Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (29 ጥቅምቲ 2026)
ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ * ስፐይን ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ካልኣይ ልዑል ቁጽሪ ሞት ዘስዓበ ሓደጋ ባቡር ኣጋጢምዋ ኣብ ሓዘን ኣትያ፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት ሓዘን ኣብ’ታ ሃገር ክኽበር’ዮ። * ዝተሳዕረ ብራዚላዊ ፕረዚደንታዊ ሕጹይ ተወዳዳሪ ፍላቪዮ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛስፐይን ልዑል ቁጽሪ ሞት ዘስዓበ ሓደጋ ባቡር ኣጋጢምዋ፣ ሰለስተ መዓልታት ሓዘን ከተኽብር'ያ - ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (29 ጥቅምቲ 2026)
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (29 ጥቅምቲ 2026) * ስፐይን ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ካልኣይ ልዑል ቁጽሪ ሞት ዘስዓበ ሓደጋ ባቡር ኣጋጢምዋ ኣብ ሓዘን ኣትያ፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት ሓዘን ኣብ’ታ ሃገር ክኽበር’ዮ። * ዝተሳዕረ ብራዚላዊ ፕረዚደንታዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሩስያ ምስ ኤርትራ ክዓርቃ ቅርብቲ'የ ኢላ ደጊማ ኣብ ዘረጋገጸትሉ ንኢትዮጵያ ነፈርቲ ኩናት ኣረኪባታ፣ ጸረ ኣየር ሚሳይላት'ውን ከተቐብላ'ያ (ጸብጻባት)
ሩስያ ምስ ኤርትራ ክዓርቃ ቅርብቲ'የ ኢላ ደጊማ ኣብ ዘረጋገጸትሉ ንኢትዮጵያ ነፈርቲ ኩናት ኣረኪባታ፣ ጸረኣየር ሚሳይላት'ውን ከተቐብላ'ያ፣ ግጭት ሞያሌ ኣስታት 36 ሽሕ ሰባት ናብ ኬንያ ክሃድሙ ገይሩ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓታዊ ምምዝባል እናወሰኸ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛእስራኤል ድምጽታት ትቖጽር፣ መን ክመርሓ'ዩ ግን ገና ንጹር ኣይኮነን - ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (28 ጥቅምቲ 2026)
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (28 ጥቅምቲ 2026) * ኣመሓዳሪት ማእከላይ ባንክ ኣውስትራልያን ፈደራል ተሓዝ ሕሳብን ዝቕባበ ንንውሕ ዝበለ እዋን ልዑል ኮይኑ ክጸንሕ'ዩ ይብሉ፡ * ሓድሽ መራሒ ሰልፊ ግሪንስ ደይቪድ ሹብሪጅ ንዳርጋ ኩሎም ሰራሕተኛታት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛCould Victoria shift right after 12 years of Labor? - ኣውስትራልያዊት ግዝኣት ቪክቶርያ ድሕሪ ናይ 12 ዓመታት መሪሕነት ሰልፊ ለይበር ናብ የማን ክትቅይር ድያ፧
As Victoria prepares to vote, major and minor parties are battling for support on the issues that matter most to voters. - ቪክቶርያ ክትመርጽ ኣብ ትዳለወሉ፣ ዓበይትን ንኣሽቱን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ግዝኣት ኲንስላንድ ኣብ ዘዕለቕለቑ ማያት ሬሳ ሓደ ሰብ ተረኺቡ፣ ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (27 ጥቅምቲ 2026)
ንሰሉስ 27 ጥቅምቲ 2026 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ፣ ፈለማ ግን ኣርእስታቱ - * ንመዓልታት ዝጸንሑ ከበድቲ ዝናባትን ህቦብላታትን ተኸቲሉ ኣብ ግዝኣት ኲንስላንድ ኣብ ዘዕለቕለቑ ማያት ሬሳ ሓደ ሰብ ተረኺቡ፣ * ፈቓድ ዋንነት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow people shape change, and why your voice matters | How Australia Works - ሰባት ንለውጢ ከመይ ይቐርጽዎን ድምጽኹም ንምንታይ የገድስን | How Australia Works
