skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Hillary Clinton testifies in Epstein investigation as Democrats claim cover up - ኣብ መርመራ ኤፕስቲን ዲሞክራታውያን ምሽፍፋን ኣሎ ክብሉ ይኸሱ፣ ሂላሪ ክሊንተን ቃላ ትህብ፣

Political pressure is intensifying over the release of Jeffrey Epstein investigation files as Hillary Clinton appears before U-S leaders, and Democrats accuse the Justice Department of withholding key records. - ሂላሪ ክሊንተን ኣብ ቅድሚ መራሕቲ ዩናይትድ ስቴትስ ኣብ ዝቐረበትሉ፣ ብሰንኪ ምዝርጋሕ ሰነዳት ገበናዊ መርመራ ጀፍሪ ኤፕስቲን ፖለቲካዊ ጸቕጢ እናለዓለ ይኸይድ ኣሎ፣ ኣባላት ሰልፊ ዲሞክራት ድማ ክፍሊ ፍትሒ ኣሜሪካ ቁልፊ ዝኾኑ መዛግብቲ ሓቢእዎም ወይ ከየውጽኦም ተሪፉ ክብሉ ይኸሱ። እዚ ክትዕ፣ ኣብ ልዕሊ ሓያላት ሰባትን ናይ ቀደም ምሕዝነቶምን ምትእስሳራቶምን ዝግበር መርመራን ቆላሕታን ደጊሙ ኣበራቢርዎ’ሎ፣ እቲ ውድቀትን ውርደትን ድማ ካብ ዋሺንግተን ናብ ኤውሮጳን ዓበይቲ ግሎባዊ ትካላትን ሰጊሩ ይዝርጋሕ ኣሎ።

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.