skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Examines: In Conversation with the Governor-General - SBS Examines: ተራ ንግስነት ኣብ ዘመናዊት ኣውስትራልያ እንታይ'ዩ፧ ዕላል ምስ ዋና ኣመሓዳሪት ኣውስትራልያ

Australia's Governor-General is hopeful about Australia's future, despite conflict and difficulty dominating headlines. - ባሕቲ ሓምለ 2024 ክብርቲ ሳም ሞስቲን ኣመሓዳሪት ኣውስትራልያ ወይ Governor-General (ጋቨርነር ጀነራል) ኮይና ብወግዒ ቃለመሓላ ፈጺማ። ንሳ ናይ'ዛ ሃገር መበል 28 ኣመሓዳሪትን ነዚ መዝነት ዝሓዘት ካልኣይቲ ጓለንስተይቲን እያ። SBS Examines ኣብ ከተማ ብሪዝበን ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ቤት ምኽሪ ማሕበረሰባት ኣውስትራልያ (Ethinic Communities Council of Australia) ተረኺቡ ብዛዕባ ማሕበራዊ ስምረት፡ ንጉስ ቻርለስ ናብ ዙፋን ድሕሪ ምድያቡ ዘካየዶ ቦኽሪ ንጉሳዊ ዑደትን ናይ መጻኢ ራኢይኣ ብዛዕባ ኣውስትራልያን ኣዘራሪቡዋ።

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.