Can a small group change a local council decision? When Julie learns her community library may close, she joins other residents in a campaign to save it. Her…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (26 ጥቅምቲ 2026)
ንሎሚ ዝተዳለወ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (ኣርእስታቱ)፡ * መራሒ ሰርብያ ኣብ ምርጫ ሃገሩ በቲ ብተመሃሮ ዝተመርሐ ምንቅስቓስ ተቓውሞ ከምዝተሳዕረ ኣሚኑ፣ * መራሕቲ ቱሪዝምን ፖለቲከኛታት ኣብ ዘሞገስዎ ስነስርዓት ካብ ሓድሽ ዓለምለኻዊ መዓርፎ ነፈርቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (26 ጥቅምቲ 2026)
ንሎሚ ዝተዳለወ ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ፡ ፈለማ ግን ኣርእስታቱ፡ * መራሒ ሰርብያ ኣብ ምርጫ ሃገሩ በቲ ብተመሃሮ ዝተመርሐ ምንቅስቓስ ተቓውሞ ከምዝተሳዕረ ኣሚኑ፣ * መራሕቲ ቱሪዝምን ፖለቲከኛታትን ኣብ ዘሞገስዎ ስነስርዓት ካብ ሓድሽ ዓለምለኻዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ’ቲ ዞባ ዘሎ ጸጥታዊ ብድሆታት ንሓድሕዱ ዝተኣሳሰረ ምዃኑ ኣጠንቂቑ (ጸብጻብ)
በዓል ሓደራ ተባሂሉ ዝቖመ ምምሕዳር ትግራይ ብኹናት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ናይ ምምላስ መስርሕ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ፣ ኢትዮጵያ ሓለዋ ፀጥታ ቀይሕ ባሕሪ ንውሑዳት ሃገራት ጥራይ ዝግደፍ ኣይኮነን ብምባል ተሳትፎ ክህልዋ ሓቲታ፣ ሚንስትሪ ዜና ኤርትራ ብወገኑ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛናይጀርያ ኣብ 10 ዓመት ናይ ፈለማ ሕሙም ኢቦላ ድሕሪ ምርካባ ኣፍሪቃ ‘ዝተሓላለኸ’ ለበዳ ይጽበያ
ኣቐዲሙ ኣብ’ዚ ዓመት ኣብ ዲኣርሲ ዝተበገሰ ለበዳ፣ ሕጂ፣ ናብ ምዕራብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ሰጊሩ’ሎ፣ ካብ ውድብ ጥዕና ዓለም ድማ ስግኣታት ክለዓሉ ገይሩ’ሎ። #sbsaudiopodcast
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (22 ጥቅምቲ 2026)
ንሎሚ 22 ጥቅምቲ 2026 ዝተዳለወ፡ ዜና፡ ጸብጻብ፡ ዜናዊ ትንታነ፡ ቃለ መሕትትን ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያን ምሉእ ትሕዝቶ። #sbsaudiopodcast
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (22 ጥቅምቲ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ** በዓል ቤታ ንኣባል ባይቶ ፌደራል ሄለን ሄይንስ፡ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ክልቲአን እግራ ከምዝሰኣነት ኣፍሊጡ። ** ቅድሚ ዝመጽእ ሰሙን (27 ጥቅምቲ) ኣብ እስራኤል ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ቤንጃሚን ኔታንያሁ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራ ንጻውዒት ሰላምን ምትሕብባርን ምስ ኢትዮጵያ ምላሽ እንተዘይሂብ "ኣዝዩ ከቢድ፡ ከቢድ ፡ ከቢድ ሳዕቤን" ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ (ሓጸርቲ ዜናታት 21 ጥቅምቲ )
