skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

እስራኤል ድምጽታት ትቖጽር፣ መን ክመርሓ'ዩ ግን ገና ንጹር ኣይኮነን - ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (28 ጥቅምቲ 2026)

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (28 ጥቅምቲ 2026) * ኣመሓዳሪት ማእከላይ ባንክ ኣውስትራልያን ፈደራል ተሓዝ ሕሳብን ዝቕባበ ንንውሕ ዝበለ እዋን ልዑል ኮይኑ ክጸንሕ'ዩ ይብሉ፡ * ሓድሽ መራሒ ሰልፊ ግሪንስ ደይቪድ ሹብሪጅ ንዳርጋ ኩሎም ሰራሕተኛታት ናይ 1000 ዶላር ኣውስትራልያ ኣብ ዓመት ሕድገት ቀረጽ ዝገብር መደብ ኣፍሊጡ፡ * ናይ ፈለማ ዝተኣከቡ ርእይቶታት ኣድመጽቲ (ኤግዚት ፖልስ) ምርጫ እስራኤል ተዘርጊሖም - መን'ዩ ኣብ መወዳእትኡ መንግስቲ ዝምስርት ግን ንጹር ኣይኮነን፣

#sbsaudiopodcast

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.