skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

"እዚ ናትና ወለዶ ናይ መከራ ወለዶ ኮይኑ'ዩ ዝስማዓኒ።" ጋዜጠኛን ገጣምን ሃይሉ ሳህለ

ካልኣይ ክፋል ዕላል ምስ ጋዜጠኛን ገጣምን ሃይሉ ሳህለ። ኣብዚ ክፋል ብዛዕባ ኣብ መጽሓፉ ዝርከባ ግጥምታት ኣዕሊሉ ኣሎ።

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.