** ኣባል ፓርላማ ሀለን ሄንዝ ኣብ ከቢድን ግን ርጉእ ኩነታት ኣብዘላትሉ፡ ኣባላት ፓርላማ ብዛዕባ ኩነታት ጸጥጣ መለጺ ክወሃቦም’ዩ ... ** መንግስቲ UK ንሱዕዲ ዓረብ ዝህቦ ወተሃደራዊ ድገፍ ከምዘስፍሖ ኣፍሊጡ... #sbsaudiopodcast
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ተበራቢረ፡ ንገዛእ ርእሰይ ድማ ረኺበያ’ለኹ።” ሃይለ ገብሩ
ሃይለ ገብሩ፡ ብሰፊሕ ኣተሓሳስባኡ ዝፍለጥ፡ ኣብ ንእስነቱ “ኣምላኽ የለን” ንዝብል ኮሚኒስታዊ ኣተሓሳስባ ንምምጓት መጽሓፍ ቅዱስ ደጋጊሙ ዘንበበ ድሒሩ ግና ንማርክሳዊ ኣተሓሳስባ ተቐቢሉ ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ዝሰበኸሉ ኣተሓሳስባ’ዩ። ኣብ ጥቓ ሱዳን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣባል ባይቶ ኣውስትራሊያ ብማኪና ተጋጭያ፡ ፖሎቲካዊ ምንህሃር ከይህሉ መጠንቀታታት ቀሪቡ፡ (ዕለታዊ SBS ዜና ትግርኛ 20 ጥቅምቲ)
** ኣባል ባይቶ ኣውስትራሊያ ሄለን ሃንዝስ ብመኪና ድሕሪ ምውቃዓ፡ ፖሎቲካዊ ጎንጺ ተኾኒኑ። ** ኣብ ፈረንሳ ድሕሪ ዝተፈጸመ ጎኖጻዊ ዕግርግር ምጽርራይ ዕንወት ክግበር ጀሚሩ። ** ኣብ የመን ኣብ ዝርከብ ማእከል ታዕሊም ብሰለስተ ባሊስቲክ ሚሳይላት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow laws change, and why it takes time | How Australia Works - ሕግታት ከመይ ይቕየሩ፡ ንምንታይ ከ ግዜ ይወስድ፧ | How Australia Works
How do laws change in Australia? Through Rodney Croome’s campaigns for human rights and marriage equality, learn how personal stories, community action, courts…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (19 ጥቅምቲ 2026)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (19 ጥቅምቲ 2026) #sbsaudiopodcast
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛን ኢትዮጵያ ዝገጥምዋ ዘለዉ ዕጡቓት፡ 'ሓይልታት ምግንጻል' ክብል ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ሩብዮ ገሊጽዎም፡ (ዕለታዊ ዜና 19 ጥቅምቲ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ኤውሮጳ ብሰንኪ ቅልውላው ዋጋ መነባብሮ ብዝኻየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞታት ተታሒዛ ትርከብ፣ ኣብ ፈረንሳ፣ ቤልጅየም፣ ፖርቱጋል፣ ኣልባንያን ኢጣልያን ዓበይቲ ሰልፍታት ተኻይዶም። መንግስቲ ለበር ክፍለ ግዝኣት ቪክቶርያ ኣብ ሕዳር ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ሰራዊት ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ዘዋፍሩሉ እዋን፡ እቲ ኩነታት ናብ ዝሰፍሐ ግጭት ክዓቢ ዝኽእለሉ ሓደጋ ኣሎ።" ማርኮ ሩብዮ
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ማርኮ ሩቢዮ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘሎ ወጥሪ ብዝምልከት ንጋዜጠኛታት ኣብዝሃቦ ፡ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ዘካየዱ ሓይልታት "ተገንጸልቲ" ኢሉ ብምጥቃስ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝፍጸም ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛAre immigration cuts an economic solution or a political strategy? - ምንካይ ቁጽሪ ናብ ኣውስትራልያ ዝመጹ ሰባት ቁጠባዊ ፍታሕ ድዩ ወይስ ፖለቲካዊ ስትራተጂ?
