Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ክልተ ሽቶታት ኣመዝጊቡ ጋንትኡ የዐውት፡ ኣብ ሰቪልን ዱባይን ድርብ ዓወት ኢትዮጵያ ኣብ ጉያ እግሪ ተመዝጊቡ፡
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (24022025) * ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ጾታታት ኣብ ሰቪልን ኣብ ዱባይን ድርብ ዓወታት ኣመዝጊቦም፣ * ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ዝመጽእ ሮቡዕ ዝካየድ ግጥም ንመጻረዪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ደቀንስትዮ 2026 ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውያን ኡጋንዳን ዝኣልየኦ ኣርባዕተ ናይጀርያን ደያኑ መዚዙ፡ * ሃገራዊ ጋንታ ኤርትራ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ኣልጀርያ ተሳትፎኣ ኣብ ዝዛዘመትሉ ካልእ ሃገራዊት ጋንታ ድማ ኣብ ዙር ሩዋንዳ ተሳትፎኣ ጀሚራ፣ * ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ክልተ ሽቶታት ዘመዝገበ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ጋንትኡ ኒውካስትል ዩናይትድ ክትዕወት ከኽእል'ንከሎ ኣርሰናል ኣብ ሜድኣ ብወስትሃም ዩናይትድ ድሕሪ ዘጋጠማ ስዕረት ፍልልያ ምስ ሊቨርፑል ገፊሑ ጽዋዕ ፕረሚየር ሊግ ናይ ምዕታር ዕድላ ማህሚኑ፣
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.