skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ሶማልያ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ጣልቃ ምትእትታው ይገብር ኣሎ ክትብል ከሲሳ።

ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ሎሚ ኣብ ዝኽበር ዓለምለኸ መዓልቲ ጆኖሳይድ ፣ህልቂት ትግራይ ኣብ ቤት ምኽሪ ዓባይ ብሪጣንያ ከምዝዝከር ተገሊጹ። ሕጹይ ተወዳዳሪ ኣቦወምበርነት ኣፍሪቃዊ ሕብረት ኬንያዊ ራይላ ኦዲንጋ፡ ደገፍ ንምርካብን ንምምኽካርን ኣስመራ በጺሑ፡ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ገለ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ዝተሰምዐ ተኹሲ ብዝምልከት መግለጺ ኣውጺኡ። ሶማልያ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ጣልቃ ምትእትታው ይገብር ኣሎ ክትብል ከሲሳ። ብዛዕባዚ ኤርትራን ግብጽን ዝርርብ ከም ዘካየዳ ውን ተሰሚዑ ኣሎ።

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.