Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ሃገራዊ ጉባኤ ሰልፊ ደሞክራት ኣመሪካን ካብኡ ዝወጹ ድምጽታትን።
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ ቺካጎ ንዝግበር ሃገራዊ ጉባኤ ሰልፊ ደሞክራትስ ብ ኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣመሪካዊያን ተኣኪቦም ኣለዉ ። ካብ 1832 ኣትሒዙ: ኣባላት ዴሞክራሲያዊ ሰልፊ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኣርባዕተ ዓመት ቅድሚ እቲ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ይእከቡ: ኣብቲ ምግባእ ን ሕጹያቶም ደገፎም ከም ዝህቡ ቃል ይኣትዉ።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.