጡ ክግደዱ ከምዝኾኑ ኣጠንቂቑ ። ኣመሓዳሪት ማእከላይ ባንክ ፡ ነቲ መጠን ወለድ ኸይጎደለ ክቕጽል እተገብረ ውሳነ ምኽንያት ክትገልጽከላ፡ ንናህሪ ዋጋ ንምቁጽጻር ዝተገብረ ፈተነ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመጻምድታ ዝቐተላ ኡጋንዳዊት ኣትሌት ስፖርታዊ መሳለጥያ ኣብ ፓሪስ ብስማ ክጽዋዕ'ዩ፣ ያየሽ ጌጤ ኣብ ፓራሊምፒክስ ፓሪስ ቅያ ሰሪሓ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (09/09/2024) * ኣብ ፓሪስ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ፓራሊምፒክስ ኢትዮጵያዊት ያየሽ ጌጤ ኣብ ውድድር 1500 ሜ ደቀንስትዮ ዓይነስውራን ተዓዊታ ካልኣይ ወርቂ ንኢትዮጵያ ኣምጺኣ፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ጀርመን ኣብ ዝተኻየደ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣድነቕቲን ፈተውትን ፍሉጥ ኤርትራዊ ድምጻዊ ዑስማን ዓብደልረሒም ሓዘኖም ይገልጹ። (ጸብጻብ ልኡኽ)
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡ ሶማልያ ዘራጊ ንጥፈታት ትፍጽም ኣላ ክብል ከሲሱ። ኣብ ትግራይ ዘሎ ፖለቲካዊ ሕልኽላኽ ንምፍታሕ ተፈላልዮም ዘለዉ ኣካላት ፖለቲካ ንምዝርራብ ይስራሕ ከም ዘሎ ጀነራል ታደሰ ወረደ ተዛሪቡ። ኣመሪካ ብኲናት ትግራይ ኢትዮጵያን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 መስከረም 2024)
ንሎሚ ሓሙስ 5 ነሓሰ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ክህልወኒ ኣለዎ ብዝብል ምስ ሶማሌላንድ ዝፈረመቶ መሰማምዒ ዉዕል ስዒቡ፡ ምስ ሶማል ኣብ ምስሕሓብ ኣትያ ኣላ፡ ግብጺውን ምስ ምግዳብ ኒል ተተሓሒዙ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 መስከረም 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ካብ ቓዛ ንዝሃደሙ ፍልስጤማውያን ንምዕጋት ዝውሰድ ዘሎ ብዝተሓሓዝ ናይ ኣውስትራሊያ ናይ ቪዛ መስርሕ ተነቒፉ ። ኣብ ጋዛ ተኹሲ ደው ንምባል ብዘይዕረፍቲ ይሰርሕ ከምዘሎ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ገሊጹ ። ናይ ኢትዮጵያን ኤርትራን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምጥቃም ሞባይል ካንሰር ርእሲ የስዕብ ድዩ፧ ብዛዕባ’ዚ ዝወጸ መጽናዕቲ መልሲ ሂቡ ኣሎ።
ምጥቃም ተንቀሳቓሲ ስልክን ወይ ሞባይልን ሓንጎልን ከምኡ "ውን መንሽሮ ርእስን ምትእስሳር ከምዘየለ - ውድብ ጥዕና ዓለም ዝመዘዞ መጽናዕቲ ተመራመርቲ ኣረጋጊጹ ። እቶም ተመራመርቲ ከም ዝገልጽዎ ፡ እቲ መጽናዕቲ ፡ እቲ ካብ ገመድ ኣልቦ ቴክኖሎጂ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብክሊ ኣየር ኤርትራ ከይበርር ከም ዘይተኸልከለ ገሊጹ። (ካብ ጸብጻባት)
ፕረዚደንታት ኤርትራን ሶማልን፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዛዕባ ኣንጸላልዩ ዘሎ ወጥሪ ተመያይጦም። ፍሉይ ልኡኽ ሑቡራት ኣሜሪካ ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከምርሕ ምዃኑ ተገሊጹ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብክሊ ኣየር ኤርትራ ከይበርር ከም ዘይተኸልከለ ገሊጹ። ካብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛክንክን ጥዕና ስኒ ኣብ ኣውትራሊያ:
ኣብ ኣውስትራሊያ ክንክን ጥዕና ስኒ ከመይ ከምዝሰርሕ ምርዳእ ጥዕናኻን ድሕንነትካን ንምሕላው ኣገዳሲ እዩ ። ኣብዚ ትሕዝቶ'ዚ ፡ መሰረታዊ ናይ ዓበይትን ህጻናትን ሕክምና ስኒ ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ ከምዝኾነ ክንርእ ኢና ፡ንዓኹምን ንስድራቤትኩምን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ብዘይፈለጥናዮ ምኽንያት፡ ኣብ ኣስመራ ዘለና ገንዘብ ከነውጽእን ክንጥቀመሉን ተኸልኪልና፡” መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ (ዜና SBS ትግርኛ 04 መስከረም 2024)
