skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኢአስ ቢ ኤስ ትግርኛ (04 ሕዳር 2024)

ንሎሚ ሰኑይ 04 ሕዳር 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ሎሚ ብዙሓት ኤርትራዊያን ንኡጋንዳ ከም ካልኣይትቲ ዓዶም ሓሲቦም ኣብታ ሃገር ከውፍሩ ደቆም ከምህሩን ኣብ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ክሳተፉን ትካላት ሃይማኖት ከዐንብቡን ይረኣዩ ኣለዉ። ኣኽሊሉ ሃብተሚካኤል'ውን ኣብ ኡጋንዳ ንልዕሊ 13 ዓመታት ኣብዝነብረሉ ዘሎ ነቶም ኣብቲ ሃገር ዝነብሩ ኤርትራዊያን ዝተፈላልዩ ሞያታት ክሕዙን ብማሕበራዊ መድያ ዘንቅሑን ዘለዉ እዩ። እቲ ንሱ ኣብታ ሃገር ዝገብሮ ንጥፈታት፡ ኣብ ኡጋንዳ ዘሎ ዕድላትን ግድላትን ሰፊሕ መብርሂ ሂቡና ኣለዉ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ስምምዓት ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ መሊኦም ክትግበሩ ከምዝግባእ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ። መበል ካልኣይ ዓመት ውዕሊ ፕሪቶሪያ ኣመልኪቱ መግለጺ ዝሃበ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብወገኑ ዘይተመለሰ ተመዛባልን ግዝኣትን ክምለስ ጸዊዑ ኣሎ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ልኡኽ ከባቢ ናጻ ንግዲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዝርርብ ኣካይዱ።።ዝብሉን ካልእን ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት፡…

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.