Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ነሓሰ 2024)
ን ሎሚ 26 ነሓሰ 2024 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ሚኒስተር ፋይናንስ ኤርትራ ነበር ብርሃነ ኣብርሀ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ማእሰርቲ ዓሪፉ። እቲ ወዲ 79 ዓመት ሚንስተር ብርሃነ ካብ 17 መስከረም 2018 ኣትሒዙ ብሓይልታት ጸጥታ ኤርትራ ተታሒዙ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛንሕማም ረሲዕ ALZHEIMERS DRUG ዝፍውስ መድሃኒት ኣብ ጥቕሚ ክውዕል ጀሚሩ/
እቲ ኣብ እዋን እርጋን ዘጋጥም ሕማም ረሲዕ (dementia ) ዝከላኸል ናይ መጀመርታ መድሃኒት ኣብ ውሽጢ 30 ዓመት ምምዕባሉ: ንሕሙማት ተስፋ ሂቡ ኣሎ ። [ኣብ መላእ ዓለም ሰፊሕ መርመራ እተገብረሉ መድሃኒት Lecanemab ፡ ነቲ ሕማም ረሲዕነት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ነሓሰ 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ሕዝቦላህን እስራኤልን ካብ ጥቅምቲ ኣትሒዙ ካብ ዝተገብረ ዶባዊ ግጭት ዝኸበደ ምልውዋጥ ተኲሲ ገይሮም። ንሰራሕተኛታት ድሕሪ ናይ ስራሕ ሰዓታት ምስ ስራሕ ዝተሓሓዝ ርክባት ዘቋርጽ ሕግታት ፡ ሎሚ [ን26 ነሓሲ] ተግባራዊ ኰይኑ ኣሎ ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመዳልያታት ዝዓተረ ኣውስትራልያዊ ኣትሌት ንብሪጣንያ'የ ዝወዳደር ኢሉ፣ ኤርትራዊ ማእከላይ ዳኛ ግጥም ካፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ዳንዩ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (26/08/2024) * ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተቐዳደምቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ውራያት ቅድድም ብሽግለታ ኤውሮጳ ይሳተፉ'ለዉ፣ * ኤርትራዊ ሄኖክ ተስፋሚካኤል ዘርኦም ሰንበት ዝተኻየደ ካልኣይ እግሪ ግጥም ካፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛብግጭት ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል 2 ተቐቲሎም 8 ተወቒዖም።
ኣብ ትግራይ ዝተኸስተ ለበዳ ሕማም ሽሮኽ ይጋደድ ከም ዘሎ ተገሊጹ። ግጭት ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል 2 ተቐቲሎም 8 ተወቒዖም። ፖሊስ ኢትዮጵያ ናብ መቐለ ይገሹ ንዝነበሩ ረቢሾም ዝበሎም ሰባት ብሽበራዊ ገበን ከሲሱ። 13 ስደተኛታት ኢትዮጵያውያን ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ንብርሃነ ክቐብር ዝወጸ ብዝሒ ህዝቢ፡ ኣብነቱ ተኸቲሉ እቲ ህዝቢ ለውጢ ንኸምጽእ ዝደረኸ ምዃኑ ምስክር እዩ።" ኮሎኔል ጸጉ ፍስሃየ
ሚኒስተር ፋይናንስ ኤርትራ ነበር ብርሃነ ኣብርሀ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ማእሰርቲ ዓሪፉ። እቲ ወዲ 79 ዓመት ሚንስተር ብርሃነ ካብ 17 መስከረም 2018 ኣትሒዙ ብሓይልታት ጸጥታ ኤርትራ ተታሒዙ ኣብ ዘይተፈልጠ ቦታ ተኣሲሩ ድሕሪ ምጽናሕ ናብ ካል ኣይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ነሓሰ 2024)
