skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ቀይድዎም ዝጸንሐ ኣማኢት ኤርትራያን ናብ ኤርትራ ይሰጎም ከምዘሎ ተሓቢሩ።

ቤት ጽሕፈት ከንቲባ ከተማ መቐለ ብሰንኪ ውጥጥ ሰበስልጣን ተዓሺጉ ተባሂሉ። ኢምባሲ ኢጣልያ ምስ ማሕበር ዳንተ ዓሊጊየሪ ብምትሕብባር ኣብ ኣስመራ ናይ ጣልያን ትምህርቲ ክህብ ጀሚሩ። ኤርትራ ኣብ ዋዕላ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምምካት ምድረበዳነት ትሳተፍ ኣላ። መንግስቲ ክልል ኦሮምያ ምስ ምንቅስቃስ ናጽነት ኦሮሞ ዝተበጽሐ ስምምዕ ስዒቡ ኣባላት’ቲ ምንቅስቃስ ናብ መንግስቲ ይምለሱ ምህላዎም ገሊጹ። ሃገራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ባንኪ ሕሳብ ንምኽፋት "ፋይዳ" ዝተባህለ ዲጂታላዊ መለለዪ መንነት ከቕርቡ ከምዘገድድ ኣፍሊጡ።

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.