skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

"ተኣምራታዊ ጸረ መጥቃዕቲ ክንፍኑ ኢና።" መራሕቲ ህወሓት ካብ ዘይተገልጸ ከባቢ። (ጸብጻብ)

ኤምባሲ ኣውስትራልያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ጉዕዞ መጠንቀቕታ ዘርጊሑ። ብተመሳሳሊ መገዲ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ናይ ጉዕዞ መጠንቀቕታ ኣውጺኡ። ብሰንኪ ኲናት ተቛሪጹ ዝጸንሐ በረራ ናብ መቐለ ተጀሚሩ። ሚንስተር ጌታቸው ረዳ ዝርከቡዎም ሰበስልጣን ፌደራል ኣብ መቐለን ዓዲግራትን ዑደት ኣካይዶም። ኣቶ ጌታቸው ረዳ፡ ትግራይ ኣብ ትሕቲ መንግስቲ ፌዴራል ከም ትጸንሕ ተዛሪቡ። ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ኣለምዋጭ ብዝተፈጸመ ደብዳብ ብረት ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ጉድኣት ወሪዱ።

#sbsaudiopodcast

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.