ንሎሚ ሓሙስ 22 ነሓሰ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ብደቀንስትዮ ብፍሉይ ዝኽበር በዓል ኣሸንዳ ኣብ ትግራይ ይጽመበል ኣሎ። ፕረዚደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ፡ ኣብ ዞባታት፡ ወረዳታትን ከተማታትን ንሱ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ነሓሰ 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ሓደስቲ ወለዲ ኣብ ልዕሊቲ ብመንግስቲ እናተኸፈልካ ዝወሃብ ናይ ወላዳት ዕረፍቲ ናይ ጥሮታ ወይ ሱፐራንወሽን ክውሰኽ እዩ። ሰበ-ስልጣን ጥዕና ቪክቶርያ ፡ ቍጽሪ እቶም ብ ሕማም በዲዶ ህበይ ወይ mpox. ዝሓመሙ ሰባት እናወሰኸ ይኸይድ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሚኒስተር ፋይናንስ ኤርትራ ነበር ብርሃነ ኣብርሀ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓሪፉ። (ጸብጻብ)
ብደቀንስትዮ ብፍሉይ ዝኽበር በዓል ኣሸንዳ ኣብ ትግራይ ይጽመበል ኣሎ። ፕረዚደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ፡ ኣብ ዞባታት፡ ወረዳታትን ከተማታትን ንሱ ዘይፈልጦም ኣኼባታት ከይካየዱ ከልኪሉ። ቅድሚ ክልተ መዓልታት ዳግም ኣቦመንበር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሃገራዊ ጉባኤ ሰልፊ ደሞክራት ኣመሪካን ካብኡ ዝወጹ ድምጽታትን።
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ ቺካጎ ንዝግበር ሃገራዊ ጉባኤ ሰልፊ ደሞክራትስ ብ ኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣመሪካዊያን ተኣኪቦም ኣለዉ ። ካብ 1832 ኣትሒዙ: ኣባላት ዴሞክራሲያዊ ሰልፊ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኣርባዕተ ዓመት ቅድሚ እቲ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ይእከቡ: ኣብቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ነሓሰ 2024)
ንሎሚ 21 ነሓሰ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስታት፡ 12 ኤርትራውያን ምስ ሓደ ገበነኛ ካብ ማእሰርቲ ኣምሊጦም፡ ይድለዩ ኣለዉ። ሩስያ ፡ ሓይልታት ዩክረይን ነቲ ኣብ ዞባ ኩርስክ ዝርከብ ሳልሳይ ድልድል ከም ዘዕነዉዎ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛገዛኹም ካብ ባልዓትን ሓሳኹን ምክልኻል; ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ
ኣብ እዋን ክረምቲ (ዊንተር) ሰባት ከም ሓሳኹ ዝኣመሰሉ ዘይተደልዩ በጻሕቲ ናብ በቶም ከይኣትዉ ዝሰግኡሉ እዋን ኣይኰነን ። ኣብ ኣውስትራሊያ ግን ኣብ ቆራሪ ኣዋርሕ ናብ ገዛኻ ሶሊኾም ዝ ኣትዉ ባልዓትን ሓሳኹን ኣለዉ ። ገሊኦም ከከም እትነብረሉ ከባቢ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 ነሓሰ 2024)
ንሎሚ 20 ነሓሰ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስታት ናብ ልሙድ ፕላስቲካዊ ነገራት ንዚርከብ ኬሚካላት ምቅላዕ ኣብ ዑደት ህይወት ደቂ ሰብ ሓደጋ የስዕብ ኣሎ ፣ እዚ "ንዓለም ቀይሕ መስመር " ከምዝኾነ ክኢላታት ኣጠንቂቖም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ነሓሰ 2024)
ንሎሚ ሰኑይ 19 ነሓሰ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ንመጻኢ ትግራይ ዝድህስስ ዋዕላ ምሁራን ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ ጻውዒት ብሄራውያን ውድባት ትግራይ ንምስረታ ኩሎም ፖለቲካዊ ሓይልታት ዘሳተፈ ግዝያዊ መንግስቲ ካብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ነሓሰ 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ፓኪስታን ዝርከባ ሆስፒታላት ፡ ኣብ ዝመጽእ መዓልትታት ንዝህሉ ብዝሒ ሕሙማት በዲዶ-ህበይ ወይ mpox ይዳለዋ ኣለዋ ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነስ ነቶም ኣብ ጋሊፖሊ ዝርከብ መቓብር ንምሕላው ህይወቶም ኣብ ሓደጋ ኣእትዮም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ብዓወት'ተን