skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ኣቦ መበር ሰልፊ ፈጻሚ ሃገራዊ ባይቶ ነጋሽ ዑስማን

ኣቦ መንበር ቤ/ጽ ፈጻሚ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ዶ/ር ነጋሽ ዑስማን ኣብ ኣውስትራሊያ ዑደት ኣብ ዝፈጸመሉ እዋን፡ ብዛዕባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶን ዝገብርዎ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስን፡ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብቲ ከባቢ ዝምዕብል ዘሎ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ምስ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ዝገበረኦ ካልኣይይ ክፋል ዝርርብ።

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.