Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Follow the money: how lobbying and big donations influence politics in Australia - SBS Examines: እቲ ገንዘብ ነናብ ዝኸዶ ተኸተልዎ፡ ዓበይቲ ወፈያታት ገንዘብን ሎቢይን ንፖለቲካ ኣውስትራልያ ብኸመይ ይጸልዉዎ
Experts say a lack of transparency leaves Australians unaware of "undue influences" at play across all levels of government. - ንነበር ኣውስትራልያውያን ፖለቲከኛታት ልሙድ ዝኾነ ዝኽተልዎ መንገዲ ኮይኑ'ሎ። ኣባላት ባይቶ ነበር ካብ ኩሎም ቀጸለታት መንግስቲ፡ ከም ሎቢዪስትስ (ንረብሕኦም ወይ ረብሓ ዝኸፍሎም ትካል ዘኽብር ፖሊሲታት ከሕልፉ ወይ ክድግፉ ንኣባላት ባይቶ ምሕጽንታን ልመናን ዘቕርቡ ወልቀሰባት ወይ ትካላት) ኮይኖም ክሰርሑ፡ ሓደስቲ ስራሓት/መዝነታት/ሓላፍነታት ይረኽቡን ይቕበሉን ኣለዉ። እዚ፡ ምስ እናወሰኸ ዝኸደ ጽልዋ ገንዘብ ኣብ ፖለቲካ ተደሚሩ፡ ንገለ ክኢላታት ሻቕሎት ፈጢርሎም ኣሎ፡ ብክልቲኦም ዓበይቲ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ዝተደገፉ ለውጥታት-ሕጊ ክግበሩ'ውን ኣነቓቒሖም ኣለዉ። ኣብ'ዚ ትሕዝቶ #SBSExamines ነዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ከነቕርብ ኢና፡ ናይ ቀደም ወይ ነበር ፖለቲከኛታት ሎቢዪስትስ ክኾኑ ስነምግባራዊ ድዩ፧ ዓቢይ ገንዘብ ከመይ ገይሩ…
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.