Australia's immigration debate has shifted dramatically. Despite no imminent federal election, both major parties are backing policies to reduce migration…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሩስያ፡ ንኢትዮጵያን ኤርትራን ክትሽምግል ተበጊሳ። (ጸብጻብ)
ኣውስትራልያ ንደቀንስትዮ ኢትዮጵያ ንምትብባዕ ውጽኢታዊ ስራሕ ትሰርሕ ከም ዘላ ኣፍሊጣ። ኤርትራዊት ኣብነታዊት ኣንስተይቲ ሓረስታይ ሓንቲ ካብ ጀጋኑ ደቂ ኣንስትዮ ትካል መግቢ ሕቡራት ሃገራት ኮይና። ሩስያ፡ ንኢትዮጵያን ኤርትራን ክትሽምግል ተበግሶ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (15 ጥቅምቲ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣውስትራልያ ምስ ካልኦት ጉጅለ መራሕቲ ዓለም ብምዃን ነቲ ፕረዚደንት ፍልስጤም ሓፈሻዊ ምርጫ ንምንዋሕ ዝወሰዶ ውሳነ ኮኒናቶ። ** ምልሻታት ሑቲ የመን ኣብ ዋና ቤት ጽሕፈት ናይ ሓደ ብስዑዲ ዓረብ ዝውነን ኩባንያ ነዳዲ ባርዕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (15 ጥቅምቲ 2026)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (15 ጥቅምቲ 2026) #sbsaudiopodcast
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ሰራዊት ኣብይ ንዓሰብ ክሕዝ ከምዘይክእል ሚእቲ ካብ ሚእቲ ርግጸኛ’የ።” ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ
ኣብ ዉሽጢ ኢትዮጵያ ዝጀመረ ሓድሕድ ኲናት ናብ ዶብ ኤርትራ ተጸጊዑ ይርከብ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ዋንነት ባሕሪ ብምልዓል ንወደብ ዓሰብ ናይ ምቁጽጻር ክኒኡ ሓሊፉ'ውን ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ናይ ምምላስ ዘረባታት ካብ መራሒኣ ኣትሒዝካ ብወተሃደራውያን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሰራዊት ፌደራል ኢትዮጵያ ናብታ ኣብ ጥቓ ዶብ ኤርትራ እትርከብ ከተማ ዛላንበሳ ተጸጊዖም። (ጸብጻብ)
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ምስ ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ከምዝተዘራረበ ገሊጹ ሰራዊት ፌደራል ኢትዮጵያ ናብታ ኣብ ጥቓ ዶብ ኤርትራ እትርከብ ከተማ ዛላንበሳ ከም ዝተፀገዐ ነበርቲ ኣረጋጊጾም። ቁጽሪ ናብ ኢትዮጵያ ንዝገሹ ዜጋታተን ሓድሽ ናይ ጉዕዞ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመስርሕ ፍርዲ ናይታ ኣብ ጀርመን ኣካላታ ተቖራሪጹ ዝተረኽበ ኤርትራዊት ስደተኛ ጀሚሩ። ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (14 ጥቅምቲ 2026)
*** ነቲ ናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ዋጋ ገዛ ኽራይ ገደብ ክግበረሉ ዝጽውዕ ድምጺ እናበዝሐ መጺኡ።... *** መስርሕ ፍርዲ ናይታ ኣብ ጀርመን ኣካላታ ተቖራሪጹ ዝተረኽበ ኤርትራዊት ስደተኛ ጀሚሩ። *** ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ሪያድ ድሕሪ ዘጋጠመ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛለውጢ ኣብ ቪዛታት ናይ ኣውስትራሊያ
ልዕሊ 150 ሽሕ ዝቐረቡ ናይ ወለዲ ቪዛ መመልከቲታት ዉሳነ ኣብ ዝጽበይሉ ዘሎ እዋን፡ እቲ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሕግታት ናይ በጻሕቲ ቪዛ ዝተገብረ ለውጢ፡ ምስ ኣረጋውያን ወለዲ ዳግማይ ምርኻብ ዝያዳ ከቢድ ክገብሮ ምዃኑ ተፈሊጡ ኣሎ። ንገሊኦም፡ ልዑል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛስዑዲ ዓረብ ኣብ መዓርፎ ነፈርታ ሑቲ ንዝፈጸሞ ማዕበል መጥቃዕቲ ድሮናት ሕነ ከምትፈዲ ኣፍሊጣ። (ሓጸርቲ ዜናታት SBS 13 ጥቅምቲ 2026)