ሓያላት ጋንታታት ተጀሚሩ፣ ተሳትፎ ኦሎምፒክስ ኢትዮጵያ ነቐፌታ ይቐርበሉ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (19/08/2024) * ሄኖክ ምሉእብርሃንን ነጋሲ ሃይሉ ኣብርሃን ተሳትፎኦም ኣብ ዙር ፖላንድ የጠናቕቑ፣ ወላይ ሓጎስ በርሀ ኸኣ ኣብ ቩወልታ ኢስጳኛ ይቀዳደም፣ * ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ገብረመድህን ሃይለ ኣብ መጻረዪ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቅንያት ፖለቲካ ትግራይ፡ ክልተ ጉጅለ ህወሓት በበይኑ ኣኼባታት
ንመጻኢ ትግራይ ዝድህስስ ዋዕላ ምሁራን ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ ጻውዒት ብሄራውያን ውድባት ትግራይ ንምስረታ ኩሎም ፖለቲካዊ ሓይልታት ዘሳተፈ ግዝያዊ መንግስቲ ካብ መበል 14 ጉባኤ ህወሓት ንዓርሶም ዘግለሉ፡ ኣባላት ላዕለዎት ኣመራርሓ 'ኩነታት ናብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“እዚ ብዙሕ ዋጋ ዝኸፈለ ህዝቢ ኣብ ሃገሩ ግልያ ኮይኑ ክነብር ዝዓዘሞ ነገር ኣይርድ ኣካን’ዩ።” ገረዝግሄር ተወልደ
ካል ኣይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ገረዝግሄር ተወልደ ብዛዕባ እቲ ኣብ ጀርመን ካብ ዕለት 05 ክሳብ 08 ነሓሰ 2024 ዝተኻየደ ጉባኤ ዉድባት ኤርትራ ፡ ፖሊቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ (ፖሓኤ)፡ ዝብል ናይ ሰለስተ ዉድባት ስምምዕ ተገይሩ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ነሓሰ 2024)
ንሎሚ ሓሙስ 15 ነሓሰ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ኣምባሳደር ኣውስትራልያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ጁልያ ነብሌት ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ዑደት ኣካይደን። ምክትል ኣቦ ወንበር ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ ኣብ ትግራይ ዘሎ ወጥሪ 'ፖለቲካዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ነሓሰ 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ዝዝርጋሕ ዘሎ ለበዳ ሕማም ሞንኪፖክስ ንኻልኣይ ግዜ ዓለምለኸ ለበዳ ምዃኑ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣዊጁ ። ቅዋማዊ ቤት ፍርዲ ታይላንድ ንቀዳማይ ሚኒስተር ስረታ ታቪሲን ካብ ስልጣኑ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምክትል ኣቦ ወንበር ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ ኣብ ትግራይ ዘሎ ወጥሪ ብ ፖለቲካዊ ድርድር ክፍታሕ ምዃኑ ገሊጹ።
እቲ ብክንሳተፍ ኢና ዝብሉን ኣብ ዝተጨውየ ጉባኤ ኣይንርከብን ዝብሉ ምፍልላያት ዘኸተለ መበል 14 ጉባኤ ህወሓት ኣብ መቐለ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ካብ ኮሚሽን መረጻ ኢትዮጵያውን ተቓዉሞ ገጢምዎ ኣሎ። እዚ ጉባኤ በቲ ሃደ ወገን ኣብ ዉሽጢ እቲ ዉድብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWhy is sex and sexuality education taught in Australian schools? - SBS Examines: ኣብ ቤት ትምህርትታት ኣውስትራልያ ንምንታይ እዩ ትምህርቲ ጾታን ጾታዊ ስምዒትን ዝወሃብ፧
Sex ed in schools is controversial, but experts say it's vital for young people to learn about their bodies, identities, and healthy relationships. Why are…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዋዕላ ዉድባት ኤርትራን ዝሓንጸጾ መደባትን፡ ዝርርብ ምስ ኣቶ ገረዝግሄር ተወልደ (ቀዳማይ ክፋል)
