skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 ነሓሰ 2025)

ንሎሚ ሓሙስ 28 ነሓሰ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ዝመጽእ መዓልታት ብ ኣቆጻጽራ ግእዝ ናይ መወዳእታ ዓመት መዓልታት ጳጉሜን ዝጅመረሉ እዩ፡ ብ እ ኡ ኣቢሉ ድማ ሓድሽ ዓመት 2028 ዝጅመረሉ። ኣብዚ ቕነ ብደቂ ኣንስዮን ብደቂ ተባዕትዮን ዝዝውተሩ ኣሰኒና ጳጉመን እንታይ ማለትዩ? ሆየ ሆየ ንምንታይ ይበሃል? ወርሒ መስከረም ሓዲሽ ዓመት ክኸውን ንምንታይ ተመሪጹ? እዚ ሓዲሽ ዓመት ምስቲ ናይ ኣውሮጳዊያን እንታይ ብልጫን ፍሉይነትን ኣለዎ? ነዚን ካልእን ሊቃውንቲ ዝሃብዎ ትንታነታት ዝሓጸ ጸብጻብ ክቐርብ እዩ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ በዓል መዚ ሲቪል ኣቬሽን ኢትዮጵያ ካብ ክልላዊ መዕርፎ ነፈርቲ ካብ ዝቕፅል ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ኣህጉራዊ በረራታት ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ። ሓዱሽ ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣብቲ ትሕቲ ከቢድ ወጥሪ ስራሕ ጀሚሩ። ኣብ ትግራይ ጉባኤ ዘተን ምርድዳእን ዝተሰምየ መድረኽ ተጀሚሩ። ሚኒስተር የማነ ገብረመስቀል፡ ልኡኽ ስዊዘርላንድ ኣብ ቀርኒ…

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.