skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ስሙን ዝንኡን እናደመቐ ይኸይድ፣ ሲፋን ሓሰን ብልጽቲ ኣትሌት ናይ'ዚ ዓመት ተሰይማ፣

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (09/12/2024) * ኢትዮጵያ ዝመበቆላ ነዘርላንዳዊት ሲፋን ሓሰን ብልጽቲ ኣትሌት ናይ'ዚ ዓመት ተባሂላ ክትስየም'ንከላ ኢትዮጵያዊት ሰምቦ ኣለማየሁ ብልጽቲ መንእሰይ ዓለም ተሰይማ፣ * ኢትዮጵያ ኣብ'ዚ ወርሒ ኡጋንዳ ካብ ተአንግዶ ዞባዊ ግጥማት ሻምፒዮና ት17 መንእሰያት ከተንሳሕብ ምዃና ፈደረሽና ንሴካፋ ኣፍሊጡ፣ * ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ግጥም ሊቨርፑል-ኤቨርተን ብምኽንያት ህቦብላ ከይተኻየደ ተሪፉ፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶታት ብምምዝጋብን ንኡድ ክእለት ብምርኣይን ደሚቑ፣

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.