Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ዋጋታት ነዳዲ ዓለም ይንህር፡ ዜጋታት ንምእካብ ይቀዳደሙ: መንግስታት ስጉምቲ ይወስዱ
ኣመሪካን እስራኤልን ኣብ ልዕሊ ኢራን ብዘካይዳኦ ዝዘለዋ ውግእ ፡ ቀንዲ ሰንሰለት ነዳዲ ዘይትን ጋዝን ብምዕንቃፉ ፡ ዋጋታት ነዳዲ ዓለም ሰማይ ይዓርግ ኣሎ ። መራሕቲ ዓለም ፡ ነቲ ኣብዘይግዜኡ ብኣመሪካ ዝተወለዐ ኲናት ፡ብጥርጣረን ብዝተሓዋወሰ ስምዒት ዝዕዘብሉ ዘለዉ ፡ ንቐጻሊ ጸቕጥታት ጸዓት ኣብ ምድላው ይርከቡ ኣለዉ ።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.