Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Public transport in Australia: breaking down the basics - ዝርዝር ሓበሬታ ብዛዕባ ህዝብዊ መጓዓዝያ ኣውስትራሊያ፡
Like in most countries, public transport in Australia is the cheapest way to get around. It includes trams, buses, trains and ferry services. And each state or territory has its own transport network. However, navigating Australia’s public transport system with ease requires knowing the basics around how it works and what to expect. - ልክዕ ከም ኣብ መብዛሕትኡ ሃገራት ፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ህዝባዊ መጓዓዓዚያ በቲ ዝሓሰረ መንገዲ ኣገልግሎት ጉዕዞ ዝግበረሉ ። እቲ ኣገልግሎት ናይ ትራም ፣ ናይ ኣውቶቡሳት ፣ ባቡራትን ናይ ጀላቡ ወይ ፈሪ ኣገልግሎታትን የጠቓልል ። ከምኡ 'ውን ነፍሲ ወከፍ መምሕድዳር ግዝኣት ወይ ተሪቶርይ ናይ ባዕሉ ናይ መጓዓዝያ መርበብ ኣለዎ ። ይኹን "ምበር ንናይ ኣውስትራሊያ ህዝባዊ መጎዓዚያ ብቕልል ዝበለ መንገዲ ምድህሳስ…
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.