** ጾታዊ ምዕሩይነት ዒላማ ዝገበረ ልዕሊ 460,000 ሰራሕተኛታት ደሞዞም ክውስኽ’ዩ... ** ስዑዲ ዓረብ ኣብ መዓርፎ ነፈርታ ሑቲ ንዝፈጸሞ ማዕበል መጥቃዕቲ ድሮናት ሕነ ከምትፈዲ ኣፍሊጣ... ** ሶማል፡ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ዘሎ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow laws are made, and how they affect you | How Australia Works - ሕግታት ከመይ ይወጹ፡ ንዓኹም ከ ከመይ ይጸልውኹም፧| How Australia Works
How are laws made in Australia? Through Wurundjeri Elder Uncle Dave Wandin’s story of the Birrarung, also known as the Yarra River, learn how an idea becomes a…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (12 ጥቅምቲ 2026)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (10 ጥቅምቲ 2026) #sbsaudiopodcast
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (12 ጥቅምቲ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ሰልፊ ጥምረት ካብ ገለ እማመታት ፖሊሲ ፓውሊን ሃንሰን ከም ዝረሓቐ እንተገለጸ’ኳ፡ ኣጀንዳ ኢሚግሬሽን ዋን ኔሽን ንዓበይቲ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ኣውስትራልያ ይጸልዎም ኣሎ ዝብል ስክፍታታት እናዓበየ ይመጽእ ኣሎ። መራሕቲ ናይቲ ብ ኮክሮች…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛትራምፕ ንምንታይ’ዩ ንዓለምለኸ ቤት ፍርዲ ገበን (ICC) ማዕቀብ ዝገብረሉ ዘሎ፧ ንኣውስትራልያ’ኸ እዚ እንታይ ማለት’ዩ፧
ማዕቀባት ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ICC ንመሻርኽቲ ሃገራት ክኸፋፍለን’ንከሎ ንኣውስትራልያ ድማ ዲፕሎማሲያዊ ኣካይዳኣ ሚዛን ሒዙ ከምዝኸይድ ክትገብር ገይርዎ’ሎ። #sbsaudiopodcast
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ተኣምራታዊ ጸረ መጥቃዕቲ ክንፍኑ ኢና።" መራሕቲ ህወሓት ካብ ዘይተገልጸ ከባቢ። (ጸብጻብ)
ኤምባሲ ኣውስትራልያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ጉዕዞ መጠንቀቕታ ዘርጊሑ። ብተመሳሳሊ መገዲ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ናይ ጉዕዞ መጠንቀቕታ ኣውጺኡ። ብሰንኪ ኲናት ተቛሪጹ ዝጸንሐ በረራ ናብ መቐለ ተጀሚሩ። ሚንስተር ጌታቸው ረዳ ዝርከቡዎም ሰበስልጣን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (08 ጥቅምቲ 2026)
ንሎሚ 08 ጥቅምቲ 2026 ዝተዳለወ፡ ዜና፡ ጸብጻብ፡ ዜናዊ ትንታነ፡ ቃለ መሕትትን ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያን ምሉእ ትሕዝቶ። #sbsaudiopodcast
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (08 ጥቅምቲ 2026)
** ብ ፌካ (FECCA) ዝፍለጥ ፈደረሽን ቤት ምኽሪ ማሕበረሰባት ኢትኒክ ኣውስትራልያ፡ ሰልፊ ጥምረት ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ዓብይ ምጒዳል ዝወጠኖ ቅድሚ ዉዱእ ምግባሩ ንማሕበረሰባት ስደተኛታት ክውከስ ተላብዩ። ** እስራኤል ንሳልሳይ ዓመት መጥቃዕቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኢትዮጵያ ንኤርትራ ወተሃደራታ ካብ ኢትዮጵያ ብህፁፅ ክትስሕብ ሓቲታ: ኤርትራ ብወገና ነዚ ክሲ ምላሽ ሂባ። (ጸብጻብ)
ኢትዮጵያ ንኤርትራ ወተሃደራታ ካብ ኢትዮጵያ ብህፁፅ ክትስሕብ ሓቲታ። ኤርትራ ብወገና ወተሃደራታ ናብ ትግራይ ኣትዮም ንዝብል ክሲ ምላሽ ሂባ። ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ወተሃደራዊ ትካላት ኢትዮጵያ ናይ ነዊሕ ርሕቀት መጥቃዕትታት ክፍጸሙ ይኽእሉ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ'ዮርዳኖስ ተወልደመድህን፡ ብምኽንያት እምነታ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሞይታ ኣላ።' ተጣባቒ እሱራት ሃኒባል ዳኒኤል