ንሎሚ 4 መስከረም 2024 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ አቕርበልኩም፡ ኣርእስታት ዜና፡ "ብዘይፈለጥናዮ መገዲ፡ ኣብ ኣስመራ ዘለና ገንዘብ ከነውጽእን ክንጥቀመሉን ተኸልኪልና፡ በዚ ድማ ናብ ኣስመራ በረራ ደው ከነብሎ ተገዲድና ” ክብል መንገዲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኣብ ዞባና ዝምዕብል ዘሎ ኲነታት ኣዚዩ ሓደገኛን ናብ ምሉእ ኲናት ዘምርሕን እዩ።" ቺፍ ፓውሎ ኣንቶኒዮ
ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ክህልወኒ ኣለዎ ብዝብል ምስ ሶማሌላንድ ዝፈረመቶ መሰማምዒ ዉዕል ስዒቡ፡ ምስ ሶማል ኣብ ምስሕሓብ ኣትያ ኣላ፡ ግብጺውን ምስ ምግዳብ ኒል ተተሓሒዙ ምስ ኢትዮጵያ ናብ ምስሕሓብ ዳግም ኣትያ ኣላ፡ እዚ ኩነታት ነቲ ዞባ ከመይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛግብጺ ንኢትዮጵያ ትኸስስ፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ምጋሽ ኣቋሪጹ፡ (ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ 3 መስከረም 2024)
ንሎሚ 3 መስከረም 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ዜና፡ ግብጺ ንምምላእ ግድብ ህዳሴ ብዝምልከት ን ኢትዮጵያ ዝኸስስ ናይ ጥርዓን ደብዳበ ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣቕሪባ። ናይ ቀረባ ግዜ ሓበሬታ ከምዝሕብሮ ካብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 መስከረም 2024)
ንሎሚ ሰኑይ 2 ነስከረም 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ካብ ማእከላይ ኣፍሪቃ ተበጊሱ ናብ መላእ ዓለም ዘስፋሕፍሕ ዘሎ ለበዳ ሕማም በዲዶ ህበይ ንዓለም ኣስጋኢ ምዃኑ ኣሚኑ ዉድብ ጥዕና ዓለም ዓለማዊ ለበዳ ገይሩ ኣዊጅዎ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 መስከረም 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ዶብ ቪክቶርያን-ኒው ሳውዝ ዌልስ ን፡ ሞኣማ ኣብ መንበሪ ገረብ ምስ ወደቐት ፡ ሓንቲ ሰበይቲ ሞይታ። ኣብ ደቡባውን ሰሜናውን ቓዛ ልዕሊ 600 ሽሕ ትሕቲ 10 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ክታበት ፖልዮ ይኽተቡ። ጁቡቲ ኢትዮጵያ ሓንቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመዲና አይሳ ክብረወሰን 5000 ሜ ሰይራ፣ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሃይናን ሄኖክ ምሉእብርሃን ካልኣይ ወዲኡ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (02/09/2024) * ኣብ ሊማ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና መንእሰያት ት20 ኣትለቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ብብዝሒ መዳልያታት ዝድነቕ ካልኣይቲ ወጺኣ፣ መዲና አይሳ ክብረወሰን 5000 ሜ ሰይራ፣ * ኣብ ሮማ ኣብ ዝተኻየደ ርክባት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጁቡቲ ካብ ወደባታ ብቐጥታ ኢትዮጵያ ከተመሓድሮ ዘኽእል ኣማራጺ ሓሳብ ኣቕሪባ። (ካብ ጸብጻባት ሉኡኽና)
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ናብ ዋዕላ ሽርክነት ቻይናን ኣፍሪቃን ኣምሪሑ ኣብ ሽረ ብ2.3 ሚልዮን ዩሮ ዝሳለጥ ፕሮጀክት ምሕዋይ ስርዓት ጥዕናን መዓዛዊ መግብን ተጀሚሩ። ጁቡቲ ኢትዮጵያ ሓንቲ ካብ ወደባታ ብቐጥታ ከተመሓድር ዘኽእል ኣማራጺ ሓሳብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሕማም በዲዶ ህበይ (MPox) ሓደገኛ ድዩ፧ ብኸመይ'ከ ንከላኸሎ፧ ዶ/ር ሕሉፍ ኣበራ መልሲ ኣለዎ።
