skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ነሓሰ 2024)

ንሎሚ ሓሙስ 15 ነሓሰ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ኣምባሳደር ኣውስትራልያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ጁልያ ነብሌት ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ዑደት ኣካይደን። ምክትል ኣቦ ወንበር ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ ኣብ ትግራይ ዘሎ ወጥሪ 'ፖለቲካዊ ድርድር' ክፍታሕ ምዃኑ ገሊጹ። ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዘሎ ምምሕዳር ብምፍራስ ሓዱሽ ናይ ምትካእ ስራሕ ከም ዝቕጽል ተገሊጹ። ንመንግስትን ፋኖን ከቀራርብ ዝቘመ ቤትምኽሪ ሰላም ፈተናታት ከም ዝገጠሞ ሓቢሩ። ልኡኽና ዝሰደደልና ኣርእስታት ጸብጻብ፡ እዩ ። ኣብ ጀርመን ካብ ዕለት 05 ክሳብ 08 ነሓሰ 2024 ዝተኻየደ ጉባኤ ዉድባት ኤርትራ ፡ ፖሊቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ (ፖሓኤ)፡ ብዝብል ናይ ሰለስተ ዉድባት ስምምዕ ተገይሩ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ነቲ ናይቲ ጽላል መሰጋገሪ ክመርሕ ዝተመርጸ ኣቶ ገረዝግሄር ተወልደ ብዛዕባ’ቲ ዝተበጽሐ ስምምዕን መደባቶምን ክገልጸልና ሓቲትናዮ ዝሃበና መልሲ ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብ ቐሪቡ ኣሎ። ኣብ ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፡ ምፍላጥን ምርዳእን…

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.