skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ጥቅምቲ 2025)

ሎሚ ሓሙስ 23 ጥቅምቲ 2025 እዩ። ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ጡብ ምጥባው ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ብምዕባይ ንዘጥብዋ ካብ ናይ ጡብ ካንሰር ክከላኸለለን ከምዝኽእል ኣውስትራሊያዊያን ተመራመርቲ ኣረጋጊጾም። ብመሰረት ሓድሽ መጽናዕቲ ፡ ጥንስን ጡብ ምጥባውን ረኽሲ ዘስዕቡ ክቃለሱ ዝኽእሉ ዋህዮታት T-cells ብምምዕባል ፡ ነቶም መንሽሮ ከማዕብሉ ዝኽእሉ ዘይንቡር ዋህዮታት ይከላኸሉ ። ፊተውራሪ መሓመድ ሕጎስ ኣበራ፡ ብንግዲ ብፖለቲካን ብልግሲን ዝፍለጡ እዮም ኔሮም። ብፍላይ ማሕበር ኣውቶቡስ ማይ ዉዑይ/ ዲታ ኣበራ ዝብል ስም ብብዙሓት ዝፍለጥ፡ ኣብ ኣስመራ ሓደ ካብ ቀዳሞት ናይ ደቀባት ሆቴል ሊል ቀይሕ ባሕሪ ዝነበሮምን ንባይቶ/ፓርላማ ክልተ ግዜ ዝተወዳደሩን ፖለቲከኛን ነጋዳይን ነይሮም። ንታሪኽ ህይወቶም ትገልጽ መጽሓፍ ብ እምነቱ ተስፋይ ተጻሒፋ ኣብ ዕዳጋ ውዒላ ኣላ። ነዚ ኣመልኪትና ንወዲ ወዶም ን ፊተውራሪ መሓመድ ሓጎስ ኣበራ ዝኾነ ጸሓፊ ካልድ ኣበራ ዝገበርናዮ ዕላል። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፥ ሃገራዊ…

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.