ካብ ማእከላይ ኣፍሪቃ ተበጊሱ ናብ መላእ ዓለም ዘስፋሕፍሕ ዘሎ ለበዳ ሕማም በዲዶ ህበይ ንዓለም ኣስጋኢ ምዃኑ ኣሚኑ ዉድብ ጥዕና ዓለም ዓለማዊ ለበዳ ገይሩ ኣዊጅዎ ኣሎ። እዚ ሕማም ብኸመይ ይመሓላለፍ፧ ከይንተሓዝ እንታይ ክንገብር ኣለና፧ በዚ ሕማም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ነሓሰ 2024)
ንሎሚ ሓሙስ 29 ንአሓሰ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ሚኒስተር ፋይናንስ ኤርትራ ነበር ብርሃነ ኣብርሀ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ማእሰርቲ ዓሪፉ። እቲ ወዲ 79 ዓመት ሚንስተር ብርሃነ ካብ 17 መስከረም 2018 ኣትሒዙ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ነሓሰ 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ፡ ፎረም ደሴት ፓሲፊክ 'ዕዉት' ዩ 'ነይሩ ክብል ገሊጽዎ። ድሮን ዩክሬን ፡ ኣብቲ ኣብ ሩስያ ደቡባዊ ዞባ ሮስቶቭ ዝርከብ መዕቆሪ ነዳዲ ከም ዘባርዑ ፡ መስመር ቴለግራም ሩስያ ሓቢሩ ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛIs the cost of living affecting social cohesion? - SBS Examines፡ ክብሪ መነባብሮ ንማሕበራዊ ስምረትና የላሕልሖ ኣሎ ድዩ፧
According to recent research, the biggest concern facing Australians today is the economy, and it’s causing ruptures within our society. - መጽናዕታት ከምዘመልክትዎ እቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛክልተ ኣጽዋር ዝጸዓና ነፈርቲ ውግእ ግብጺ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ሞቃድሾ ከምዝዓለባ ተሓቢሩ:ኢትዮጵያ ነዚ ብምቅዋም መግለጺ ኣውጺኣ።
ኢትዮጵያ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዝተፈራረመቶ ኣካታዒ ናይ ምርድዳእ ስምምዕ ስዒቡ፡ ሶማልያ ቅድሚ እቲ ተልእኾ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ምዝዛሙ ኣሽሓት ኣባላት ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብታ ሃገር ክወጹ ከምእትደሊ ኣፍሊጣ ነይራ'ያ። ግብጺ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 ነሓሰ 2024)
ን ሎሚ 28 ነሓሰ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ዜና፡ ደቡባዊ ምብራቕ ኣውስትራሊያ ብብርቱዕን ጎዳእን ንፋስ ይዉቃዕ ኣሎ። ዩክረይን ኣብቲ ኣብ ሩስያ ዝርከብ ዞባ ኩርስክ ንሰለስተ ሰሙን ዝገበረቶ ስርሒት ፡ 100…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዘይተጻሕፉ ሕግታት ኣብ ቦታታት ስራሕ:
ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ቦታ ስራሕ ንኣሰራርሓ ዝምልከቱ መምርሒታት ካብ ትካል ናብ ትካል ይፈላለይ እዩ ፡ እንተኾነ ግን ገለ ዝተለምዱ ዘይተጻሕፉ ሕግታት ብሓፈሽኡ ኣብ መብዛሕትኡ ናይ ንግዲ ትካላትን ኢንዱስትሪታትን ዝኽተልዎም ኣለዉ። ኣብ ርእሲ እዚውን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራዊያን ካብ እስራኤል፡ ኢትዮጵያዊያን ካብ ማልታ ክጥረዙ፡ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 ነሓሰ 2024)
ንሎሚ 27 ነሓሰ 2024 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ; ኣርእስታት ዜና፥ ሚኒስተር እስራኤል፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብታ ሃገር ክጥረዙ ሓቲቱ፣ ኢትዮጵያውያን ተቐማጦ ማልታ ድሕሪ ኣስታት ዕስራ ዓመት ካብ ማልታ ክጥረዙ ምዃኖም ተፈሊጡ። ዋና ጸሓፊ…