Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ዝግብእኹም መንግስታዊ ክፍሊታት ኣየኖት’ዮም፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
መንግስቲ ኣውስትራሊያ ንዝተፈቐደሎም ሰባት ዝተፈላለዩ ናይ እቶት ደገፍ ዝህብ ናይ ማሕበራዊ ውሕስና ስርዓት ኣለዎ ። መብዛሕትኦም ሰባት ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ገለ ደረጃ ህይወቶም ናይ መንግስቲ ናይ ሓገዝ ክፍሊት ይረኽቡ እዮም ። ነዞም ክፍሊታት መን ክቕበሎም ከም ዝኽእልን ክንደይ ክፍሊት ከም ዝኽፈሎምን ጽኑዕ ሕጊ ድማ ኣሎ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ እቲ ልሙድ ዝኾነ ናይ መንግስቲ ክፍሊታት ንመን ከም ዝምልከቶን ክንርእይ ኢና ።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.