Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (30 ታሕሳስ 2024)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (30 ታሕሳስ 2024) *ሞት ፕረዚደንት ጂሚ ካርተር፣ ቅነ ሓዘን ነቶም ኣብ ደቡብ ኮርያ ዝወደቐት ነፋሪት ዝሞቱ ሰባት ተኣዊጁ፣ ጸብጻብ ልኡኽና፤ * ብዛዕባ ዕደና ወርቂ ሓበሬታ ኣብ ምእካብ ከለዉ ብዕጡቓት ተጨውዮም ዝተብሃሉ ጋዜጠኛታት ቴሌቭዥን ትግራይ ከም ዝተለቐቑ ተገሊጹ፣ * ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 71 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም፣ * ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ጌዲዮን ጢሞትዎስን ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን መሓመድን ናብ ጁቡቲ ኣትዮም፣ * ኣብ ክልል ዓፋር እምባ ኣዋሽ ፈንታሌ ትማሊ ጥራሕ 7 ጊዜ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከምዘጋጠመን እቲ ዝለዓለ 5.0 ምዃኑን ተገሊጹ፣ * ሓደ ኦስካር ጀንኪንስ ዝተባህለ ኣውስትራልያዊ ወዲ 32 ዓመት መምህር ስነህይወት ብወተሃደራት ሩስያ ኣብ ዩክረይን እናተሓተተ ዝመስል ዘርኢ ቪድዮ ኣብ ማሕበራዊ መድረኻት ድሕሪ ምዝርግሑ ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራልያ ቅልጡፍ መርመራታት የካይድ ኣሎ። ነዚ ዝምልከት ትሕዝቶ * ኲናት ኣብ ቓዛ ዓለምለኻዊ ኣርእስታት ዜና ኣብ'ዚ…
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.