skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

“ቀይሕ ባሕሪ ደም ክፈሶ ክርእይ ኣይደልን እየ።” ዕላል ምስ ደራሲ “ቀይ ባህር ሲቀላ ዶ/ር ፍርድኣወቀ ማሞ

ኣብዚ ቅሩብ እዋን “ቀይ ባህር ሲቀላ” ትብል መጽሓፍ ኣብቲ ህዝባዊ ግምባር ን ከተማ ባጽዕ ዝተቐጻጸረላ 1990 ዝነበረ ዘሰክሕ ህይወት ሰላማውያን ሰባት ትትርኽ መጽሓፍ ተሓቲማ ኣላ። እዛ ኣብቲ እዋን ዝነበረ ህልቂት ሰባት ትትርኽ ናይ ብሓቂ ታሪኽ፡ ኣብቲ ኩነታት ዝነበረን ነቲ ኩነታት ዝረኣዮን ዝሰምዖን ብመጽሓፍ ሰኒዱ ዝጸሓፋ ዶ/ር ፍርድኣወቀ ማሞ ዝገበርናዮ ዕላል ።

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.