skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 መጋቢት 2025)

ን ሎሚ 17 መጋቢት ጥሪ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ኣብ ከተማ መልበርን ብ ባይቶ ጀበርቲ ኤርትራዊያን ኣውስትራሊያውያን ዝተዳለወ ናይ ኢፍጣር መደብ ብ 16 መጋቢት 2025 ተኻይዱ ነይሩ ብዛዕባቲ መደብ ኣቦ መንበር እቲ ባይቶ ኣቶ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ዝሃቦ ርእይቶ ኣሎ ከነቕርቦ ኢና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ድሕሪ ወጥሪ ህወሓትን ግዝያዊ ምምሕዳርን ኣብ ትግራይ ቅትለትን መውቃዕቲ ሰባትን ይፍጸም ከም ዘሎ ተገሊጹ። ኣብ ትግራይ ን300 ሽሕ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ምፍጣር ዘኽእሉ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ልምዓት ድሉዋት ከምዝኾኑ ግዝያዊ ምምሕዳር ኣፍሊጡ። ላዕለዎት ሰብ-መዚ መንግስቲ ኤርትራ ምስ ሚኒስተር ንግድን ስርሓት ኢጣሊያን ተራኺቦም፡ ምምሕዳር ትራምፕ ንኤርትራን ሶማልያን ሓዊሱ ኣብ 41 ሃገራት እገዳ መገሻ ዘውጽእ ሰነድ ከምዘዳለወ ተገሊጹ። ኣብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ ዘካይድ ዘሎ ወተሃደራዊ ልኡኽ ሩስያ "ስምምዕ ሓይሊ ባሕሪ" ከምዝፈረመ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጣ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና…

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.