Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (30 ጥቅምቲ 2025)
ምሉእ ትሕዝቶ መደብ ኤስቢኤስ ትግርኛ (30 ጥቅምቲ 2025) * ዕለታዊ ዜና፡ - ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ኣብ ዋዕላ ኤፐክ ንምስታፍ ደቡብ ኮርያ ኣትዩ፡ - ሓይልታት ወሃብ ህጹጽ ደገፍ ሱዳን ንኤልፋሽር ተቖጻጺሮማ፡ ብዙሓት ሰላማውያን ሰባት ተቐቲሎም ተመዛቢሎምን - ሊቨርፑል ካብ ዋንጫ ሊግ ካፕ (ዋንጫ ካራባኦ) ብክሪስታል ፓላስ ተገሊፋ፡ * ጸብጻባት ዜና ካብ ልኡኽና፡ - ልኡኽ መንግስቲ ደቡብ ኣፍሪቃ ምስ ፕረዚደንት ኤርትራ ተራኺቡ፡ - ኤርትራ ንተስፋሕፋሒ ድሌት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኰኒና፣ - ኲናት ፅንተት ትግራይ ኣብ ዘፈር ማሕበራዊ ግልጋሎት ጥራሕ ልዕሊ 10.8 ቢልዮን ዶላር ዕንወት ወሪዱ ክብል ኮሚሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ገሊጹ፣ - ገዛኢ ሰልፊ ብልጽግና ኣብ ልዕሊ ኣስታት 8 ሽሕ ሓለፍቲ እቲ ውድብ ስጕምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ፣ * ትንተና ዜና ኩነታት ምዕራብ ሱዳን * ሓደ ካብ ሓሙሽተ ኣውስትራልያውያን በብዓመቱ ዓሳ ክገፉ ከምዝኸዱ ትፈልጡ ዶ፧ ናብ ሩባ፡ ገምገም ባሕሪ፡ ኣብ ደንደስ ኮንካ ድዩ ወይስ ኣብ ጃልባ ገመድ…
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.