skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንህወሓትን መንግስቲ ኤርትራን ከሲሱ፣ ሃገራዊ መረጻ ኣብ ትግራይ ንምክያድ ምድላዋት ተገይሩ፣ (ጽብጻባት ልኡኽና)

ጸብጻብ ልኡኽና (15 ጥሪ 2026) * መበል 7ይ ሃገራዊ መረጻ ኣብ ትግራይ ንምክያድ ዘድሊ ቅድመ ምድላዋት ከም ዝተገብረ ሃገራዊ ቦርድ መረጻ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፣ * መንግስቲ ኢትዮጵያን ንህወሓትን መንግስቲ ኤርትራን ከሲሱ፣ * ኣብ ስዊድን ዝመደበራ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ካብ መንግስቲ ስዊድን ምወላ ከምዘይትረክብ ተገሊጹ፣ * ሰራዊት ሱዳን ኣብ ከባቢ’ታ ምስ ኢትዮጵያ ትዳወብ ግዝኣት ብሉ ናይል፡ መካይን RSF ከምዘዕነወ ሓቢሩ:

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.