skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (29 ጥቅምቲ 2026)

ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ * ስፐይን ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ካልኣይ ልዑል ቁጽሪ ሞት ዘስዓበ ሓደጋ ባቡር ኣጋጢምዋ ኣብ ሓዘን ኣትያ፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት ሓዘን ኣብ’ታ ሃገር ክኽበር’ዮ። * ዝተሳዕረ ብራዚላዊ ፕረዚደንታዊ ሕጹይ ተወዳዳሪ ፍላቪዮ ቦልሶናሮን ስድራቤቱን ኣብ ኣሜሪካ ኣትዮም፣ * ኣማኢት ሰራሕተኛታት መንገዲ ኣየር ኳንታስን ኳንታስሊንክን ናይ 24 ሰዓታት ኣድማ ኣካይዶም፣ ናይ ሎሚ ጸብጻባት ዜና * ሩስያ ምስ ኤርትራ ክዓርቃ ቅርብቲ'የ ኢላ ደጊማ ኣብ ዘረጋገጸትሉ ንኢትዮጵያ ነፈርቲ ኩናት ኣረኪባታ፣ ጸረ ኣየር ሚሳይላት'ውን ከተቐብላ'ያ፣ ግጭት ሞያሌ ኣስታት 36 ሽሕ ሰባት ናብ ኬንያ ክሃድሙ ገይሩ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓታዊ ምምዝባል እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ ክብል ምሕዝነት ንህልውና ገሊጹ፣ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማልያ ስርሑ ዓጽዩ፣ ምርጫ ግዝኣት ቪክቶርያ፣ ኣውስትራልያ * ግዝኣት ቪክቶርያ ብልምዲ ከም ገስጋሲት ግዝኣት’ያ ትረአ። ዋን ኔሽን ህቡብነቱ እናወሰኸ ምስ ምኻዱ ግን ሕዳር ዝካየድ ምርጫ እታ ግዝኣት ናብ…

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.