Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ዝርርብ ምስ ኢንጂኔር ዘርኡ በኽረጽዮን፥ ወለንታዊ ስራሓት ማ/ሰብ ኤርትራ ኣብ ኲንስላንድ ብምኽንያት ባህርያዊ ሓደጋታት ሳይክሎን ኣልፍረድ፡
ኣብዚ ቀዳመ ሰንበት ዝተኸስተ ባህርያዊ ሓደጋ ብርቱዕ ህቦቡላን ዝናብን ሳይክሎን ኣልፍረድ ኣብ ኲንስላንድን ሰሜን ኒውሳውዝወልስን ኣብ ንብረትን ገዛውትን ዕንወት ኣውሪዱ፡ ብ ኣማኢት ኣሻሓት ዝቑጸሩ ኣባይቲ ብዘይ ኤለክትሪክን መስመር ኢንተርነትን ተሪፉ ይርከብ። ኣብ ብርስቤን ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኲንስላንድ ኣብ ወለንታዊ ስራሕ ብምውፋር ንማሕበረሰብ እቲ ግዝኣት ካብዚ ዝወረደ ሓደጋ ኣብ ምሕጋዝ ተዋፊሮም ይሰርሑ ኣለዉ። ነዚ ብዝምልከት ኣቦ ወምበር ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኲንስላንድ ዝኾነ ኢንጂኔር ዘርኡ በዂረጽዮን ኣዘራሪብናዮ ዝሃበና መብርሂ ኣብዚ ቐሪቡ ኣሎ።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.