skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 ሓምለ 2025)

ን ሎሚ 30 ሰነ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ፕረዚደንት ትግራይ ብጉዳይ ግዝኣት፣ ተመዛበልቲ ህወሓትን ምስ ቀዳማይ ሚንስተር ከም ዝዛተ ኣፍሊጡ። ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያን ኤርትራን ሓዊሱ ኣብ 39 ሃገራት ሕሱም ድኽነት ብቕልጡፍ ይውስኽ ከምዘሎ ገሊጹ። ድሕሪ ምእጋድ ኢትዮጵያ ካብ ኣጎኣ 18 ናይ ወጻኢ ኩባንያታት ካብታ ሃገር ወጺአን ተባሂሉ። ኣብ ዛላምበሳ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሞትን መቑሰልትን ከም ዘጋጠመ ተሓቢሩ። ኣብ ምዕራብ ጎንደር ብውሕዱ 16 መራሕቲ መካይን ኣብ ሓደ መዓልቲ ተቐቲሎም። ዕላል ብዛዕባ ማሰን መልቀስን ምስ ኣርቲስት ኣስገዶም ተወልደ፡፣ ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ ** ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፐኒ ዎንግ ምስ ማርኮ ሩቢዮ ንምዝርራብ ናብ ዋሽንግተን ኣምሪሓ.. ** ሓለቓ ሰራዊት ሰራዊት ኢራን ፡ እስራኤል ነቲ 12 መዓልቲ ዝቐጸለ ውግእ ደው እኳ እንተ ኣበለቶ ፡ እስራኤል በቲ ስምምዕ ከም ዘይትቕየድ ገሊጹ። ** ናሆም…

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.