ኣብ ጀርመን ካብ ዕለት 05 ክሳብ 08 ነሓሰ 2024 ዝተኻየደ ጉባኤ ዉድባት ኤርትራ ፡ ፖሊቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ (ፖሓኤ)፡ ብዝብል ናይ ሰለስተ ዉድባት ስምምዕ ተገይሩ። ኣብዚ ጽላል፡ ኤርትራዊ ስሙር ሃገራዊ ግንባር (ኤስሃግ)፡ ሰልፊ ደሞክራሲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ነሓሰ 2024)
ንሎሚ 14 ነሓሰ 2024 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስታት ኣብ ኲንስላንድ ሓንቲ ጓል 10 ዓመት ኣብ ጎልድ ኮስት ኣብ ዝርከብ መንበሪ ቤት ጐረሮኣ ተሓሪዳ ሞይታ ድሕሪ ምርካባ ሓንቲ 46 ዓመት ዝዕድሚኣ ሰበይቲ ተኸሲሳ ። ኣብ ሞንጎ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ፡ ብዛዕባ ዜና ምዝርራብ
SBS Learn English will help you speak, understand and connect in Australia - view all episodes. This lesson is suitable for intermediate-level learners. After…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምፍላጥን ምርዳእን ባህላዊ ሕክምና
ህዝብታት ኣቦርጅንን ተቐማጦ ደሴት ቶረስ ኣይላንደራትን ፡ ብዛዕባ ሃገሮም ዓሚቝ ፍልጠትን ሓለዋን ስለ ስለዝገበሩ ፡ ንኣሽሓት ዓመታት ክጸንሑ ኪኢሎም እዮም ። እዚ ነቲ ኣካልውን መንፈሳውን መዳይ ኣብ ቀዳሞት ህዝብታት ዝጥቀምሉ ልምዲ ምፍዋስ ዘጠቓልል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ነሓሰ 2024)
ንሎሚ 13 ነሓሰ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስታት፥ ቦርድ መርጫ ኢትዮጵያ ነቲ ሰሉስ ክጅመር ተመዲቡ ዘሎ ጉባኤ ህወሓት ኣፍልጦ ከምዘይህብ ኣፍሊጡ። መራሕቲ ኣመሪካ ፈረንሳ ፡ ጀርመን ፡ ኢጣልያን እንግሊዝን ፡ ኢራን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ነሓሰ 2024)
ዕለታዊ ዜና (12082024) * ፓሪስ ሓላፍነት ምእንጋድ ኦሎምፒክስ ንሎስ ኣንጀለስ ኣረኪባታ፣ * እስራኤል ዳግማይ ምግዓዝ ፍልስጤማውያን ካብ ኻን ዩኒስ ኣዚዛ፣ * ኣብ ትግራይ ሰላማዊ ሰልፊ ምግባር ንግዚኡ ከም ዝተኸልከለ ተገሊጹ፣ እዙይ ውሳኔ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኦሎምፒክስ ፓሪስ ብድሙቕ ተዛዚሙ፣ ኢትዮጵያ ሓደ መዳልያ ወርቂ ኣመዝጊባ ተመሊሳ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (12/08/2024) * ታምራት ቶላ ተዓዋቲ ውድድር ማራቶን ኦሎምፒክስ ፓሪስ 2024 ብምዃን ቀዳመይቲ ወርቂ መዳልያ ንኢትዮጵያ ዓቲሩ፣ * ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ኣፍቀርቲ ስፖርትን ደገፍትን ሃገራዊት ጋንትኦም ኣብ`ዚ ዓመት ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣቦ ወንበር ዝመርሖ ሓደ ክፋል ህወሓት ጉባኤ ኣብ ዝፀውዓሉ ኣብ ትግራይ ሰላማዊ ሰልፊ ምግባር ንግዚኡ ከም ዝተኸልከለ ተገሊጹ፣
ጸብጻባት ልኡኽና * ኣብ ትግራይ ሰላማዊ ሰልፊ ምግባር ንግዚኡ ከም ዝተኸልከለ ተገሊጹ፣ እዙይ ውሳኔ ዝተወስደ ብኣቦወንበር ህወሓት ዝምራሕ ክፋል ህወሓት ጽባሕ ሰሉስ ጉባኤ ህወሓት ኣብ ዝፀውዐሉ ወቕቲ እዩ፣ * ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝተሰረዘ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWhat is genocide? - SBS Examines: ምጽናት ዓሌት (Genocide) እንታይ እዩ፧
