skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ዕላል ምስ ስነ ጥበበኛታት ታረቀ ተስፋሂወትን ሃይለሚካኤል ሊንጎን

ብዛዕባ ስነጥበባዊ ስራሓት ትግሪኛ ኣመልኪቶም ስነጥበባዊያን ሃይለሚካኤል ሃይለስላሴ (ሊንጎ)ን ታረቀ ተስፋሂወትን ምስ ራዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ዝሃብዎ ትንታነ ፡፣ ብምኽንያት ዝኽሪ 50 ዓመት ልደት ኤስ ቢ ኤስ ዳግም ዝቐርብ ዘሎ።

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.