skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (12 ታሕሳስ 2024)

ንሎሚ ሓሙስ 12 ታሕሳስ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣውስትራሊያ ዝሓለፈ ወርሒ ዓሌታዊ ኣድልዋ ንምጥፋእ ዝዓለመ፡ ሃገራዊ መርሓ ጸረ ዓሌትነት ኣውጺኡ ነይሩ። እዚ ብኹሉ መዳይ ንዓሌታዊ ኣድልዋ ንምጥፋእ ኣብ ኩሉ ጽላት ሕብረተሰብን ኣብ ዝተፈላለዩ ደረጃታት መንግስቲ ኣድልዎ ብዓሌት ንምጥፋእ ብዓይነቱ ናይ ፈለማ ስጉምቲ ንምጥፋእ ዓሌታዊ ኣድልዎ ከምዝኾነ እዩ ተገሊጹ ዘሎ። ነዚ ምርኩስ ብምግባር፡ ኣድልዎ ብዓሌት ኣብ ኣውስትራሊያ ከንጥፍኦ ንኽእልዶ? በቲ ወጺኡ ዘሎ ናይ ፈለማ ሃገራዊ መደብ ይከኣል እዩ። ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዲክን ዩኒቨርሲቲ ተመራመርቲ ዝኾኑ ፕሮፌሰር Fethi Mansouri ከምኡውን ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ ኣብ ዘ ኮንቨርዘሽን ብ 28 ሕዳር 2024 ጽሒፎም ኣለዉ። ነዚ ጽሑፍ መሰረት ጌርና ብዛዕባ እዚ መደብ ካብቶም ነዚ ጽሑፍ ዘዳለዉ ን ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ መብርሂ ሂቡና ኣሎ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ…

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.