'Genocide' is a powerful term — it's been called the "crime of crimes". When does large-scale violence become genocide, and why is it so difficult to prove and…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (08 ነሓሰ 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ፡ ኣብ ከባቢ ዋክለይ ፡ ኣብ ኣፍደገ ቤተ ክርስትያ ክርስቶስ እቲ ሕያዋይ ጓሳ እተላዕለ ናዕቢ ፡ብዝተሓሓዝ ሰለስተ ሰባት ገበነኛታት ኰይኖም ተረኺቦም። ፖሊስ ብሪጣንያ ንዝግበር ኣንጻር ስደተኛታት ዝቐንዐ ናዕብታት ንምምካት ኣብ ምድላው…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ዙር ፈረንሳይ ቀዳማይ ኣፍሪቃዊ ዕዉት ቀጠልያ ማልያ ብምዃን ታሪኽ ዝሰርሐ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ኣስመራ ብድሙቕ ኣቐባብላ ተገይርሉ።
ኣምንስቲ ኢንተርናሽናል; ኢትዮጵያ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰላት ምቕጻሉ ገሊጹ። ኣብ ወረዳ ዓድዋ ጣብያ ይሓ ኣብ ሰብ ጉድኣት ዘየውረደ ዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ኣጋጢሙ ኣብ ሶማል ኣብ ምዕቃብ ሰላም ዝጸንሐ ሰራዊት ኢትዮጵያ ሒዙዎም ዝጸንሐ ቦታታት ከረክብ ጀሚሩ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 ነሓሰ 2024)
ሓማስ ፡ ሓድሽ መራሒ እቲ ዉድብ ክኸውን ንያሕያ ሲንዋር ሸይምዎ ። ካማላ ሃሪስ ፡ ንቲም ዋልስ፡ ኣብ ሕዳር ኣብ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ንዶናልድ ትራምፕ እንተድኣ ስዒራ ምክትል ፕረዚደንት ክከውን መሪጻቶ። ኣብ ደቡባዊት ከተማ ኪስማዮ ሶማልያ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ወይ ብ ኦንላይን ዝህሉ ምንሻው (bullying) ብኸመይ ትምክቶ፡
ውሑስን ንኹሉ ክፉት ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ሃዋህው ምድላው ናይ ኩሉ ማሕበረ ሰብ ቤት ትምህርቲ ቀንዲ ተልእኾ እዩ ። ኰይኑ ግና ፡ ወለዲ ውሉዶም ኣብ ቤት ትምህርቲ ኺድንደን ወይ ቡሊ ክኸውን ከሎ እንታይ ክገብሩ ኣለዎም ? እቲ ምንሻው ብ ኦንላይን እንተ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ነሓሰ 2024)
ንሎሚ 6 ነሓሰ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፈለማ ኣርእስታቶም፡ ኣብ ኣመሪካ ዘጋጠመ ምኽሳር ዕዳጋታት ስቶክ ዉድቀት ስዒቡ ቁጠባ ከየጋጥም ተሰጊኡ። ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሸኽ ሓሲና ብሂሊኮፕተር ሃዲማ ድሕሪ ምውጻኣ ህዝቢ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ናይ ሰባት ጸገማት ሰሚዕና ንነብዓሉን ንበኽየሉን ግዜ ኣሎ።" ተርጓምን ኣስተርጓምን መርእድ እያሱ
ኣቶ መርእድ እያሱ ኣብ ኣውስትራሊያ ምንባር ካብ ዝጅምር 20 ዓመታት ዝገበረ ናይ ሕርሻ ምሁር እዩ። ንልዕሊ 10 ዓመታት ዝሰርሓሉ ስራሕ ምትርጓምን ምስትርጓምን ኮይኑ፡ ብዛዕባ'ቲ ስራሕ ዘሎ ጥቕምታት ብፍላይ ድማ ጸገም ቋንቋ እንግልዝኛ ንዘለዎም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ነሓሰ 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ሊባኖስ ዝነብሩ ኣውስትራሊያዊያን ብቕልጡፍ ካብታ ሃገር ክወጹ ተደጋጋሚ መጸዋዕታታት ይቐርብ ኣሎ። ኣንጻር ኢሚግሬሽንን ንዕ ኡ ዝቃወምን ናይ ተቓውሞታት ሰልፍታትን ኣብ መላእ ዩናይትድ ኪንግደም ን ሓደ ሰሙን ቀጺሉ። ኣህጉራዊ ኮሚተ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቢንያም ግርማይ ናይ ኦሎምፒክስ ተሳትፎኡ ኣጠናቒቑ፣ ቀዳመይቲ መዳልያ ኢትዮጵያ (ብሩር) ብበሪሁ ኣረጋዊ ተረኺባ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (05/08/2024) * ቅድድም ብሽግለታ መንገዲ ኦሎምፒክስ ፓሪስ 2024 ብዓወት በልጅማዊ ረምኮ ኢቨነፖል ተዛዚሙ፣ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ታሪኻዊ ተሳትፎኡ መበል 49 ብምእታው ኣጠናቒቑ፣ * ውድድራት ኦሎምፒክስ ፓሪስ 2024…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራ ንዝተወጽዐ ህዝቢ ፍልስጤም ንምድጋፍ ሒዛቶ ዘላ መርገጺ ብኢራን ተናኢዳ።
