skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ጥቅምቲ 2024)

ንሎሚ ሰኑይ 14 ጥቅምቲ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። መሮን ሰመዳር፡ ኣብ ሳሕል ዓብዩ፡ ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ ናብ ኣመሪካ ካብ ዝኣቱ 12 ዓመታት እኳ እንተገበረ ክልተ ናይ ማስተርስ ዲግሪ ጥራይ ዘይኮነ ንኻልኣይ ግዜ ኣብ ኦክላንድ ኣባል ባይቶ ከተማ ንምዃን ዝወዳደር ዘሎ እዩ። ብዛዕባ ናብዚ ዝበጽሓሉ ጉዕዞ ህይወቱን ብዛዕባ ፖለቲካ ኣመሪካን ኣዕሊሉና ኣሎ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ኢትዮጵያ ብጉዳይ ግብጽን ጎረባብታን ከም ዘይትሻቐል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊጹ። ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ንካልኣይ ግዜ ኣጋጢሙ። መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ልዕሊ መሰል ሃይማኖት ዝገብሮ ግህሰት ብምቕጻል፡ 24 ኣመንቲ ጂሆቫ ኣሲሩ ተባሂሉ። ውድብ ሳልሳይ ወያነ " ህዝባዊ ዋዕላ ብሄራዊ ድሕነትን ስምረትን " ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ መቐለ መድረኽ ኣሳሊጡ። ዝብሉን ካልእን ዝሓዘ ጸብጻብ ል ኡኽና ክቐርብ እዩ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና። ኣርእስታት…

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.