Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ክብረ ወሰን ዝሰብር ሓያል ሙቐት ንኣውስትራሊያ የንድዳ፡ ሎሚ መልበርን 44 ዲግሪ ሰ. ብዝበጽሕ ሙቐት ክትልብለብ'ያ (ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ 27 ጥሪ 2026)
ክብረ መዝገብ ዝሰብር ሓያል ሙቐት ን ኣውስትራሊያ የንድዳ፡ ሎሚ መልበርን 44 ዲግሪ ሰንቲግሬድ ብዝበጽሕ ሙቐት ክትልብለብ'ያ። እስራኤል ንሬሳ ናይቲ ኣብ ጋዛ ዝነበረ ናይ መወዳእታ ጅሆ ተታሒዙ ዝነበረ ረኺባቶ፡ ኣብ ሚኒሶታ ብወተሃደራት ፈደራል ኣመሪካ ዝተፈጸመ ቅትለት ሰላማውያን ሰባት መራሕቲ ደሞክራት ነቲ ኣብ ልዕሊ ደተኛታት ዝግበር ግፋ ስለዝቃወሙ ዘለዉ እዮም ክብል ምምሕዳር ትራምፕ ጠቂኑ።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.