ምምላስ ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ካብቶም ኣብ ካልኦት ከባቢታት ብዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንምትግባር ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ። 75 ሽሕ ሰራዊት ትግራይ ነበር ናብ ህዝቢ ንምጽምባር ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይውገን ከም ዘሎ ተገሊጹ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 ነሓሰ 2024)
ንሎሚ ሓሙስ 01 ነሓሰ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ዕላል ምስ ጋዜጠኛን ገጣምን ሃይሉ ሳህለ ኣብዚ ክፋል ብዛዕባ ኣብ መጽሓፉ ዝርከባ ግጥምታት ኣዕሊሉ ኣሎ። ሎሚ ካል ኣይ ክፋሉ ከነቕቦ ኢና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 ነሓሰ 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ሚኒስተር ምክልኻል ኣውስትራሊያ ፡ ድሕሪ ቅትለት ፖለቲካዊ መራሒ ሓማስ ፡ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዘሎ ኵነታት ናብ ዘይተደልየ ኩነታት ከይዓርግ መጠንቀቕታ ሂቡ ። ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ቺካጎ ምስ ምሕበር ጋዜጠኛታት ጸለምቲ ኣብ ዝገበሮ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛበዓል መዚ ሲቪል ኣቭየሽን ኤርትራ ንመንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዘቕረቦ ክሲ ‘ጸለመ'ዩ’ ዝብል ምላሽ ተዋሂቡሉ።
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፡ኣብ ኲናት ዝተዋግኡን ዝተሰውኡን ተዋጋእቲ ብናጻ መንበሪ ገዛን ናይ ስራሕ ቦታን ዘወንን ሕጊ ኣጽዲቑ ሸርፊ ወጻኢ ብዕዳጋ ክውሰን ንዝኣወጀት ኢትዮጵያ ንኣርባዕተ ዓመታት 3.4 ቢልዮን ዶላር ልቃሕ ክትረክብ ተመዲቡ። ማዕረ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"እዚ ናትና ወለዶ ናይ መከራ ወለዶ ኮይኑ'ዩ ዝስማዓኒ።" ጋዜጠኛን ገጣምን ሃይሉ ሳህለ
ካልኣይ ክፋል ዕላል ምስ ጋዜጠኛን ገጣምን ሃይሉ ሳህለ። ኣብዚ ክፋል ብዛዕባ ኣብ መጽሓፉ ዝርከባ ግጥምታት ኣዕሊሉ ኣሎ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (31 ሓምለ 2024)
ንሎሚ 31 ሓምለ 2024 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ; ኣርእስታት ዜና፥ ሰራዊት እስራኤል ፡ ኣብ ርእሲ ከተማ ሊባኖስ ፡ በይሩት ፡ መጥቃዕቲ ከም ዝፈጸመ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ካብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ (IMF) ናይ 3.4 ቢልዮን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሕግታት ተጓዓዝቲ ኣጋር
ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ኣጋር መዓልታዊ ነቲ ብእግሪ ናይ ምጉዓዝ ሕጊ ብዘይምፍላጥ የፍርሱ ። እዚ መቕጻዕቲ ከስዕብ ይኽእልን ሓሓሊፉ'ውን ሓደጋ የስዕብን ። ኣብዚ ኵነታት እዚ ከመይ ጌርና ካብ ዘይተሓስበ ናይ ገንዘብ መቕጻዕቲ ከም እንገላገልን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (30 ሓምለ 2024)
