skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቀጥታ ምሉእ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ (8 ግንቦት 2025)

* ጸብጻብ ዜናታት ካብ ልኡኽና: ኣይተ ብርሃነ ገ/ገርግስ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሉ፡ ናይ ኤርትራ ዞባ ማእከል፡ንኡስ ዞባ በሪኽ፡ ካብ ምኽንሻብ ደቀኣንስትዮ ነጻ ምኳና ኣዊጃ፡ ዝበዝሐ ኣካል ክልል ኣምሓራ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር መንግስቲ ከምዘሎ ሚኒስትር ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣቶ ለገሰ ቱሉ ገሊፁ፡ ኢማራት ዓረብ ሱዳን ዲፕሎማስያዊ ዝምድናታት ንምቁራጽ ዝወሰደቶ ውሳነ ኣፍልጦ ከምዘይትህብ ገሊጻ፡ * ካብ ጠንቅታት ሞት ኣብ ቀዳማይ ተርታ ዝስራዕዩ። ብገምጋም ኣብ ነፍሲወከፍ 12 ደቒቕ ምስ ሕማም ልቢ ብዝተሓሓዝ ሕማም ይመውት፡ ብድኻም ልቢ ድማ ኣብ ሰዓት ሓደ ኣውስትራሊዊ ይመውት። እዚ ሒዝናዮ ዘለና ሰሙን ቅነ ሕማም ልቢ ብምዃኑ እቲ ሕማም እንተለኩምን እንታይ ትገብሩን ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶ ኣለና። ምስኡ ኣተሓሒዝና ድማ በዚ ምኽንያት ብዛዕባ’ቲ ሕማም፡ ንጠንቅታትን ክንክናቱን ዝምልከት ካብ ሱፐር ክሊኒክ ሆፐርስክሮሲንግ ዶ/ር ሕሉፍ ኣበራ ሕክምናዊ ሓበሬታን ምኽሪን ሂቡና’ሎ፣ ኣብ’ቲ ናይ ቃለመሕትት መደብና ከነቕርቦ ኢና። * ምልኩዕን…

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.