skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 ሓምለ 2025)

ንሎሚ ሶኑይ ሓምለ 7፣ 2025 ዘዳለናዮም መደባት ጸብጻባት ዜና ዓዲ: * ኮሚሽን ምትሕብባር ኤርትራ-ሩሲያ ክቐውም ሩስያ ብካብኔኣ ኣፅዲቓ፣ ህጻናት ዝርከብዎም ልዕሊ 100 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ዶብ ብፖሊስ ተታሒዞም፣ ፕረዚዳንት ክልል ትግራይ ታደሰ ወረደ ኣብ ዓፋር ምስ ዘሎ ዕጡቅ ሰላማዊ ክፍታሕ ከም ዝግበረሉ ገሊጹ፣ ህወሓት ንኲናት ዝኾነ ዓይነት ምድላው ከም ዘይገበረ ኣፍሊጡ፣ ኣብ ትግራይ ሃገራዊ ዘተ ንምጅማር ይስራሕ ኣሎ ክብል ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ሓቢሩ። * ፖሊስ ቪክቶርያ ንሓደ ሰራሕተኛ መዋእለ ህጻናት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወን ፈጺምዎም ምስ ዝተባህሉ ጾታዊ ገበናት ዝተኣሳሰሩ 70 ክስታት ኣቕሪቡ’ሎ ተባሂሉ ድሕሪ ምቅልሑ መንግስቲ ኣውስትራልያ ማእከላት መእለዪ ህጻናት መለክዒታት ድሕነት እንተዘየማሊኤን ዝምወልኦ ገንዘብ ንኽምንጥለን ዘኽእሎ ሓድሽ ሕጊ የናዲ’ሎ። ነዚ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶ ኣለና። * ኮኾብ ኣጥቃዓይ ሊቨርፑል ፖርቱጋላዊ ወዲ 28 ዓመት ዲየጎ ዦታ ምስ ሓው ኣብ ስፐይን ብሓደጋ መኪና ድሕሪ ምማቶም ናይ ሓዘን…

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.