ንሎሚ 30 ሓምለ 2024 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ዜና፥ ብ እስራኤል ክግበር ዝኽእል መጥቃዕቲ ብምስጋእ ኣውስትራሊያውያን ናብ ሊባኖስ ከይጉዓዙን ኣብታ ሃገር ዝርከቡ "ቀልጢፎም ክወጹ" መንግስቲ ኣውስትራሊያ ጸዊዑ ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ሓምለ 2024)
ንሎሚ ሰኑይ 29 ሓምለ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ድሕሪ ዜና፡ ምስ ጋዜጠኛን ገጣምን ሃይሉ ሳህለ ዝገበርናዮ ዕላል ቀዳማይ ክፋል ምስ ግጥምታቱ ኣሰኒና ከነቕርበልኩም ኢና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ኢትዮጵያ ነቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ኣብ ጥቓ ስድራይ ዝነብርሉ ናይ ኣየር ቅምቡላ ወዲቑ፡ እናንቀጥቀጥኩ ብዜና ከቕርብ ነይሩኒ።” ጋዜጠኛን ገጣምን ሃይሉ ሳህለ
ኣብዚ ቅሩብ እዋን ናብ ኣውስትራሊያ መጺኡ ምንባር ጀሚሩ ዝርከብ ጋዜጠኛን ገጣምን ሃይሉ ሳህለ ዝገበርናዮ ዕላል። ኣብዚ ቀዳማይ ክፋል ብዛዕባ ናብ ሞያ ጋዜጣኝነትን ግጥምን ኣተኣታትዋኡን ዘጋጠምዎ ኩነታትን ምስ ግጥምታቱ ቀሪቡ ኣሎ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ሓምለ 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብቲ እስራኤል ተቖጻጺራቶ ትርከብ ግዝ ኣት ሶርያ ኣኽራን ጐላን ኣብ ዝርከብ ሚዳ ኲዕሶ እግሪ መጥቃዕቲ ኣየር ተፈጺሙ ብውሕዱ 12 ሰባት ድሕሪ ምቕታሎም፡ እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ናይ ሮኬት መጥቃዕቲ ፈንያ። ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምስጋና ዋኩማን ሊና ኣለማየሁን ባንዴራ ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ኣውለብሊቦም፣ ቢንያም ግርማይ ውዕሉ ምስ ጋንትኡ ኣናዊሑ ናብ ፓሪስ መሪሹ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ጋንትኡ ኢንተርማርሸ ዎንቲ ክሳብ 2028 ምስኣ ክጸንሕ ውዕሉ ኣናዊሓትሉ፣ ባንዴራ ኤርትራ ተሰኪሙ ኣብ መኽፈቲ ስነስርዓት ኦሎምፒክስ ፓሪስ 2024 መሪሑ ክምርሽ’ንከሎ ንሃገሩ ወኪሉ ኣብ ቅድድም ቅልጣፈ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኢትዮጵያ ነቲ ንነዊሕ እዋን ትጽቢት ዝግበረሉ ዝነበረ ሸርፊ ብር ብዕዳጋ ክውሰን ዝብል ውሳነ ከትተግብር ተቐቢላ።
ፕረዚደንት ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ዓብደልፋታሕ ኣል'ቡርሃን ፕረዚደንት ኤርትራ ዝርከቦም ሰለስተ መራሕቲ ዓዲሙ። ኣብ ትግራይ፡ ክልተ ሚልዮን ኣብ ሓደጋ ጥምየት ከምዝርከቡ ምስልታት ሳተላይት ኣቃሊዖም። ባይቶ ቱርኪ ሓይሊ ባሕሪ እታ ሃገር ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ሓምለ 2024)
ንሎሚ ሓሙስ 25 ሰነ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ምስ ዶ/ር ፍጹም ሰመረ ወልደጊዮርጊስ ኪኢላ ዕደና ተፈጥሮኣዊ ሃብትታት፣ ትሕተ ቅርጽን ልምዓት ኢንዱስትሪታትን ዝተኻየደ ቃለ መሕትት ሎሚ ናይ መወዳእታ ክቐርብ እዩ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ሓምለ 2024)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣውስትራሊያ ኣብ "ሕጽረት ብዝሒ ህጻናት " ከም ትርከብ ዘላ ሓደ ሓድሽ ጸብጻብ ሓቢሩ። ናይዚ ምኽንያት ጸቕጢ ክብሪ መነባብሮን ቁጠባዊ ስግኣትን እዩ ተባሂሉ። ኣብ ኔፓል ፡ ሓንቲ ነፋሪት ንኽትበርር ኣብትብገሰሉ ዝነበረት ካብ መሕንበቢ…