Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ስፐይን ልዑል ቁጽሪ ሞት ዘስዓበ ሓደጋ ባቡር ኣጋጢምዋ፣ ሰለስተ መዓልታት ሓዘን ከተኽብር'ያ - ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (29 ጥቅምቲ 2026)
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (29 ጥቅምቲ 2026) * ስፐይን ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ካልኣይ ልዑል ቁጽሪ ሞት ዘስዓበ ሓደጋ ባቡር ኣጋጢምዋ ኣብ ሓዘን ኣትያ፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት ሓዘን ኣብ’ታ ሃገር ክኽበር’ዮ። * ዝተሳዕረ ብራዚላዊ ፕረዚደንታዊ ሕጹይ ተወዳዳሪ ፍላቪዮ ቦልሶናሮን ስድራቤቱን ኣብ ኣሜሪካ ኣትዮም፣ * ኣማኢት ሰራሕተኛታት መንገዲ ኣየር ኳንታስን ኳንታስሊንክን ናይ 24 ሰዓታት ኣድማ ኣካይዶም፣ * ሊቨርፑልን ማንቸስተር ሲቲ ናብ ዝቕጽል ዙር ዋንጫ ካርሊንግ ካፕ ሓሊፈን፣
#sbsaudiopodcast
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.