ኣደ ሓደ ቆልዓ ዮርዳኖስ ተወልደመድህን ን2ዓመትን 10 ወርሕን ብምኽንያት እምነታ ተኣሲራ ድሕሪ ምጽናሕ ብ ዕለት 28 መስከረም 2026 ኣብ ቤት ማእሰርቲ ማይ ስርዋ ከምዝዓረፈት ካብ ኣባላት ስድራ ብዝተረኽበ ሓበሬታ ተፈሊጡ ኣሎ። ብዛዕባ ዮርዳኖስን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (07 ጥቅምቲ 2026)
** ሰልፊ ጥምረት ወጢንዎ ዘሎ ምጉዳል ስደተኛታት ኣብ ሰራሕተኛታት ክንክን ኣረጋውያን ጽልዋ ክህልዎ ከምዝኽእል ተኣሚኑ... ** ብምሕንያት ጸገም ኩነታት ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ መላእ ፈረንሳ ናይ ተቕዉሞ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ ** ኖቫክ ጆኮቪች ንሻብዓይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛብድሆን ሜላን ኣተዓባብያ ቆልዑ ኣብ ወጻኢ ምስ ኪኢላ'ዚ ዓውዲ ዶክቶር ዮሃንስ ፍስሃ።
ኣተሕሳስባ ቆልዑን ዓብይትን ብኸመይ ክሰማማዕ ይኽእል፧ ኣብ ውጻኢ ንዝዓዩ ቆልዑ፡ ኣተሓሕዛ ወለዲ ከመይ ክኸውን ኣለዎ ዝብሉን ካልእ ብዛዕባ ኣተዓባብያ ቆልዑን ብድሆታቱን ኣመልኪትና ምስ ዶክቶር ዮሃንስ ፍስሃ ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ንጸላእትና ዘገድሶም ኢትዮጵያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከይትነግስ ጥራይ'ዩ።" ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ (ሓጸርቲ ዜና SBS ትግርኛ 6 ጥቅምቲ 2026)
** ነቲ ለውጢ ክሊማ ኣብ ሃገራት ፓሲፊክ ዘሕደሮ ጽልዋ ስጉምቲ ክውሰድ መራሕቲ ሃይማኖት ጸዊዖም። ** ኦሎምፒክ 2032 ብተፈጥሮ፡ እንስሳ ዘገዳምን መንነትን ኲንስላንድ ዝተደገፈ ኣርማ ጸወታታት ብሪስበን ወግዓዊ ኮይኑ። ** ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWhy power is split, and how that protects you | How Australia Works - ንምንታይ'ዩ ስልጣን ዝከፋፈል፡ ከምኡ ምዃኑ ኸ ንዓኹም ከመይ ይሕልወኩም፧ | How Australia Works
After receiving a fine for not wearing his motorbike helmet correctly, Hugo decides to have the matter heard in court. His story explains how Parliament…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (05 ጥቅምቲ 2026)
ንሎሚ 05 ጥቅምቲ 2026 ዝተዳለወ፡ ዜና፡ ጸብጻብ፡ ዜናዊ ትንታነ፡ ቃለ መሕትትን ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያን ምሉእ ትሕዝቶ። #sbsaudiopodcast
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (05 ጥቅምቲ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብ የመን ዝካየድ ዉግእ ገዲዱ፡ ኣብ መሳለጥያታት ነዳዲ ሱዕዲ መጥቃዕቲ ኣየር ተፈጺ... ** ኣብ ተኣኪቦም ዝነበሩ ደገፍቲ ኒውካስል ናይትስ ብመኪና ረጊጹ 10 ሰባት ኣቑሲሉ ተባሂሉ ዝተኸሰሰ ወዲ 18 ዓመት መራሒ መኪና ዋሕስ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛግብጺ፡ ኤርትራ፡ ሱዳንን ሶማልያን ናይ ሓባር ዉሳኔአን ኣፍሊጠን… ጸብጻብ
