Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ህወሓት ንመንግስቲ ፌደራል ናብ ትግራይ ዘወስዱ መገድታት ብምዕጻውን ምቁራጽ ኣገልግሎትን ከሲሱ። (ጸብጻብ)
ጉባኤ ዘተን ምርድዳእን ትግራይ ምስቶም ብፖለቲካ ናብ ወጥሪ ዘምርሑ ተጋሩ ዘተ ከም ዝጀመረ ገሊጹ። ህወሓት ንመንግስቲ ፌደራል ናብ ትግራይ ዘወስዱ መገድታት ብምዕጻውን ምቁራጽ ኣገልግሎትን ከሲሱ። ናይ ዓፋር ኣርታዕለ እሳተ ጎመራ ካብቲ ንቡሩ ብዝገደደ ተተኲሱ። ኢትዮጵያን ኣዘርባዣንን ኣብ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ሓባራዊ ማዕቀፍ ንምቛም ዘትየን። ኤርትራዊ ብርጋዴር ጀነራል ገብረኪዳን ሃብትኣብ (ወዲ ምነይ) ፡ ዓሪፉ።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.