skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ጥሪ 2026)

ን ሎሚ 26 ጥሪ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ወቕትታት ሓጋይ ኣውስትራልያ ተመራመርቲ 'ምሉእ መስርሕ ምቕያር' ወይ 'ቶታል ትራንስፎርሜሽን' ኢሎም ዝጽውዕዎ ይሓልፉ'ለዉ፣ ካብ ትካል ዎርልድ ዌዘር ኣትሪብዩሽን ዝወጸ ሓደ ጸብጻብ እዛ ሃገርና ድሕሪ ደጊም ብማእከላይ ገምጋም ድሕሪ ነብሲ ወከፍ ሓሙሽተ ዓመታት ማዕበላት ሙቐት ክትጽበ ኣለዋ ክፍል ደምዲሙ። ተመራመርቲ'ዚ መጽናዕቲ ይብሉ ለውጢ ክሊማ ነቲ ኣብ ፈለማ ወርሒ ጥሪ ዝነበረ ዝልብልብ ማዕበል ሙቐት ኣውስትራልያ ክኽሰት ዘነበሮ ተኽእሎ ብሓሙሽተ ዕጽፊ ዝያዳ ርጉጽ ክኸውን ገይርዎ፣ ናብ'ዞም ዝተለወጡ ኩነታት ድማ እዛ ሃገር ብህጹጽ ምቅይያራት ክትገብር የድልያ'ሎ። ብምኽንያት መዓልቲ ኣውስትራሊያ ብዛዕባ ኣብ ኣውስትራሊያ ምንባር፡ ብዛዕባ ኣልኮልን ድራግን ኪኢላ ዝኾነ ኣቶ ኣል ኣዛር ዝገበርናዮ ዕላልልን ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ዩኒቨርስቲ መቐለ ከምህሮም ዝጸንሐ ቻይናውያን ዝርከቡዎም ተምሃሮ ኣመሪቑ። ሓዳሽ ሚንስተር…

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.