መንግስቲ ፌደራል ኣብ ትግራይ መሰጋገሪ መንግስቲ ከቕውም ምዃኑ ኣፍሊጡ። ህወሓት ብወገኑ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ደብረዘይትን ሓዊስካ ኣብ ካልኦት ከባቢታት ዝተፈጸሙ መጥቃዕትታት ድሮን ሓላፍነት ወሲዱ። ኢትዮጵያ ንምትእትታው ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ከሲሳ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመስርሕ ምምኽኻር ክለሳ SBS ጀሚሩ
ብዙሓት ድርብ ቋንቋታት ዝዛረቡን ስደተኛታትን ስድራቤታት ናይ ገዛእ ርእሶም ውልቃዊ ምትእስሳርን ናይ SBS መደባት ብቛንቋኦም ኣብ ሬድዮ ናይ ምስማዕ ዝኽርታትን ኣለዎም። እቶም መደባት ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ተቐይሮምን ሰፊሖምን እዮም፣ ሕጂ ድማ፣ SBS…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛSeismic: The Manchester City scandal and what happens now? - ዘንቀጥቅጥ፡ ውርደት ማንቸስተር ሲቲን መጻኢ ኣንፈቱን፧
Manchester City appeals a ruling over 115 alleged financial breaches as questions grow over a decade of success. - ማንቸስተር ሲቲ ኣንጻር’ቲ ልዕሊ 100 ፋይናንሳዊ ሕግታት ጥሒሳ’ይሉ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (01 ጥቅምቲ 2026)
ንሎሚ 01 ጥቅምቲ 2026 ዝተዳለወ፡ ዜና፡ ጸብጻብ፡ ዜናዊ ትንታነ፡ ቃለ መሕትትን ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያን ምሉእ ትሕዝቶ። #sbsaudiopodcast
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመብዛሕትኦም እስራኤላውያን ሒዛ ትጓዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ክትወድቕ ተሓሲቡ ዝነበረ መደብ ፈሺሉ፡ (ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 01 ጥቅምቲ)
ኣርእስታት ዜና፥ ** ፖሊስ ኒው ሳውዝ ዌልስ ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ሲድኒ ኣብ ዝርከብ መካነ መቓብር እስላም ዝተፈጸመ ምፍርራስ መቓብራት ይምርምር ኣሎ። ** መብዛሕትኦም እስራኤላውያን ሒዛ ትጓዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ዝመርሕ ዝነበረ ፓይለት ብመሳርሕቱ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓደ ሰሙን ዝሓለፎ ሓድሕዳዊ ኲናት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት እናሓየለ ይኸይድ ኣሎ ። (ጸብጻብ)
ኣብ ከተማ ኣላማጣን ከባቢኣን ኣብ 3 መዓልታት ጥራይ ልዕሊ 50 ሰለማውያን ሰባት ብደብዳብ ከቢድ ብረት ከም ዝተቐትሉ ነበርቲ ሓቢሮም። ናይ ሮማዊት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዮ ዝርከቦም ወገናት እቲ ሓድሕዳዊ ኲናት ጠጠው ክብል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኣብ ሆስፒታላት ኮረምን ኣላማጣን ዝኣተዉ ጉዳኣት ውግእ፡ ቍጽሮም ክሳብ 420 በጺሑ።" ሓካይም ብዘይ ዶብ፡ ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ
** ናብ ሳልሳይ ሃገር ዝስጎጉ ስደተኛታት ክጅመር፡ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ኣፍቂዱ። ** ኣብ ሆስፒታላት ኮረምን ኣላማጣን ዝኣተዉ ጉዳኣት ውግእ፡ ቍጽሮም ካብ 180 ናብ 420 ክብ ከም ዝበለ 'ሓካይም ብዘይ ዶብ' (MSF) ኣፍሊጡ። ** መራሒት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመጠን ወለድ ልቓሕ ኣብዚ ዓመት ንራብዓይ ግዚኡ ወሲኹ፡
ሪዘርቭ ባንክ ኣውስትራልያ ኣብዚ ዓመት ንራብዓይ ግዚኡ ንዝቕባበ ንምግታእ ኣብ ዝገበሮ ጻዕሪ መጠን ወለድ ወሲኹ። ወግዓዊ መጠን ገንዘብ ኣብ 15 ዓመታት ዝለዓለ ደረጃ 4.6 ሚእታዊት በጺሑ ኣሎ፡ እዚ ዝኾነ ድማ ድሕሪ’ቲ ብሰሉስ ብ25 መሰረታዊ ነጥቢ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣባላት ጸጥታ ፈደራል ዝርከብዎም ወከልቲ ትካላት ካብ ትግራይ ከምዝወጻኡ ተፈሊጡ ... ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (29 መስከረም 2026)
