skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ተራ AI ኣብ ክንክን ጥዕና እናወሰኸ ይኸድይ ኣሎ፣ ስግኣታት ኣለዉ ድዮም፧

ንዶክተራት ሕሙማት በብክብደት ጸገሞም ካብ ምስራዕ ክሳብ ምትርጓም/ምትንታን ምስልታት ሓንጎልን ቀዳሞት ምልክታት ሕማማት ኣብ ምፍላጥን ምልላይን ሰብሰርሖ ብልሒ (ኣርቲፊሻል ኢንተሊጀንስ AI) ንክንክን ጥዕና ብመሰረቱ ናይ ምቕያር ተኽእሎ ኣለዎ። ክሳብ ሕጂ ግን፣ ኣብ ዙርያ ድሕነት፣ ምቁጽጻርን ባህላዊ ስክፍታታትን ብድሆታት ኣለዉ፣ ክኢላታት ድማ ቴክኖሎጂ ኣብ ዝምዕብለሉን ሓደስቲ መሳርሒታት ኣብ ዝቕልቀልሉን እዚኦም ረቛሒታት ግድን ኣብ ግምት ክኣትዉ ኣለዎም ይብሉ።

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.