skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ሕዳር 2025)

ን ሎሚ ሰኑይ 24 ሕዳር 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ምቅይያራት መሪሕነትን ምርሕራሕ ፖሊሲታትን: ዲሞክራሲና ክሳብ ክንደይ ጥዑይ'ዩ፧ ንዝብል ሕቶ ዝምልስ ትሕዝቶ ምስ ቀረብ ል ኡኽና ዝሰድአዶ ጸብጻብ ከነቕርብ፡ ኣርእስታት ሉኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ ፡- ጉባኤ ዘተን ምርድዳእን ትግራይ ምስቶም ብፖለቲካ ናብ ወጥሪ ዘምርሑ ተጋሩ ዘተ ከም ዝጀመረ ገሊጹ። ህወሓት ንመንግስቲ ፌደራል ናብ ትግራይ ዘወስዱ መገድታት ብምዕጻውን ምቁራጽ ኣገልግሎትን ከሲሱ። ናይ ዓፋር ኣርታዕለ እሳተ ጎመራ ካብቲ ንቡሩ ብዝገደደ ተተኲሱ። ኢትዮጵያን ኣዘርባዣንን ኣብ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ሓባራዊ ማዕቀፍ ንምቛም ዘትየን። ኤርትራዊ ብርጋዴር ጀነራል ገብረኪዳን ሃብትኣብ (ወዲ ምነይ) ፡ ዓሪፉ። ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሓቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም፡ ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣተኣናገድቲ ዋዕላ ክሊማ ኮፕ30 ፡ እቲ ዋዕላ ኣብ ከሰል፡ ነዳዲን ጋዝን ንዘይምጥቃም ንጹር መደብ ከሓንጸጸ ምውዳኡ…

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.