** መንጐኛታት ቀጠር፡ ነቲ ኣብ ኢራን ዝግበር ዘሎ ኲናት ንምቁራጽ ሓድሽ ድፍኢት ንምግባር፡ ምስ ሰብ መዚ ኢራንን ኣመሪካን ይዛተዩ ኣለዉ... ** ሪዘርቭ ባንክ መጠን ወለድ ናብ 4 ነጥቢ-6 ሚእታዊት ክውስኽ ምዃኑ ክገልጽ ትጽቢት ኣብ ዝግበረሉ ዘሎ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWho really runs Australia, and where you fit in | How Australia Works - ኣውስትራልያ መን’ዩ ብሓቂ ዘካይዳን ዝመርሓን፣ ቦታኹም ከ ኣበይ’ዩ፧ | How Australia Works
Do you know who can help you with a business permit, a rental problem or family support? Through the stories of Fedele, Carol and Abeer, learn how Australia’s…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛYou are already inside the system | How Australia Works - እዛ ሃገር ኣብ ትጥቀመሉ ኣስራርሓ ሕጊ እትዋት ኢኹም | How Australia Works
How do Australia’s governments, laws and public services affect your everyday life? Through real stories, this introduction to the series shows you where to…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (28 መስከረም 2026)
ንሎሚ 28 መስከረም 2026 ዝተዳለወ፡ ዜና፡ ጸብጻብ፡ ዜናዊ ትንታነ፡ ቃለ መሕትትን ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያን ምሉእ ትሕዝቶ። #sbsaudiopodcast
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጃፓን፥ ኣብዚ ዓመት 100 ዓመትን ልዕሊኡን ዝዕድሚኦም 100 ሽሕ ሰባት ዘለዉዋ ሃገር ብምዃን ክብረወሰን ሰይራ።
ጃፓን፥ ኣብ ዓለም ፈላሚት ኣብዚ ዓመት 100 ዓመትን ልዕሊኡን ዝዕድሚኦም 100 ሽሕ ሰባት ብምህልዋ ንዝጸንሐ ክብረወሰን ሓሊፋቶ። ብመሰረት ጸብጻብ ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ዕዮን ድሕነትን እታ ሃገር፡ ቁጽሪ ደቂ ሚእቲ ዓመት ጃፓን ንመበል 56 ተኸታታሊ ዓመት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (28 መስከረም 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ መንግስቲ ፌደራል እቲ ቫይረስ እናሰፍሐ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን ኣብ ዙርያ ጉንፋዕ ኣዕዋፍ ንቕሓት ህዝቢ ንምዕባይ ዝዓለመ ሃገራዊ ወፍሪ ጀሚሩ፣ ። ፕረዚደንት ኮሚሽን ኤውሮጳ ኡርሱላ ፎን ደር ሌየን ኣብ መላእ ዓለም ብድኽነት፣ ግጭትን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዓዀዄይ ዓዀዄይ ኲናት ውፃእ ሰላም እቶ . . .
በዓል መስቀል፡ ኣመንቲ ኦርቶዶክሳውያን ኣብያተ ክርስትያን ኢይቶጵያን ኤርትራን፡ ነቲ እየሱስ ክርስቶስ ዝተሰቐለሉ መስቀል፡ ን ኣማኢት ዓመታት ካብ ዝተቐበረሉ መሬት ዝወፀሉ ኩነት ንምዝካር ፡ ዳሜራ ኣንዲዶም፡ ዝዝክሩሉ በዓል እዩ። ኮይኑ ግና መስቀል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛክንደይ ዝኣክል ሓበሬታ ጥዕና'ዩ OpenAI ብዝውንኖ AI Agent ተሰሪቑ፧ ብዛዕባ'ቲ ምስርሳር (hack) ኩሉ'ቲ ሓቂ ተነጊሩና ድዩ፧
ሓደ ኤጀንት OpenAI "ሓጹር ዘሊሉ" ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ/ፖርታል Medicare (ሜዲኬይር) ሰርሲሩ ኣትዩ። #sbsaudiopodcast